@yaabaadoo1:

yaabaadoo1
yaabaadoo1
Open In TikTok:
Region: US
Friday 25 September 2026 14:12:54 GMT
513
6
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @yaabaadoo1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዝኽሪ መስቀል ጎይታ !!! . . ኣብ ሳልሳይ ክፍስ ዘመነ፡ነቲ ኣብ ሃጸያዊ ግዘኣት ሮማ እናነከየ ዠኸይድ ዝነበረ እሞነት ክርስትና ንሞሕላው፡ንግስቲ እታ ሃገር ኢለኒ ንወዳ ቆስጠነጢኖስ ብዛዕባ ሃይማኖት ክርስትናን ስቓይ ክርስትያንን ካብ ንእስነቱ ኣትሐዛ ክትሞህሮ ጀመረት፡ እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ክርስትና ኣብ ወሽጡ ዘለዉ ክርስትያንን ኣወንታዊ ኣረኣእያ ፈጢሩ፡፡ እቲ ንጉስ ክርስትና ካብቶሞ ኣብ ሮማ ዝገዝኡ ዘነበሩ ቄሳር ብዝሓሸ መነገዲ እዩ ተቅቢልዎ፡ ኣብ ግዜ ንግስነት ወዳ ቆስጠነጢኖስ ድሕሪ ሰለስተ ሚእቲ ዓመት ንመጀመርታ ግዜ ናጽነት ክርስቲያን ኣዊጂ፣ ብድሕሪኡ ክርስትና ሃገሪዊ ሃይማኖት ኮይኑ፡ ኣብ ውሸጢ ሰስተ ሚእትን ዕስሪ ሸውዓተን ዓመት ንግስቲ ኢለኒ መስቀል ካብ ዝተቆብረሉ ቦታ ክትደሊ ናበ አያሩሳሌሞ ተጎዓዘት ። ነዚ ክትበጽሕ ንፈጣሪኣ ክሕግዛ ለመነት፡ ቃል ኣተወት ድማ፡ ወዳ ቆስጠነጢኖስ ክርስትያን እንተኮይነ ናብ አየሩሳሌሞ ብሞካድ መስቀል ክትረክብን ኣብ አየሩሳሌም ዝርከቡ ቅዱሳት ቦታታትን ኣብያተ ክርስቲያናትን ከትሃንጽን ሞኳና ንኣሞላክ ቃል ኣተውት።ሃጸይ ቆስጠነጢኖስ ንክርስትና ሞቅባሉ ከሞ ዘለዎ ንምምስካር ብ337 ዓ.ሞ.ኣሚኑ ተጠመቀ።ብድሕሪ እዚ ቅድስቲ ኢለኒ መስቀል ክትረክብ ናብ አያሩሳሌሞ ተጓዒዛ ብዛዕባኡ ሓተተት ። ኣበይ ከሞዘሎ ክነግራ ዘኽአል ሰብ ግን ኣይረኸበትን፡፡ ተስፋ ኣይቆረጸትን ከራቆስ ዝበሃል ኣረጊት ሰብኣይ ጎቦ ጎልጎታ ክሳብ ዘርአያ ብትግሃት ደለየት፤ ኣብ መነጎ እቶሞ ሰስተ ኣኽራን ዘሎ መስቀል ከተለልዮ ስለ ዘይከኣለት ግን ንግስቲ ኢለኒ ናብ ኣምላኻ ጸለየት፡ካብቶሞ ሰስተ ኣክራን ኣየናይ መስቀል ሞኳኑ ንሞፍላጥ ብሓገዝ መልኣክ እግዚኣብሔር ብዙሕ ዕጣን ብሞውሳክን ዕጣን ብሞንዳድን ጸሎት ተገብረ፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ትኪ ዕጣን ብቅጥታ ናብ ሰማይ ደይቡ ናብቲ መስቀል ዝነበረሉ እሞባ ሰገደ፡ ልክዕ እቲ መስቀል ዝነበረሉ ቦታ ሓበረ፡፡ እዚ ናይ አግዚኣብሔር ተኣሞር አዩ ነይሩ: ቅዱስ ያሬድ ድማ
ዝኽሪ መስቀል ጎይታ !!! . . ኣብ ሳልሳይ ክፍስ ዘመነ፡ነቲ ኣብ ሃጸያዊ ግዘኣት ሮማ እናነከየ ዠኸይድ ዝነበረ እሞነት ክርስትና ንሞሕላው፡ንግስቲ እታ ሃገር ኢለኒ ንወዳ ቆስጠነጢኖስ ብዛዕባ ሃይማኖት ክርስትናን ስቓይ ክርስትያንን ካብ ንእስነቱ ኣትሐዛ ክትሞህሮ ጀመረት፡ እዚ ድማ ኣብ ልዕሊ ክርስትና ኣብ ወሽጡ ዘለዉ ክርስትያንን ኣወንታዊ ኣረኣእያ ፈጢሩ፡፡ እቲ ንጉስ ክርስትና ካብቶሞ ኣብ ሮማ ዝገዝኡ ዘነበሩ ቄሳር ብዝሓሸ መነገዲ እዩ ተቅቢልዎ፡ ኣብ ግዜ ንግስነት ወዳ ቆስጠነጢኖስ ድሕሪ ሰለስተ ሚእቲ ዓመት ንመጀመርታ ግዜ ናጽነት ክርስቲያን ኣዊጂ፣ ብድሕሪኡ ክርስትና ሃገሪዊ ሃይማኖት ኮይኑ፡ ኣብ ውሸጢ ሰስተ ሚእትን ዕስሪ ሸውዓተን ዓመት ንግስቲ ኢለኒ መስቀል ካብ ዝተቆብረሉ ቦታ ክትደሊ ናበ አያሩሳሌሞ ተጎዓዘት ። ነዚ ክትበጽሕ ንፈጣሪኣ ክሕግዛ ለመነት፡ ቃል ኣተወት ድማ፡ ወዳ ቆስጠነጢኖስ ክርስትያን እንተኮይነ ናብ አየሩሳሌሞ ብሞካድ መስቀል ክትረክብን ኣብ አየሩሳሌም ዝርከቡ ቅዱሳት ቦታታትን ኣብያተ ክርስቲያናትን ከትሃንጽን ሞኳና ንኣሞላክ ቃል ኣተውት።ሃጸይ ቆስጠነጢኖስ ንክርስትና ሞቅባሉ ከሞ ዘለዎ ንምምስካር ብ337 ዓ.ሞ.ኣሚኑ ተጠመቀ።ብድሕሪ እዚ ቅድስቲ ኢለኒ መስቀል ክትረክብ ናብ አያሩሳሌሞ ተጓዒዛ ብዛዕባኡ ሓተተት ። ኣበይ ከሞዘሎ ክነግራ ዘኽአል ሰብ ግን ኣይረኸበትን፡፡ ተስፋ ኣይቆረጸትን ከራቆስ ዝበሃል ኣረጊት ሰብኣይ ጎቦ ጎልጎታ ክሳብ ዘርአያ ብትግሃት ደለየት፤ ኣብ መነጎ እቶሞ ሰስተ ኣኽራን ዘሎ መስቀል ከተለልዮ ስለ ዘይከኣለት ግን ንግስቲ ኢለኒ ናብ ኣምላኻ ጸለየት፡ካብቶሞ ሰስተ ኣክራን ኣየናይ መስቀል ሞኳኑ ንሞፍላጥ ብሓገዝ መልኣክ እግዚኣብሔር ብዙሕ ዕጣን ብሞውሳክን ዕጣን ብሞንዳድን ጸሎት ተገብረ፡ ኣብቲ ግዜ እቲ ትኪ ዕጣን ብቅጥታ ናብ ሰማይ ደይቡ ናብቲ መስቀል ዝነበረሉ እሞባ ሰገደ፡ ልክዕ እቲ መስቀል ዝነበረሉ ቦታ ሓበረ፡፡ እዚ ናይ አግዚኣብሔር ተኣሞር አዩ ነይሩ: ቅዱስ ያሬድ ድማ "ትኪ ሰገደ" ኢሉ ገሊጽዎ፡ቅድስቲ ኢለኒ ኹዕታ ብ17መስከረሞ ክጅሞር ኣዘዘት፡ድሕሪ ኣስታት ናይ ሸውዓተ ወርሒ ኹዕታ ብ1ዐ መጋቢት ሰለስተ መስቀላት ብሓባር ተረኪቦሞ ። እንተኮነ ግን ጎይታናን መድሓኒናን አያሱስ ክርስቶስ ዝተሰቅለሉ መስቀል ንሞልላይ ኣይተካአለን። ስለዚ ነተን ሰለስተ መስቀላት ናብ ሓደ ዝሞተ ሰብ ወሲዶሞ በብሓደ ኣቅመጥወን፤ ኣብቲ ግዜ እቲ ጎይታና አያሱስ ክርስቶስ ዝተሰቅለሉ መስቀል ሞስ ተነብረሉ ካብ ሞዉታት ተንስአ፡ መስቀል ጎይታና ድማ ተፈልዩ፤ እቲ ተኣሞር ድማ ተገልጸ፡፡ መስቀል ኣብ አየሩሳሌሞ ንብዙሕ ዓመታት ሞስ ጸንሐ ነገስታት ነፍሲ ወከፍ ሃገር መስቀል ንርአሶሞ ክወስዱ ተቃለሱ። ኣብዚ ግዜ እዚ ካብ ኣንጾክያ፣ ኤፌሶነ፣ኣርመነያ፣ ግሪክ፣ እስክንድርያን ካልኦት ሃገራትን ዝመጹ መራሕቲ ሃይማኖት ሰላሞ ክገብሩ ተኣከቡ።፡ ነቲ መስቀል ኣብ ኣርባዕተ መቂሎሞ ብስሞሞዕ ተማቀልዎ። ሞስቲ ቅርስታት ወሲደሞ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ሃገሮሞ ንኽብሪ ኣቅመጥዎ።፡ ናብ ኣህጉርና ኣፍሪቃ ዝበጽሐት የማናይ ክነፊ ስለ ዝነበረት እቲ ክፋል መስቀል ብፓትርያርክ ግብጺ ተታሐዙ ሞስቲ ታሪካዊ ቅርስታት በክብሪ ኣቅመጥዎ: ኣብቲ እዋን እቲ ዝነበረ ንጉስ ኢትዮጵያ ሃጸይ ዳዊት ዳግማዊ። ነቶሞ ኣብ ግብጺ ዝነበሩ ክርስትያናት ካብቲ ኣማሌቃውያን ኣብ ልዕለኦሞ ዘውርድዎ ዝነበሩ ጸልዋ ሓራ ኣውጸኦሞ፡ ንዝክሪ መስቀል ኢትዮጵያ ኦርቶደክሳዊት ተዋህዶ ቤተ ክርስቲያን በብዓመቱ 10መጋቢት በዓለ መስቀል ተበዕል። መስከረም 16ን መስከረሞ 17ነን ጸሎትን ሞስጋናን ዳሜራ ያግበር፡ ድሕሪ ሰለስተ ሚእትን ሰላሳን ሸውዓተ ዓመት ኣብ ቅድስት ኢለኒ ዝተረክበ ሞስጢር ቅዱስ መስቀል ክግስጸልና ክንጽሊ ያግባአ ፡ ቃል መስቀል ነቶም ዝጠፍኡ ዕሽነት እዩ። ንዓና ዝደሓና ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ (1ቆሮ 1:18) ብኡኡ ምእንቲ ክንባረኽ መስቀል ክንስከሞ ያግባአ ፡፡ ሓደ እኳ ደድሕረይ ክመጽአ ዝደሊ አንተሎ: ርአሱ ይክሓድ። መስቀሉ ኣልዒሉ ይስዓበኒ ማቴ 16:24) ቤተክርስቲያን መግለጺ ክብሩን ፍቅሩን ዝኮነ መስቀል እንስከመሉ ብዙሕ መገድታት ከሞ ዘሎ ትገልጽ፡፡ መስቀል ኣብ ጎቦ ቤተክርስቲያንን ኣብ ክሳድ ካህናትን ዓለማውያንን ኣብ ክዳውነቶሞን እዩ፡ መስቀል ናይ ከሉ ነገር መጀመርታን መወዳእታን ስለዝኮነ ስራሕ ሞስተጀመረን ምግቢ ሞስተቅርበን ምስ ሞስሊ መስቀል ኢና ነማዕትብ፡፡ ዘምበብናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ !! እቶም ነዚ ዕድል ረኺብኩም ዘምበብኩም ነቶም ከምዚ ናትኩ ዕድል ዘይረኸቡ share ብምግባር ኩሉ ክርስትያን ክፈልጦ ይግባእ #ኦርቶዶክስ⛪ተዋህዶ⛪ለዘለዓለም🙏ትኑር🙏 #☦️☦️☦️☦️☦️☦️☦️☦️⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪⛪🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 #❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹

About