@miniatureworld781: ⛰️ I Built a Spiral Railway Around a Green Mountain Peak #miniature #diy #train

Miniature World
Miniature World
Open In TikTok:
Region: GB
Thursday 24 September 2026 12:39:39 GMT
4911
69
1
9

Music

Download

Comments

tempa.tamang6
Tempa Tamang :
[Big LOL][Big LOL][Big LOL]
2026-09-24 17:41:47
1
To see more videos from user @miniatureworld781, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ፍረ ዘይብሉ ቃል ትርጉም የብሉን" ክበሃል ሰሚዕካ ኣለኻ፤ ትኽክል እዩ! እንተኾነ ፍረ ዝጅምር ቃል ምስ ወጽአ ምዃኑ ኣይትረስዕ። ቃላት ኣፍካ—ድሌት ናይ ውሽጥኻን ምስልኻን እዮም። ነቲ እትደልዮን እትገብሮን ብሓሳብ ኣሰኒኻ ቀዲምካ እኻ እትብሎ። ሰብ ድማ ነቲ ካብ ኣፍካ ዝወጽእ ቃል እዩ ቀዲሙ ዝርእይ፣ ንዕኡ ይኣምን፣ ኣብኡ ድማ ተስፋ የሕድር! ንሓንቲ ቃል ቅድሚ ምስኣ ክትነብር ምጅማርካ፦ ቀዲምካ እኻ ምስኣ ምንባር ከም እትደሊ ብቃላትካ ኣእሚንካያ። ምኽንያቱ ቃላትካ "ውሕስነታ" ስለ ዝኾኑ! ቅድሚ ሕጂ እኳ ዘይትፈልጠካ ትንበር፣ ብዛዕባኻ እውን እኹል ተመክሮ ኣይሃልዋ—ቃላትካ ግን ብዙሕ ትርጉም ዘለዎን ምኽንያት ናይ ምንባራን እዩ። ስለ ዝኾነ ድማ ነቲ ድሒርካ እትገብሮ፣ ቀዲምካ ብቓላትካ ክትብሎ ትጽቢታ እዩ! ብምሳሌ፦ ካብ ብዙሕ ህያባት፣ ብዙሕ ቃላት ንዓኣ ዓቢ ውሕስነት እዩ። ከም እትፈትዋ፣ ንዘልኣለም ምስኣ ክትነብር ከም እትደሊ፣ ዕጫኻን ዕድል መጻኢኻን ምዃና፣ ህላውነታ ንዓኻ እቲ ዝበለጸ ውህበት ምዃኑ— ከነጽረላ እንከለኻ፣ ንልባ ዕጋበትን ውሕስነትን ብምዃን ዝያዳ ኣባኻ እምነት ከተሕድር እዩ ዝሕግዛ። ስለዚ ኩሉ ግዜ ነቲ ኣብ ልብኻ ዘሎ ብዛዕባኣ እትሓስቦ ብቓላትካ በላ፦ "ንስኺ ዕጫ ህይወተይ፣ ምርጫ ጉዕዞይ እኺ! እተን ምሳኺ ዝኸድክወን ጉዕዞታት ኩለን ትርጉም ዘለወንን ኣብ ህይወተይ ድማ ፍሉያት ዝኽርታት እየን። እቲ ዘይጠዓስኩሉ ኣብ ህይወተይ ዝወሰድክዎ ውሳኔ፦ እቲ ምሳኺ እተላለኹሉ እዩ! ንዓይ ኣፍቃሪተይ ጥራይ ዘይኮንኪ—ኩለንትናይ፣ ሓፍተይ፣ መሓዛይ፣ መማኽርተይ—ኩሉን ብኹሉን ምልኣት ልበይ እኺ!" ብምባል ብቃላትካ ነቲ ምስኣ ዘሎካ ዝምድናን ህላውነታ ማዕረ ክንደይ ኣገዳስን ወሳንን ምዃኑ ኣረጋግጸላ! እዚ ንልባ ዕረፍቲ፣ ንኣእምሮኣ ድማ ሰላም እዩ። ኣመና ትሓልየላ ትኸውን እኻ፣ ድሌታታ እውን ተማልእን ትገብረላን ኮይኑ ይስመዓካ ይኸውን እዩ—ጽቡቕ እዩ! እንተኾነ ብቓላትካ ምግላጽ እውን ዝበለጸን ኣካል ትጽቢታታን ምዃኑ ምርዳእ ድማ ኣገዳሲ እዩ። — ዘፍጥረት

About