@user856331004752: #በቲ ዘየብልካ ዘይኮነ ክትጭነቅ በቲ ዘለካ ፀጋ ኣመስግን እሞ ሽዑ ኣብ ሂወትካ ዕግበት ክስመዓካ እዩ።👌✅ ነቲ ምሳካ ዘሎ ፀጋ ዝሰኣንዎን ቡዙሓት ዝምነይዎን ምካኑ ኣይትዘንግዕ። ልዕሊ ኩሉ ናብ ዝደለካዮ ዘንቀሳቅስ ዓይነ ብርኪ ድላይካ ትዛረበሉ ልሳን ሕማቅን ፅቡቅን ዝፈሊ ኣእምሮ ትውንን ኢካ ካብዚ ዝዓቢ ፀጋን ሃፍትን ከኣ የለን።👌🥰 🥹በንፃሩ ከኣ ክዛረቡ ዝደልዩ ሞ ልሳኖም ዝተዓፀዉ ክንቀሳቀሱ ዝደልዩ ሞ ኣካሎም ዝለመሱ ሕማቅን ፅቡቅን ክፈልዩ ዝደልዩ እሞ ግን ከኣ ዘይተዓደሉ ከምዘለዉ ኣይትዘንግዕ🥺 ስለዚ በቲ ዘለካ ፀጋን ጥዕናን ተመስገን በል🤲💒🥰 #ስለ ኩሉ ነገር ዝገበርካለይ ክብርን ምስገናን ናዓካ ይኩን ኣምላከይ🙏🥰✝️ #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳
ተባዕ ጓል ተዋህዶ 👑ሓፍቶም ቅዱሳን አበው👑
Region: SA
Thursday 01 October 2026 01:43:55 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @user856331004752, please go to the Tikwm
homepage.