@kidanzelalem: ምናልባት ብጽሑፍ ደረጃ ስለ ዘይቀረበ፣ ጉዕዞ ህይወትካ ዛንታ ኮይኑ ኣይስመዓካን ይኸውን፤ እንተኾነ ካብ ጸሓይ ብራቕ ክሳብ ጸሓይ ዕራብ፣ መዓልታትካ ይኹኑ ለይትታትካ፣ ብእኩብን ብነጽልን ኩሎም ዛንታ እዮም። ነፍሲ ወከፍ እንቅስቃሴኻ ናይ ገዛእ ርእሱ ዛንታ ዝሓቆፈ እዩ። ናይ ትማሊ ጉዕዞኻ እሞ ምልስ ኢልካ ዘክሮ፦ ዝሓለፍካዮም ስንጭሮታትን ጎቦታትን፣ ዝሰገርካዮም ሩባታትን ቀላያትን፣ ዝበጻሕካዮም ዓድታትን ሃገራትን... ኣብ ነፍሲ ወከፎም ዝነበረ ወጥርን ብድሆን፣ ኩሉ እዚ መጽሓፍ ዘይክእሎ ዓቢ ዛንታ እዩ! ናይታ ለይቲ እህህታኻ፣ ናይታ መዓልቲ ጻዕርኻን ድኻምካን እንተ እትጽሕፎ እውን፣ ንዕኦም ዝኣክል ቀለም ኣይ ምተረኽበን። እቲ ዋና ቁምነገር ግና፣ ኣብቲ ዛንታን ካብቲ ዛንታን እንታይ ተማሂርካ እዩ፧ እቲ ዛንታ ሎሚ ኣብ ቃንዛዶ የስፍረካ ኣሎ ወይስ ተማሂርካሉ ጉዕዞኻ ኣዐሪኻሉ፧ ዶስ ክሳብ ዝጸሓፍ ትጽበ ኣለኻ፧ ኪኖ ጽሑፍ ንስኻ ባዕልኻ ዛንታ እኻ! እሞ ንዛንታኻ ዛንታ ስርሓሉ፣ ንበረሉ፣ ተጸውዓሉ እውን! @ ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Friday 02 October 2026 20:45:05 GMT
4875
222
6
24

Music

Download

Comments

user8136996810309
user8136996810309 :
ya 🥰
2026-10-02 21:10:37
1
mengstab61
mengstab :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-10-03 14:56:50
1
grma298shawley
ደሴት ሐንሽ :
🥰🥰🥰
2026-10-03 00:01:02
1
user5433599861709
Haftom 23 :
🥰🥰🥰
2026-10-03 18:56:16
0
rahel.haylslas
Ř🫧🏋‍♀️🔐 :
♥️🥰
2026-10-03 10:50:31
0
feven.estifanos0
gal fathu :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-10-05 10:52:10
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About