@godslove0957: 10 ብሱላት ሰባት ዘይገብርዎም ነገራት 1. ምስ ኩሉ ሰብ ኣይክራኸሩን እዮም ኩሉ ፍልልያት ሓሳብ ጉልበትካን ግዜኻን ዝሓትት ኣይኮነን። 2. ንጽቡቕ ስሞምን ክብርኦምን ብዘይካ ውጽኢታዊ ስራሕ ኣብ ከንቱ ቃላት ኣየጥፍኡን ግብሮምን ውጽኢቶምን እዩ ብስምኦም ዝዛረብ። 3. ንሰብ ንምሕጋስ ኢሎም ናቶም መትከልን ዋጋን ኣይቅይሩን ንነብሶምን ንመትከሎምን እሙናት እዮም። 4፡ ኣብ ሕሉፍ ጌጋታቶም ኣይሕየሩን ካብኡ ተማሂሮም ንቕድመኦም ይስጉሙ እምበር ዘይትካእ ግዜ ብጣዕሳ ኣየጥፍኡን። 5. ስምዒቶም ንውሳነታቶም ክቈጻጸሮ ኣይፈቕዱን ብዝተረጋግአ መንፈስን ብምኽንያታውን ኣእምሮን ውሳነታት ይውስኑ። 6. ንካልኦት ሰባት ክ ነቕፍዎምን ክሓምይዎምን ግዜኦም ኣየጥፍኡን ኣብ ነብሶም ንምዕባይን ምምሕያሽን እዮም ዘተኮሩ። 7. ንኩሉ ነገር ኣብ ትሕቲ ቁጽጽሮም ክገብርዎ ኣይፍትኑን ነቲ ክቕይርዎ ዘይክእሉ ነገራት ተቐቢሎም፡ ኣብቲ ክቕይርዎ ዝክእሉ ጥራይ የተኩሩ። 8. ኣብ ግዜ ጸገም ሰባት ኣይኮኑን ዝኸሱ ብድሆታት እንተጋጥሞም ፍታሕን መፍትሒን እዮም ዝደልዩ እምበር ምኽንያት ኣየቕርቡን። 9. ምስ ኣሉታውያን ሰባት ግዜኦም ኣየጥፍኡን ንሰላሞምን ኣወንታዊ ሕልናኦምን ዝሕሉ ወሰን የንብሩ. 10. ምስ ካልኦት ሰባት ነብሶም ኣየወዳድሩን ውድድሮም ምስቲ ናይ ትማሊ ዝነበረ ታሪኾም ጥራይ እዩ። #fyp #searchinsightcreators #habeshatiktok #fyppppppppppppppppppppppp #viralvideo

Tigisti Debesai
Tigisti Debesai
Open In TikTok:
Region: CA
Friday 25 September 2026 01:19:46 GMT
2003
35
3
3

Music

Download

Comments

linda.bahryawi6
Linda bahryawi tsebake :
🙏🙏🙏
2026-09-25 04:15:10
0
filimon.kiflson
ፊሊ ወዲ ማርያም ጼዮን :
🥰🥰🥰
2026-09-25 04:03:04
0
kinginscotland
hawi sami :
❤️🥰
2026-09-25 06:30:29
0
To see more videos from user @godslove0957, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About