Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@galshiregalshire: በዚ ዘመን እዚ ኩላትና ንምንባብ ዝከበደና መጽሓፍ ርእሲ ወዲ ሰብ እዩ!! 🌿ሐደ ሓደ ሰባት ክብሪ አይፍትወሎምን እዩ።ፍቅሪ ኣብ ትፈልጠሉ ማዓልቲ ሓቂ እና ተሕትና ሰብ ኮይንካ ንባዕልካ እሕሊፍካ እንትህቦ ዝስብ እዚ ብቀሊሉ ይንዕቀካ ዋጋኩም ይንእሶ ሰብ ይፈልጦ እየ ምብል ዕሽነት እዩ።ሰብ ንፈልጦ ብዝፈቀደልና ልክዕ እዩ። 🌿ብዙሓት ሰባት ብዘይ ምንም ጻዓሪ ብቀሊል ነገር ዋጋ አይህቡን ነዝደከምሉ ነገር ዘዓበየ ክብሪ አለዎም።ሓደ ሐዳ ሰባት እንተቀሪብኮዮም ይረግጽካ እንድሓር ርሒቅካዮም ድማ ይቀርቡካ። 🌿ሰለዚ ምስ ሰባት ክትነብር ከለኻ ሰብ ሰለዞኾነ ከም ሰብ መጠን አክብሮ ፍቶዎ እምበር ንስብ ኢልኩም፣ንባዓልኩም፣ፈጣሪኹም ቤተሰብኩም ዕላማኹም አይትግደፉ። 🌿ምስ ሰባት ክትነብሩ ከለኹም ንኩሉ እሺ አይትበሉ ዘይጣዓመኩም ነገር ኖ ምባል ልመዱ።አብዝኮነ ግዜ ምስ ማንም ሰብ ባሓደ ክትነብር ከለኻ ናይ ባዓልካ ዕላማ፣ግልጺ ወሰን እና ክብሪ ይሃልካ። 🌿ክብሪ ካባዕልካ እምበር ካብ ሰብ አይትጸበ።ምስ ጌጋ ዘለዎ ሰብ ኮይንካ ብዙሕ ካብ ምጥቃም በይንኻ ኮይንካ ቡዙሕ ክትህሰ ይሓይሽ። 🌿ጌጋ ብዘለዎ መንገዲ ካብ ምጉያይ ሓቂ ዘለዎ መንገዲ ጠጠው ኢልካ ምጽባይ ይሓይሽ። ሕልናኻ ካብ ምርሳሕ መንነትካ ንባዕልካ ሲእንካ ምስ ሰብ ካብ ምኾን ብነጻነት በይንካ በይንካ ሙኻን ይሓይሽ።❤🙏 #fypシ #fyp #creatorsearchinsights #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐 #CapCut
ጓል ሽረ🔰💎🦋
Open In TikTok:
Region: LB
Saturday 03 October 2026 16:35:03 GMT
1696
112
2
5
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
funafkadu :
that's TRUE ✅️Sister 👌🙏
2026-10-03 17:33:51
0
teklewiyn @@@ :
nanber tuw
2026-10-03 18:38:15
0
To see more videos from user @galshiregalshire, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
كێ تۆی له من كرد ؟🖤........ #foryou #alan #goranikurdi #shahabrwansari #shameran_maydani 12:10
lindíssimas nas duas versões e me amando nas duas 🫶🏻
#creatorsearchinsights #tryagainmotivation #relationshipfacts #funnypeople #foryou
100 Cafe Karachi#100Cafe#hauntedcafe #foryoupage❤️❤️ #fypシ゚viral
#soft #standoff #софт #стандофф #читы лучший софт стандоф
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy