@bbcnewstigrinya: ኤ ኣይ ከም 'ጸረ-ክርስቶስ' "ኤ ኣይ ኣብ መወዳእታ ዓለም ዓቢተራ ክጻወትዩ፡" እዚ ቃላት ናይ ሓደ ኤኣይ ንደቂሰብ ዘለዎ ሓደጋ ዘጠንቅቕ ናይ ቴክኖሎጂ ክኢላ ዘይኮነስ፡ ኣብ ኣትላንታ ዝመደበሩ ዓቢ ጽልዋ ዘለዎ ፓስተር ፍሊፕ ኣንቶኒ ዝበሎ እዩ። ንሱ "መወዳእታ ዓለም" ክብል እንከሎ፣ ንምጾታት ኣመልኪቱ እዩ ተዛሪቡ። ሎሚ፣ ሓደ ዓመት ድሕሪ እቲ ዝሃቦ ትንቢት ፡ካልኦት ብዙሓት ሰዓብቲ ዘለዉዎም ክርስትያናት እውን፣ ኣብ ከም ቲኮክ፡ ፖድካስትን ዝኣመሰሉ መተግበሪታትን ፡መጻሕፍትን ኤ ኣይ ወይ ሰብ ሰርሖ ብልሒ ንጥፍኣት ዓለም ክድርኽ ይኽእል ድዩ ኣይክእልን ኣብ ዝብል ጉዳይ ይዛረቡ ኣለዉ። #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #habeshatiktok #tigraytiktok #bbcnewstigrinya #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigray_ትግራይ #ኤርትራ #tigray #ኢትዮጵያ #tiktok #ethiopianairlines #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #ai
BBC News Tigrinya
Region: ZA
Saturday 26 September 2026 06:12:03 GMT
Music
Download
Comments
Achuuu :
እንታይ ማለት ኢዩ ጸረ- ክርስቶስ? ማነብነብ ብቻ!
2026-09-26 09:59:20
0
ጠምባር ግዜ(ጊዜ፯) :
xbuq aleki sis nty👑👑👑
2026-09-26 14:39:42
0
Cnbye 💪 :
yes it's anti christ
2026-09-26 12:41:49
2
wolvyii :
your boss will fire you if they know you're broadcasting conspiracy as news
2026-09-26 06:54:01
2
eilanamichael3 :
ህበይ
2026-09-26 08:42:42
0
chappi :
emo bzaeba conspiracy theories zbhal tgtmyo diki eba mejemrta
2026-09-27 15:51:08
0
Naod :
ምልክት ናይ ሰብ ህልቂት እዩ
2026-09-27 08:55:37
0
Linda🦋 :
Yes it is
2026-09-27 20:46:57
0
ይባቤ መዝሙር ✧ ʏʙᴀʙᴇɪ ᴍᴇᴢᴍᴜʀ :
እወ ብርግፅ
2026-09-26 07:00:52
0
Willian :
🥰🥰🥰
2026-09-26 23:15:14
0
𝐉𝐨࿐🥷🇧🇷 :
🙏🙏🙏
2026-09-26 06:36:01
1
Luel ķĭnġ🤴🇻🇳🇪🇹🇸🇦 :
🙏🙏🙏
2026-09-26 07:23:29
0
Maro🌻 :
🙏🙏🙏
2026-09-26 11:29:50
0
Melkamu Gebrehiwet :
👍👍👍
2026-10-15 11:50:32
0
To see more videos from user @bbcnewstigrinya, please go to the Tikwm
homepage.