@www.tiktok.comkeshiafew1: ንሱ ኸም ሓዊ ካብ እትነድድ ሕሊና ዝተላዕለ፡ ዓለም ብምኽንያት ናይ ጥፍኣት ስሕተትን ኣእምሮ ምስኣንን ብማእሰርቲ ኃጢኣት ተታሒዙ ኪጉዳእ ምስ ረኣዮ፥ ንባሕርይ ሰብ ኬድኅን ፈተወ፥ ካብ ኵሎም ኣብ ሰማያት ዚነብሩ መላእኽቲ ተሠዊሩ ድማ ኣብ ማህፀን ድንግል ተጠንሰ። ናብኡ ኣቕረበና፡ ንዅሉ ሕሊናና ድማ ኣሕወየ፡ ንዅሉ ኃይሊ ሰይጣን ከኣ ኸም ዘይፈልጥ ገበሮ። ሃይ፥ኣበው 3:11-12 @Highlight

Fr.Afewerki
Fr.Afewerki
Open In TikTok:
Region: US
Friday 25 September 2026 18:13:34 GMT
530
41
0
52

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @www.tiktok.comkeshiafew1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About