@noryrevival: Roblox outfit idea #robloxskin #robloxdesigner #avatarcatalogcreator #robloxoutfitideas #robloxavatar

Nory 私
Nory 私
Open In TikTok:
Region: BR
Wednesday 23 September 2026 21:50:19 GMT
33041
1194
32
97

Music

Download

Comments

emilio_00767
Emilio 💫 :
W?
2026-09-25 06:12:20
6
alexisytv975
Alexis. :
883E03
2026-09-24 01:56:38
0
jorge7771688
★.Jxrge.★ :
como se yama el juefl
2026-09-24 02:10:41
0
jhapzclovenavarez
jhapz. clove. navarez :
883DFA
2026-10-02 03:02:31
0
gp_iq
وحش الكنافه :
Hell nah i just want 100 robux for a skin HSM77H
2026-09-30 19:21:45
0
r0ck_m4n
𒉭RILEY𒉭 :
edmondex?
2026-09-27 15:47:00
0
nazar_123417
~sAe~ :
best?
2026-09-24 18:37:43
0
leoanimacoes
Leo animações (*´▽`*) :
2026-09-30 01:13:05
1
miguel_oherathereal1
itz real 𝕄𝕚𝕘𝕦𝕖𝕝𝕆 :
Free?
2026-09-23 21:58:44
2
assuming10000
￴ ￴￴ ￴￴ ￴￴ ￴￴ ￴￴ ￴ ￴￴￴￴ ￴ :
how much?
2026-09-24 03:15:52
1
esnoubor1
.demente9012🫥 :
nombre del mapa o user para los códigos
2026-10-07 19:43:07
0
phutawan996
Phutawan :
883DF7
2026-09-25 11:45:59
0
andres1.610
Adrian :
883E03
2026-10-08 16:18:21
0
angelgurvy
Goyo :
2026-09-27 23:04:31
0
omega_kevin12
kevincito_play666 :
el codigo del primero
2026-09-25 01:07:24
0
look.jeef
☄️ JF :
qual nome desse emote de andar?
2026-10-02 21:42:30
0
andres1.610
Adrian :
883DFA
2026-10-08 16:18:47
0
nazar_123417
~sAe~ :
2026-09-24 18:37:47
0
laserblame
4nG3LDu$T :
I made one
2026-10-21 10:41:42
0
ronaldoclips1_
RonaldoClips :
first
2026-09-23 21:53:47
1
nova7156
NOVA :
boong jir gak ada nyatanya
2026-09-24 06:58:48
0
user77777777777777775252
￴￴￴￴￴ ￴￴￴￴￴ ￴￴￴￴￴ ￴￴￴￴￴ ￴￴￴￴￴ :
добавьте его умоляю
2026-10-04 06:40:22
0
bandolife9966
notti🥷🏼 :
los hombres no celebramos Halloween
2026-10-14 15:24:21
0
user180654321
jopan :
🔥🔥🔥
2026-09-23 21:55:20
1
emerzon.andrey.ca
Emerzon Andrey Castro✝️☪️ :
👍🏻👍🏻👍🏻
2026-09-23 21:55:10
1
To see more videos from user @noryrevival, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዓይኒ ቀንዴል ህይወት እያ! ብሌን ኣዒንትኻ እንተዘይሃልየን፡ ምህላውካን ጣዕሚ መንብሮኻን ክመርር ናይ ግድን እዩ። ምኽንያቱ ዝወለድካዮ ውሉድ እኳ ክትድህስሶ እምበር ክትርእዮ ስለዘይትእክል። ኣገዳስነት ኣካላዊት ዓይኒ ብቐሊሉ ገሊጽካ ዝውዳእ ኣይኮነን። የግዳስ፡ ናብቲ ሱር ናይቲ መልእኽቲ ክንሓልፍ እንከሎና፡ ዕውረት ኣብ ክልተ ይኽፈል፦ ኣካላዊ ዕውረት — ብሌን ኣዒንትኻ ምርኣይ ክሕረማ እንከለዋ እዩ። ልባዊ ዕውረት — ጉዕዞ ህይወትካ ብኻልኦት ክምራሕን፡ ማእዝን ናብራኻ ብናይ ጓኖት #ርእሲ ክዝወር እንከሎ እዩ። እዚ ዓይነት ዕውረት፡ ንመንነትካ ካብቲ ካብ ዕዳጋ ዝተገዝአ ባምቡላ ዘይሓልፍ ወይ ዘንብር፡ ንወድ-ሰብ ድማ ኣብቲ
ዓይኒ ቀንዴል ህይወት እያ! ብሌን ኣዒንትኻ እንተዘይሃልየን፡ ምህላውካን ጣዕሚ መንብሮኻን ክመርር ናይ ግድን እዩ። ምኽንያቱ ዝወለድካዮ ውሉድ እኳ ክትድህስሶ እምበር ክትርእዮ ስለዘይትእክል። ኣገዳስነት ኣካላዊት ዓይኒ ብቐሊሉ ገሊጽካ ዝውዳእ ኣይኮነን። የግዳስ፡ ናብቲ ሱር ናይቲ መልእኽቲ ክንሓልፍ እንከሎና፡ ዕውረት ኣብ ክልተ ይኽፈል፦ ኣካላዊ ዕውረት — ብሌን ኣዒንትኻ ምርኣይ ክሕረማ እንከለዋ እዩ። ልባዊ ዕውረት — ጉዕዞ ህይወትካ ብኻልኦት ክምራሕን፡ ማእዝን ናብራኻ ብናይ ጓኖት #ርእሲ ክዝወር እንከሎ እዩ። እዚ ዓይነት ዕውረት፡ ንመንነትካ ካብቲ ካብ ዕዳጋ ዝተገዝአ ባምቡላ ዘይሓልፍ ወይ ዘንብር፡ ንወድ-ሰብ ድማ ኣብቲ "ልዕሊ ምዉታትን ትሕቲ ህልዋትን" ዝኾነ ኩነት ዘስፍር ዝኸበደ ዕውረት እዩ። ርአ! ነቲ ቀዳማይ (ኣካላዊ) ዕውረት ብኣእምሮኻ ክትስዕሮ፡ መንብሮኻ ክትመርሖን ንሽግርካ ክትሰግሮን ትእክል። ነቲ ናይ ልቢ ዕውረት ግን፡ ልክዕ ከምቲ "ፈሊጡ ዝደቀሰ ነቕኒካዮ ኣይሰምዕን" ዝበሃል፡ መካሓሓሲ ዘይትረኽበሉ ግብ ዝበለ ጸላም እዩ። እዛ ናይ ልጥፎና ስእሊ ተመልኪትኩማ'ዶ ኣለኹም፧ ኣብታ ስእሊ ሓደ መንእሰይ ንቕድሚኡ ይጉዓዝ ኣሎ፤ ናበይ ይኸይድ ግን ኣይፈልጥን። ኣብ ኣዒንቱ ናይ ጨርቂ ሽፋን ተሸፊኑ ቀሪቡ ኣሎ። በቲ ካልእ ወገን ድማ፡ ብድሕሪ እቲ ዓይኑ ዝተጋረደ መንእሰይ፡ ካልእ ስዉር ሓይሊ ደፊኡ ይወስዶ ኣሎ። ኣብዛ ስእሊ እቲ ብድሕሪት ዘሎ ደፋኢ፡ ናበይን ንምንታይ ከም ዝኸዱ ኣዳዕዲዑ ዝፈልጥ "በዓል ዕላማ" እዩ! እቲ ብቕድሚት ዘሎ መንእሰይ ግን ንዕላማ ካልኦት ዝነብርን ንማሕረድ ከም ዝተዳለወ ገንሸልን እዩ። ውጽኢት ዕውረት ልቢ እዚ እዩ! ትኸይድ ኣለኻ፡ ናበይ ምዃንካ ግን ኣይትፈልጥን። ምኽንያቱ ኣካልካ እምበር ዊኖኻን ምስትውዓልካን ምሳኻ የሎን። ዕውረት ዘይገብሮ የብሉን... ኣስተውዒልካዶ ኣለኻ ነባባይ፧ ብዘይ ዕላማ ዝንበር ህይወት፡ ብናይ ካልኦት ድርኺትን መርሒነትን ትጓዓዞ ጉዕዞ ክሳብ ክንድዚ እዩ ሓደገኛ! ትኸይድ እምበር፡ ኣብ ቅድሜኻ ዘሎ ህጉም ክሳብ ክንደይ ኣፍራሕን ቀታልን ምዃኑ ኣይትፈልጥን—"ኪድ" ስለዝተበሃልካ ጥራይ ትኸይድ። ህይወትካ ብኻልኦት ክምራሕ ምሕዳግ ማለት ልክዕ ከምዚ ናይዚ መንእሰይ፡ መወዳእታኡ ናብ ዘይፍለጥ ጥፋኣት ዝመርሕ ጉዕዞ ምኻድ ማለት እዩ። ናበይ ምዃኑ ዘይፍለጥ ጉዕዞ ድማ፡ ናይ ምምላስ ውሕስነት ወይ መምለሲ ካርዲ ዘይብሉ "ናይ ዋን-ወይ ጉዕዞ" እዩ። ኣብ ህይወት ከቢድ ናብራ ክህልወካ ይእክል እዩ—ዘጋጥም እዩ። ፈተናታት እውን ክበዝሑኻ ይእክሉ እዮም—ምኽንያቱ ኣብ ናይ ቃልሲ ዓለም ስለዘሎኻ! ይምረር፡ ይሕሰም... እቲ ጉዕዞ ክሳብ ክንደይ ዝመረረ እንተኾነ እኳ፡ ወሰንቲ ሚዛን ህይወትካ ካልኦት ክኾኑ ግን ኣይትሕደግ። ጉርብትና ግራት ደረት ኣለዎ፤ ጉርብትና ሃገር እውን ዶብ ኣለዎ። ርክባትካ ምስ ካልኦት ሰባት እውን መስመርን ዶብን ክህልዎ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ! - ዘፍጥረት

About