Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@kidanzelalem: ትዕግስቲ ካብ እዮብ፦ እምነት ድማ ካብ ኣብራሃም ተምሃር! መጽሓፍ ቅዱስ ከምዝሕብሮ፦ እዮብ ሓደ ካብቶም ዝበዝሐ ፈተናታት ዝገጠሞን ዝነበሮ ኩሉ እውን ዝሰኣነን ምንባሩ እቲ ዛንታ ይነግር። እንተዀነ ምስ ኩሉ ዝገጠሞ ፈተናታት፦ ንትዕግስቲ ከም ክዳን ለቢሱ፡ ሓቀኛ ቃል ኪዳን ምስኣ ብምግባር፦ "ጥርሐይ ተወሊደ ጥርሐይ ድማ ይኸይድ" ብምባል ናይ ትዕግስቲ ጥርዚ ብምርኣይ እተዓገሰ ኣቦ እዩ። ኣብራሃም እውን ከምኡ ዓመታቱ ዝሓለፎ ሽማግለ እኳ ኰይኑ እንተነበረ፦ ነቲ ዝጸውዖ ንምእማን ግና ብፍጹም ኣይሰልከየን፤ እቲ ብዛዕባኡ እተጻሕፈ ዛንታ ድማ ነዚ የነጽር። ትዕግስትን እምነትን ቁልፊ ናይ ህይወት እየን! እምነት ሃሊካ ትዕግስቲ እንተዘይብልካ፦ ነቲ እተኣመንካዮ ናይ ምርካብ ዕድልካ ክጸብብ ናይ ግድን እዩ። እምነት፦ ምንም እኳ እትርእዮ እንተዘይሃለወ፡ ካብቲ ምንም ነገር ምንም ክፍጠር ከምዝኽእል ብምእማን እዩ እምነት ዝዀውን! ትዕግስቲ ድማ፦ ምረትን ንውሓት ናይቲ ምረትን እኳ እንተነውሐ፡ ካብ ትዕግስቲ ንላዕሊ መፍትሒ ከምዘየለ ብምርዳእ እትወስዶ መርገጺ እዩ። ስለዚ ነቲ ትደልዮ ክትበጽሖ፦ እምነትካ ኣዕቢ፡ ትዕግስትኻ ድማ ኣብዝሕ! @ ዘፍጥረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 29 September 2026 09:13:06 GMT
5633
239
2
37
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
qanza wshti🥺 :
ya🥺
2026-09-29 10:09:16
1
DANIEL BERHANE DC :
Emnet ka Daniel
2026-09-29 16:16:25
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Messi is the best dribbler oat🪄#messi #lionelmessi #footballtiktok #Soccer #viral
Le secret du résumé, c’est ici 👇 Tu veux réussir tes résumés ? Dans cette vidéo : du Texte brut au Résumé final C’est cette étape que 90% des élèves ignorent. Et pourtant… c’est ce qui fait toute la différence. Étape 4 validée : La prochaine vidéo va tout changer pour toi. Suis-nous si tu veux vraiment maîtriser la discussion. #r#resumea#astucesetudest#tiktokeducationsenegal 🙏🏼Pardonnez le lapsus dans la lecture : avec 👉entre . Effet ramadan 😁 Jajëf Waay ! 🙏🏻
Lien en bio 🔗 @NONOCOCO🧊🥥 #ecole
ياذاكر الاصحاب كن متأدبا. 🖤 . . #مابال_اهل_البغي_طال_لسانهم #بدون_موسيقى #explore #ypfッ
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy