@siroezhkova: мась, жду тебя в тгк! #трукрайм #мукбанг #чаепитие #мась #ильяиванов

ТГК: ВИКА ВОСКРЕСЛА
ТГК: ВИКА ВОСКРЕСЛА
Open In TikTok:
Region: FI
Wednesday 30 September 2026 12:29:58 GMT
5102
579
8
12

Music

Download

Comments

pon_nikolaygei
сексуальныйбог 😉 :
КАКАЯ У ВАС КОФТА КРУТАЯ, ГДЕ ПОКУПАЛИ?
2026-09-30 12:39:11
13
saikal228
@Saikal :
33 мин назадд ❤️❤️❤️люблю ваши видио ❤️❤️
2026-09-30 13:04:06
7
user063151807
🎧 создаю звуки 🎧 :
Очень интересно
2026-09-30 12:47:18
2
i1sqq
isq :
откуда у вас зипка скажите молю[Молитва]
2026-09-30 20:33:10
2
anzuul0l
выращиваю арбузы :
2026-09-30 13:05:58
3
nastreealll01
nastreealll11 :
2026-09-30 12:38:18
1
notdasza
notdasza :
2026-09-30 12:35:01
1
To see more videos from user @siroezhkova, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ክብል ክብል ግን መገሻ በጽሐ። ኩላትና በብናትና ዓውዲ ካብታ ቤት ትምህርቲ ዝተመረጽና ኣብ ሓንቲ መኪና ኣቲና ተበገስና። ኮፍ ኣበሃህላና ከምድላይና እዩ ኔሩ። ኣነ ግን ምናልባት ሕፍረት ከይስመዓኒ ብምባል፡ ምስቶም ኣዕሩኽተይ ኣብ ድሕሪት ብምዃን ሞራል ክንገብር ጀመርና። ጉዕዞና ካብ ዓዲ ቐይሕ ናብ መንደፈራ ስለዝነበረ፡ ንውሕ ዝበለ እዩ ኔሩ። ሳሮን ድማ ሓሚማ ተምላስ ገበረላ።  ኣነ ድማ ነዚ ዕድል ተጠቒመ ክከናኸና ጀመርኩ። መድሃኒት ሒዙ ዝመጸ ዓርከይ ስለዝነበረ ካብኡ ኣውጺአ ሃብክዋ። ርእሳ እንዳደረዝኩ ድማ፡ “ሳሪ፡ ደሓን ክትኮኒ ኢኺ፡ ኣጆኺ ቀሪብና ኢና” ኢለ ናብ ቦታይ ክምለስ ተንሳእኩ። ዘይተጸበኽዎ ግን፡ ብኢደይ ሒዛ፡ “ምሳይ ኩን” በለትኒ። ኣነ ድማ ኣብ ጎና ብምዃን ኮፍ በልኩ። ዝኾነ ስምዒት ኣብኣ ሓዲሩላ እምበር ከምኡስ ኣይምበለትን ኢለ ድማ ብውሽጠይ እንዳሓሰብኩ ከለኹ፡ ጽግዕ ብምባል ኣብ ኣፍልበይ ተተርአሰት። ኣነ ድማ ኩሉ ነገር ሃንደበት ስለዝኾነኒ፡ ነቲ ልምሉም ጸጉሪ ርእሳ እንዳደረዝኩ፡ ኣይጸንሐትን ፡ ዓይና ሰለም ብምባል ድማ ደኺማ ስለዝነበረት ደቀሰት። ኣነ ድማ ነቲ ብኢድ ኣምላኽ ዝተሰርሐ ዘገርም ኣዒንታ፡ ከናፍራ፡ ኣተነፋፍስኣ እንዳስተማቐርኩ ክጥምታ ጀመርኩ።  ድሕሪ ክልተ ሰዓት ድማ በጻሕና’ሞ፡ ክንወርድ ምዃንና ድማ ተነገረና። “ሳሮን፡ ሳሮን” ኢለ ነቕኒቐ ኣተሳእክዋ። ስምብድ ኢላ ነተን ጽቡቓት ኣዕይንታ በተን ልስሉሳት ኣጻብዕታ እንዳደረዘት፡ “በጺሕና ዲና? ሶሪ ኸኣ፡ ደኺመ እንዳየ ኾይነ፡ ደሓር ከኣ ሕቑፈኻ... እምም...” ብምባል ሓፊራ ገጻ ለወጠት። ሃንደበት ድማ እቲ ሒዝና ዝመጸ መምህር ብዓውታ፡ “ኣታ እንታይ ትገብሩ ኣለኹም? ኩሉ ሰብ’ኮ ወጺኡ!” ብምባል ቦርሳና ሒዝና ወጻእና።  ቦቦታና ድማ ሓዝና። ኣዋልድ ናብ ገዝአን፡ ኣወዳት ድማ ገዛ ሃቡና። ቦርሳና ኣቀሚጥና ሻወር ወሲድና፡ ምሳሕ ድሕሪ ምብላዕና ድማ ደኺመ ስለዝነበርኩ ደቀስኩ። ኣነ ኣብቲ እዋን’ቲ ሞባይል ኣይነበረንን። ሳሮን ግን ጓል ሩኹባት ስድራ ስለዝነበረት ሞባይል ነይራታ እያ። ናብቲ ዝቐረበ ዓርከይ ኦዶም ደዊላ ድማ፡ “ሄሎ... ኣነ ሳሮን እየ፡ ቢንያም ደኣ የለን ድዩ? ከተራክበና ትኽእል ዲኻ?” በለቶ’ሞ፡ ዓርከይ ሃንደበት ኮይኑዎ ስልኪ ብምዕጻው እንዳነጠረ፡ “ጀማዓ፡ ኣታ ዛ ጓል ደኣ ቢኒ ትብል ኣላ! ሕጂ ኸኣስ ደዊላ ኣራክበኒ ክትብለኒ?” ብምባል ኩሎም ጀማዓ፡ “ተኸይፍካ ዘዓርከይ፡ እዚኣ ትመስልሲ ብዘይ ድኻም ተቀቢላትካ... ጭራ ነብሪ እንተሒዝካ ዘይምስዳድ ድዩ?” እንዳበሉ ኣብቲ ገዛ ዋዕዋዕ ክብሉ ጀመሩ።  ናብኣ ድማ ተመሊሱ ስልኪ ብምሓዝ ቁጽሪ ጠዊቑ ደወለላ። “ሳሮን፡ ይቕሬታ ኣጋጣሚ እንዳ ተዓጽያትኒ፡ እሞ ከራኽበኪ?” ኢሉ ኣረኸበኒ። ኣነ ድማ፡ “ሳሮን፡ ከመይ ውዒልኪ? ደሓን’ዶ? ከመይ ኮይንኪ? ደሓን ዲኺ?” በልክዋ’ሞ፡ “ደሓን እየ፡ ንስኻኸ ከመይ? የዕሪፍካ’ዶ?” በለትኒ። “እወ፡ ሕጂ ደኣ የዕሪፈ።” “በቃ በል፡ ደሓር ደውለለይ” ኢላ ቀልጢፋ ዓጸወቶ። ነዚ ዝተረዳእኩ ኣነ ድማ ቀልጢፈ ክሓታ ከምዘለኒ ተገንዘብኩ።  ጸወታና ንጽባሒቱ ስለዝነበረ፡ ውድድር ጀመርና። ዓስቢ ልምምድና ድማ ቀዳሞት ብምውጻእ ጸወታና ብዓወት ተዛዘመ። ድሕሪ ቁሩብ ደቓይቕ ድማ ናብቲ ናይ ክትዕ መድረኽ፡ ማለት ሳሮን ኣብቲ ስቴጅ ወጺኣ ክትዛረብ ጀመረት። ኣብታ ኣዳራሽ ዝነበሩ ተመሃሮን መምሃራንን ኣዝያ መሲጣቶም። ብዘረባኣ ኾነ ብምቅስቓሳ፡ ቀንዲ ድማ በቲ ሒዛቶ ዝመጸት ኣርእስቲ ኣደማምጻ፡ ልክዕ ከምቶም ጸዓዱ ምስ ዕድመኣ ዘይከይድ እንግሊዝኛ ትዛረብ ኔራ። ሓሳባ ኣቅሪባ ምስ ወደአት ድማ ብጣቅዒት ተሰንያ ናብ ቦታኣ ተመልሰት። ናይ መወዳእታ ውጽኢት ክንበብ ድማ ጀመረ። ዝለዓለ ውጽኢት ዘምጸአት ተመሃሪት ተባሂላ ድማ ተሸለመት።  ዘምጻእና መምህር ዓወት ሒዝና ምምላስና ኣዝዩ ስለዝተሓጎሰ፡ “ሎሚ ምሸት መዘናግዒ ከምድላይኩም” ብምባል ጽምብል ተገበረልና። ንጽባሒቱ ንጎሆ ድማ ክንመለስ ምዃንና እዩ ተሓቢሩና። ምሸት ድማ ኩላ ሰብ ተጻራርያ ናብቲ ቦታ መዘናግዒ ተረኸበት። ኣነ ድማ ኣብ ጎኒ ሳሮን ኮፍ በልኩ። “ሳሪ ኮንግራ ኸኣ” ድሕሪ ምባል፡ “ንኹላትና” በለትኒ። መሬት እንዳመሰየ ኸደ።  “እሞ እንታይ፡ ንፋስ’ዶ ንውሰድ ኣብ ደገ? ኣብዚስ ጸቒጡ ኾይኑ” በልክዋ’ሞ፡ ሳሮን ድማ ብትሑት ድምጺ፡ “ሕራይ” ኢላትኒ ተመራሪሕና ወጻእና። ምስቲ ህዱእ ኩነታትን ጥዑም ኣየርን፡ ከም ሳሮን ደሚቐን ዝነበራ ከዋኽብትን፡ ኩለን ኣብ ከባቢኣ ብምህላወን ንኣምላኽ እንዳመስገንኩ ዕላልና ጀመርና።

About