@flm2235: #CapCut #CapCut

Fĩ¥ũ👸⁴⁴⁴🦋
Fĩ¥ũ👸⁴⁴⁴🦋
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 26 September 2026 20:22:14 GMT
10978
981
61
35

Music

Download

Comments

samri.2176
samri 21💓✝️🙏 :
mom love 🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺😢😢😢😢😢😢😢😢😢🫂🫂🫂🫂🫂🫂🫂🫂🫂🙏🙏🙏
2026-09-27 10:07:46
0
marrymarrymariam
ሓንቲ እያ ልበይ ንሳ እውን ንኖሆመይ 💯✅ ። :
ኣነስ ብሻቅሎት ከይትሞተኒ ይፈረሕ ኣለኩ ድምፃ እኮ ዘይሰመዐኩ 🥺 ከመይ ኮን ትህሉ ዛወላድተይ 🥺 ኣየክእላን እኮ ብደቂ 🥺🤱ኣምላከይ ሓደራካ ንዘ ለዋህ ለጋስ ፈቃር ወላዲተይ ዕድመን ጥዕናን ሃባ (ሙላተይ ጥዕምቲ ልሳን👸 )miss you mam🤱🥺🤲🙏
2026-09-26 23:41:46
3
bhginohgxb
mihira 19😍 :
ኣነ ሓሚማ ነይራ ተሰማዕኩስ ናፈራሕኩ እየ ኣደዋይ 😥 ንሳ ኣጆኪ ዛጓለይ ከይተራከብና የሞትይ 🥺😁🤲 miss you mama😔💘
2026-09-27 04:47:47
3
wizbrihabeshawit
ወርቃዊት ፈታዊት ኣቦኣ🫴❤️‍🩹🫅 :
የብልናን ዋ ግደፉናማ ሓዝና ንክእልሰ🥺😥
2026-09-26 21:17:16
3
temesgen0786
𝐌𝐚𝐞𝐛𝐞𝐥 𝐐𝐮𝐞𝐞𝐧👸🦋🫰 :
ወለደይ ሓፍተይ እዮም ዝብሉኒ ኣጆኪ ዝሓፍተይ ብኣና ከይትጨነቂ ወይለይኪ ንስኪ ኣብ ስደት ዘለኪ እንበር ንሕና እማ እንታይ ኮይንኮን ገዛና ሒዝና ኢሎምኒ 🥺ስልኪ ተዓፅዪ ኢልኪ ከይትጭነቂ 🥺ኣጆኪ ክንራከብ ኢና ኢሎም ብሳሓቅ ተፈላሊና😁🥺 ሰላም ኮይኑ እቲ ሳሓቅ ይድገምኪ ኢልኩም መርቁኒ 🙏🥺
2026-09-27 04:27:51
3
helufkr1
Ĥëłêñ Ğãl Ŵķŕø 🫰❤️‍🩹🎧 :
ከምኣ እያ ኢላትኒ
2026-09-27 10:55:25
1
gal.geriy.halal
የኪዳና ምህረት ልጅነኝ :
ካብ ቀደሞት ተማሃሪ ዛጋለይ ጎብዚ ብሰላም የራክበና🤱🌎😥
2026-09-27 05:46:15
0
fyeri277
𝄞ዓጋመዊት⁹⁹⃠🖤💛 :
ግዜ ከለኻ ግዜ ኣይትፀበ እዩ ዛጓለይ ጎብዚ 🥺ትብል ቃል ኹሉ ግዜ እየ ዘስታውሳ 😿🤌🏿👸🏿
2026-09-27 03:40:38
2
y_mikel_lj.12
𝐬𝐞𝐥i🦅❤️🦋 :
ዘይደወልናከ😢😘
2026-09-27 08:36:17
1
.merhawit24
Merhawit💊 :
ዓይኒ ልዓይኒ የራክበና ዞም ደቀይ🙏🥹
2026-09-27 00:29:22
1
ami_hale997
ቢታንያ⛪️✝️☦️❤️💛 :
ብሰላም የራኽበና ዛጓለይ አጆኺ😳
2026-09-26 21:12:04
1
geni_love_geni
ፈታዊት ሰለሙን ሃይለ 🤴❤ :
ሰላም ከም ኮነስ ኣበባኪ ክርኢነይረ ክትመፅኒ [Teary eyed][Teary eyed]
2026-09-27 01:51:46
0
lili.gal.atsbi
ሊሊ የኣክሊል አህት ጨረቃዋ👸👫❤️ :
ዓይኒ ልዓይኒ የራአየነ ኣሜን ኣደዋይ አሕ😪😪💔
2026-09-27 02:16:56
1
tigray558
Mizan Brhane :
🥺🙏
2026-09-27 12:30:20
0
temesgenamlakeate
𝑡𝑔 𝑦𝑒 𝑒𝑚𝑒𝑏𝑒𝑡𝑒 𝑙𝑗 :
ኣጆኺ ጓለይ ኣይትሻቀሊ ደጊም ሞይተ ኣይሞትይዋ ንስኺ ኣይትጨነቂ ኣብዘይ ሕማምኪ ከይትወድቂ 🙏 🥺 ዓይደር ቆፀርኣ ልዓርቢ ንጉሆ ሓሙስ ኩሉ ተዓፅዩ
2026-09-27 13:02:58
0
kbkb37795
ክብራ :
ንሰብ ኣይብደልይ ዛጓለይ 🙏 ዛ ኣደዋይ
2026-09-27 10:46:24
0
user1240100340573
🌸🎧 :
ድምፆም ሲኢንና ሐዝስ😢😢
2026-09-27 11:23:25
0
user26603544973576
ትግራይ ዓደይ❤💛💎 :
ኣደይ ማዓረይ😭💔
2026-09-27 10:33:03
0
jgf.jhg3
የተዋህዶ ልጅ ነኝ :
ኩሉ ምሳኪ ልሳሓቀ ፎታውኪ ኣይምሰልኪ 🥰
2026-09-27 09:32:48
0
milidxwqmmz
mili😭😰😥😩 :
ጽኑእ ረገጺ ኣይኒ ንኣይኒ የራኣየና ሰላም ተመለሲ ኣይትጫናነቂ ኡፍፍፍፍ
2026-09-27 07:59:53
0
mo7ammedkeen2008
ሚሊ ጋል ኣፅቪ😘❤️💫 :
ኣይ 😢🥺
2026-09-27 10:43:17
0
sarau8230
Sara :
ጭውት ውዕልና ብናግኡ ኔትወርክ ተዓፅዩ አደዊተይ ዓለም ይአክለኪ ዓድኪ ንዒ ዛጋለይ ይናፍቀኪ አለኩ ፈጣሪ ብሰላም የራክብና አንሕና ኩልና ደሓን ኢና ሓውኪ ግን በረካ እዩ ዘሎ ኢላትኒ 😥😥
2026-09-27 09:48:42
0
rrrrh626
ይናፍቃል ልቤ በብዙ🎧🖤🔒 :
መሬት ዓዲኪ ዪሪጊፂኪ ትቡለኒ 🤲🤲🤲🤲🤲🫰🫰🥹🥹🥹
2026-09-27 08:20:16
0
eden.eden522
💔💔💔💔 :
ዘም ደቀይ ናፍቆትኩም ብቻ እምበር ደሓንየ ሕማቅ ኣይትርከቡ ዛጓለይ ደሓን ኩኑ 🤱🤱😭💔💔
2026-09-27 10:45:43
0
aminawit87
aminawit :
me
2026-09-26 20:37:46
0
To see more videos from user @flm2235, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About