@kidanzelalem: ጣዕሚ ህይወት ምስቲ ትፈትዎ ሰብ ክትነብር ከለኻ እዩ ፍጻመ ዝረክብ። ተመሃር፣ ስራሕ፣ ገንዘብ ሓዝ—እዚ ናይ ናብራ ምትዕርራይን ሜላ ናይ ምንባርን ዘምጽኣልካ ኮይኑ፡ ዕድል ናይ ዝሓሸ ህይወት ክህበካ ይኽእል እዩ፤ እንተኾነ ምሉእነት ናይ ህይወት ክህበካ ግን ኣይክእልን። ከይድካ ከይድካ ኣብ መወዳእታ እተዕርፈሉ ቦታ ትደሊ እኻ። ኣብ ህይወት እውን ምዕራፍ ናይ ህይወትካ፡ እታ ንዓኻ ትመስል ሰብ ወይ እቲ ንዓኻ ዝመስል ሰብ ምስ ረኸብካ እዩ። እዚ ሰብ እዚ እቲ ኣብ ህይወትካ መተካእታ ዘይርከቦ ፍሉይ ዕጫ ጉዕዞ ህይወትካ እዩ። ልቢ ዕረፍቲ ዝረክብ ፍቕሪ ምስ ዝረክብ እዩ። ፍቕሪ ከኣ ካብቲ መተካእታ ዘይብሉ ፍሉይ ሰብካ ጥራይ እኻ ትረኽቦ፤ እሞ፡ ምቃል ጎንኻ ኣጥቢቕካ ሓዝ! @ ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Wednesday 30 September 2026 04:48:38 GMT
9204
262
8
143

Music

Download

Comments

yordanos.semere07
Yordanos semere :
ጥዑም ጥቅሲ ቀጽሎ ቀጽልዮ[Perfect score][Perfect score] [Tears of joy]
2026-10-03 15:11:07
1
dawit.asfaw44
Dawit Asfaw :
[Red heart][Red heart][Red heart]
2026-09-30 13:02:19
1
shablala.hdh
mlete@gmail :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-09-30 12:09:22
1
user1507386313297
ዘይቅየም ልቢ ኣለኒ :
❤
2026-10-01 01:45:22
1
fqritaumhsum
𝓶𝓮𝓭𝓪 ❤️💞💓💗💖💘 :
🙏🙏🙏
2026-10-01 07:36:38
1
sarab9343
ከተፃፈ ኣይቀርም :
🥺💙
2026-09-30 17:18:26
1
user4660875631259
Bini :
[Pray][Pray][Pray]
2026-09-30 04:59:11
1
user8136996810309
user8136996810309 :
🥰🥰
2026-10-01 21:07:51
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About