@rgidehvpeda: 🩷❖ጥበበኛ እያሱ ወዲ ሲራክ ፮፥፭~🩷❖ ጥዑም ዘረባ ፈተዊቲ የብዝሐልካ ልዙብ መልሓስ ከኣ ኣብ ቅድሚ ብዙሓት ተፈታዊ ይገብረካ ምስ ብዘኃት ዕርክነት ይሃሊካ ምኽርካ ግና ካብ ሽሕሲ ምስ ሓደ ጥራይ ይኩን እሙን ፈታዊ ከም ፅኑዕ ዋልታ እዩ እቲ እሙን ዓርኪ ዝረከበ ብዙሕ ሃብቲ ከም ዝደለበ እዩ ከም እሙን ዓርኪ ክቡር ነገር የልቦን ንክብሩ ድማ መመዘኒ የብሉይን እሙን ዓርኪ ምሉእ ጥዕና ከም ዝህልወካ ዝገብር ፈውሲ እዩ ከምዚ ዝበለ ዓርኪ ዝረክቡ ከኣ እቶም ንእግዚኣብሄር ዝፈርሑ እዮም ስለዚ ቅኑዕ ዕርክነት ክገብር ዝክእል እቲ ንእግዚኣብሄር ዝፈርሕ ሰብ እዩ እቲ ዓርክውን ልክዕ ከምኡ እዩ ዝከውን👩‍❤️‍👩

ፍቅርተ ገብርኤል
ፍቅርተ ገብርኤል
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 26 September 2026 11:17:32 GMT
55
10
0
3

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @rgidehvpeda, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About