@fqrk25: ክድውለልኪ'የ ማማ   ገና ንገና"የ  ክድውል  ክሓስብ ኣእሙሮይ ከም ዑንቂ ዝጸብብ ዝሓዞ ስለዘይብሉ እቲ ለዋህ ከብደይ እናደወልኩ"ዩ ዘንቀጥቅጥ የእዳወይ፡ ከም ሻሙ ግን ይድውል "ማማየ"ይብለኪ "ወደየ " ትብልኒ ደሃየይ ሰሚዕኪ ዝብሎ ይጠፍኣኒ "ከመይ ኣለኹም "ይብለኪ "ጽቡቕ ኣለና" ትብልኒ ኩሉ ኣብ ከብድኺ፡ ደመወዝ ኣቦይ ይፈልጠን"የ ማማ ብዘይ ሓገዝ ወርሒ ከምዘይቖማ ይፈልጦ"የ ናብራና ዝኽወለኒ የለን ከየርህወሉ ድማ ዝተረኽበ የለን ዝብሎ ይጠፍኣኒ እንታይ ከዕልል ብተስፋ የንብረኪ ብቃላት የቑጸልጽል እንቋዕ ኣይትርእይኒ ቻው ምስ በልኩኺ ተንፈቕፊቐ ዝነብዖ ስለ ዘይወተፍኩልኪ፡ ማማ ካባኺ"የ ሰሚዐዮ እቲ ዝንገር "ሰብ ብእንጀራ ኣይኮነን ብተስፋ"ዩ ዝናበር"። ስለዚ'የ ዝድውለልኪ ዘለኒ ዘይብለይ ተስፋ ምሃብ ስለዝመሃርኪ"ዮ ልበይ ክድውለልኪ'የ ማማ የዒንተይ ዓሚተ  ድምጸይ ይዓብየኪ ካብ ዝብላዕ ዝስተ።

༒Ṣ̌āmî_¹⁹💌
༒Ṣ̌āmî_¹⁹💌
Open In TikTok:
Region: LY
Tuesday 22 September 2026 22:01:32 GMT
2365
141
3
4

Music

Download

Comments

aron.fshaye
Aron Fshaye :
🙏🙏🙏
2026-09-23 01:07:37
0
user8918678990020
ሳሚ 🇱🇾 :
🥰🥰🥰
2026-09-22 22:55:43
0
nardos.merhawi
Nardi 👸🌸 :
🥰🥰🥰
2026-09-24 21:35:28
0
To see more videos from user @fqrk25, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About