@nski.alemey: ካብቲ ዘይ ርስዖ ገለ ካብ ዝኽርታት እታ ህሞት,ማይ ቲፍትፍታ ናሃረመ ክዳነይ ጠልቅዩ ብቁሪ እና ኣንፈጥፈጥኩ እዩ,ኣላጊሰ ዘዕቅለሉ ጽላል ስኢነ የማን ጸጋም ቁሊሕ ሊሕ ናበልኩ ,የዒንተይ ፈዚዘን ዝቆረረት ነብሰይ ሙቆት መሊሳ ብዘይ ግለጽ ሃንደበታዊ ስምዒት ማዕጾ ልበይ ኣፍሪሳ ሃንደበታዊ መጥቃዕቲ ብድሙቅ ፍሽኽታ ንዓይ ዘፍርሃኒ ዝናብ ንዓ ናጻወታ ልበይ ወሲዳታ,ስማ ሓቲተ ቀራቢኣ ኾይነ ናተይ ክገብራ ልበይ ሰሲዑ ብህርፋን ክሓታ,ምእሉል ጠባያ ዘርብኣ ልዙብ ልስሉስ ቃላታ ስማ ሓቲተያ ሌላ እያ ኔራ ,ስመይ ነጊረያ ዳግማይ ንኽረኽባ ቁጽራ ወሲደ ሻሂ ከስትያ ርክብና ክድገም ውሽጠይ ከላልያ,መልሳ ክጥዕም ንልበይ ዘይ ጎድእ ፍቃደኛ ኮይና ቆጸራ ፈሊና ቦታ ክንመርጽ ዕድል ምስ ሃብኩዋ, ዝመጽእ ሰንበት ገዛና ምጻእ ኢላ ዓዲማትኒ ኣብ መርዕኣ ሃንደት ቆሪረ ልበይ በሪዳ ቻው ኢለያ ንሌላ ዘይ ርስዓ ሕጅስ ድሮ ኸማን 3 ቆልዑ ወሊዳ ኣነ ግን 𝑠𝑡𝑖𝑙𝑙 𝑛𝑜𝑤 𝑠𝑖𝑛𝑔𝑙𝑒 🤗❣️❣️ 🙏🤝✍️ 𝑤𝑒𝑑𝑖 𝑠𝑎𝑏𝑎 🦋🦋✍️
𝙬𝙚𝙙𝙞 𝙨𝙖𝙗𝙖 📚✍️❣️❣️
Region: SS
Thursday 24 September 2026 14:33:15 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @nski.alemey, please go to the Tikwm
homepage.