@mera.king.143: ገና ንገና"የ ክድውል ክሓስብ ኣእሙሮይ ከም ዑንቂ ዝጸብብ ዝሓዞ ስለዘይብሉ እቲ ለዋህ ከብደይ እናደወልኩ"ዩ ዘንቀጥቅጥ የእዳወይ፡ ከም ሻሙ ግን ይድውል "ማማየ"ይብለኪ "ወደየ " ትብልኒ ደሃየይ ሰሚዕኪ ዝብሎ ይጠፍኣኒ "ከመይ ኣለኹም "ይብለኪ "ጽቡቕ ኣለና" ትብልኒ ኩሉ ኣብ ከብድኺ፡ ደመወዝ ኣቦይ ይፈልጠን"የ ማማ ብዘይ ሓገዝ ወርሒ ከምዘይቖማ ይፈልጦ"የ ናብራና ዝኽወለኒ የለን ከየርህወሉ ድማ ዝተረኽበ የለን ዝብሎ ይጠፍኣኒ እንታይ ከዕልል ብተስፋ የንብረኪ ብቃላት የቑጸልጽል እንቋዕ ኣይትርእይኒ ቻው ምስ በልኩኺ ተንፈቕፊቐ ዝነብዖ ስለ ዘይወተፍኩልኪ፡ ማማ ካባኺ"የ ሰሚዐዮ እቲ ዝንገር "ሰብ ብእንጀራ ኣይኮነን ብተስፋ"ዩ ዝናበር"። ስለዚ'የ ዝድውለልኪ ዘለኒ ዘይብለይ ተስፋ ምሃብ ስለዝመሃርኪ"ዮ ልበይ ክድውለልኪ'የ ማማ የዒንተይ ዓሚተ ድምጸይ ይዓብየኪ ካብ ዝብላዕ ዝስተ።✍🏿 #eritrantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tiktokviral #hashtag #fypシ゚viral #ሪskiይ💙🇪🇷༺ragnareይ༻👑🥷
𝄞𝐁𝐥𝐚𝐜𝐤...𝐊𝐢𝐧𝐠༄𝟕⁶
Region: LY
Monday 28 September 2026 17:15:24 GMT
Music
Download
Comments
𝕷𝖚𝖑🤍✨ :
Mőm 🥺Øne Dey Ĥyabey🥹🫂
2026-09-28 17:36:12
2
༄𝐔𝐍𝐈𝐐𝐔𝐄_𝐆𝐈𝐑𝐋🥷🕊️ :
Mom 👸🥺
2026-09-28 17:26:54
2
©𝐡𝖆𝖕𝖎~🎭⁵ :
Hawey🥰
Men kem adey🥹🥳
2026-09-28 17:19:38
2
༄♛𝐐𝐔𝐄𝐄𝐍 𝐀𝐌✰𝐑𝐀༄✞︎ :
𝐌𝐨𝐦𝐲🥺🫴👸
2026-09-28 17:21:34
2
lion 🦁 :
2026-09-29 06:31:12
0
𓄂ስዲ.መልሓሱ🥷 :
2026-09-29 06:24:38
0
Ø𝐳𝐢ል⋆✞🌀 :
🥺🥺
2026-09-28 20:00:18
1
𝐇𝐞𝐫𝐢 ☦️💗 :
𝐦𝐨𝐦🫴🏾🫂👸🏾
2026-09-28 21:22:33
0
ፈታዊት አቡኣ✝️🤍 :
mamey🤱🥹🫂🤲
2026-09-29 04:42:03
0
ኩራራ🧠🫀 :
ወላዲት
2026-09-28 22:15:16
0
Tewodros Zemichael :
🥰🥰🥰
2026-09-29 01:33:20
0
𓅓 ሞ𝐑ያᵃ⋆✌︎︎ :
🥺🥺🥺
2026-09-28 21:28:08
0
GOD is Real :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-28 21:23:41
0
akis :
🙏🙏🙏
2026-09-29 05:09:51
0
To see more videos from user @mera.king.143, please go to the Tikwm
homepage.