@kidanzelalem: ብዛዕባ ሓደ ነገር ቅኑዕ ኣመለኻኽታ እንተዘይሃሊዩ፦ ምግጋይን ግጉይ ኣተሓሕዛን ክህሉ ባህርያዊ እዩ። ንሓደ ነገር ከምቲ ዝድለ ጌርካ ንምሓዝ፦ ከምቲ ዝድለ ጌርካ ምርዳኡ ኣገዳሲ እዩ። ብዛዕባ ሰበይቲ ክህልወና ዘለዎ ኣመለኻኽታ እውን ቅኑዕ ዝዀነ መረዳእታ እዩ። ሰበይቲ ማለት፦ ኣዴኻ፡ ሓፍትኻ፡ ብጸይትኻ፡ ከምኡ'ውን ናይ ህይወት ኣጋርካን ኣደ ደቅኻን እያ። እዚ ማንም ደስ ክብሎ ወይ ክጸልኦ ኢልካ ትብሎ ዘይኰነ፦ ክዉን ብዛዕባ ጓል ኣንስተይቲ እዩ። እዚ ኣመለኻኽታ እዚ እንተጢዑ ድማ እዩ ጥዑይ ዝዀነ ኣተሓሕዛ ዝህሉ። እተፈላለየ ምኽንያታት ብዝፈጠሮ ብዛዕባ ሰበይቲ ዘለና ግንዛቤ፦ ካብታ "ሰበይቲ" ትብል ስም ጀሚርካ ጥዕና ዝጎደሎ እዩ። ስለዝዀነ ድማ ብሰንኪ ግጉይ ኣመለኻኽታ ግጉይ ኣተሓሕዛ መሪጽና፦ ወሳኒ ዝዀነ ናይ ህይወትና መትረብ ነበላሹ ብዙሓት ኢና። እንተዀነ ርግእ ኢልና እንተሓሲብናሉን ኣስተብሂልናሉን ግና፦ ቁልፊ ሓጎስን ሓዘንን ኣብቲ ኣብ ሰበይቲ ዘሎና ርእየት ዝምርኮስ እዩ። ሰበይቲ እንተደኣ ኣድላይነታን መንነታን ተረዲኡና፦ ብርሃን እያ፡ ዕረፍቲ እያ፡ ሓጎስ እያ፡ ቅሳነት እያ፡ ተስፋ እያ—ብቐንዱ ሞቶር ህይወትና እያ! በቲ ካልእ ወገን እንተደኣ ኣመለኻኽታና ግጉይ ኰይኑ ድማ፦ ብሰንኩ ኣተሓሕዛና ስለዝሓምቕን ዝባላሾን፡ እተበላሸወን ምርግጋእ ዝጎደሎን ህይወት ክንበር ካብ ዘግብሩና ቀንዲ እዩ። ብዘይ ቀልዓለም ክንዛረብ፦ ኪኖ እቲ ገንዘብ ዝህበና ሓጎስ፡ ሰበይቲ እትህበናን ካብ ሰበይቲ እንረኽቦን ሓጎስ ከምዝበልጽ ሓቂ ክምስክር ካብ ዝደሊ ሰብ እተኸወለ ኣይኮነን። ስለዚ እተረጋግአን ጥዑይን ክነብር፡ ተስፋ ዘለዎም ውሉድ እውን ከነዕቢ፦ ኣብ ሰበይቲ ዘለና ኣመለኻኽታ ከነዕሪ ግቡእ እዩ። ሰበይቲ፦ እወ! እታ እኳ ኣደን ሓፍትን፡ እታ እኳ ኣፍቃሪትን ሰበይትን! @ ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Saturday 26 September 2026 17:53:56 GMT
12235
374
15
64

Music

Download

Comments

gual_bereket
gual_bereket :
nay behaki👍👍👌🙏🙏
2026-09-27 12:35:38
1
ftsum.desta64
Fache :
2026-09-27 16:22:42
1
fekar.yu.lebey
yorsa Elimey :
🙏🙏🙏
2026-09-27 14:53:50
1
genuaru1234
genuaru1234 :
🙏🙏🙏 nay behaqi lebam eyu zeflto
2026-09-27 16:35:22
0
babihawey
GOD 🙏🙏🙏 :
enjera alem belae🙏
2026-09-27 03:33:26
1
rediet01010101
@★°• Rēdu ♥︎ :
right❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰
2026-09-26 22:33:54
1
welcomtew
ሰብ ቀደም ናፈይቀ :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-09-26 18:32:46
1
adhanomkbrom609
adhanomkbrom :
ሓቂ
2026-09-27 08:18:57
0
figomassawa
ABINEG :
do
2026-09-26 20:07:16
1
edu_12343
edu_12343 :
❤️❤️❤️
2026-09-27 02:00:39
1
xewar.imber.xemam
xewar imber xemam ayikonkun :
❤️❤️❤️❤️❤️💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
2026-09-27 08:27:10
1
hanitey8
hanitey :
🥰🥰
2026-09-27 04:37:23
1
shewitug1234
kkkkk :
[Red heart]
2026-09-26 21:44:19
1
menkemade057
⏰ :
❤️❤️❤️
2026-09-26 18:13:46
1
awhar.henna
Awhar Henna🇧🇪🇪🇷 :
[Réconfortant][Réconfortant][Réconfortant]
2026-09-27 16:06:45
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About