Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@khole8811:
Faye Média
Open In TikTok:
Region: SN
Saturday 03 October 2026 20:09:42 GMT
2695
124
3
10
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0.65MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0.65MB
)
Watermark .mp4 (
0.65MB
)
Music .mp3
Comments
Bb :
😁😁😁
2026-10-03 20:19:43
0
boye sérère 😚 :
🥰🥰🥰
2026-10-03 20:13:58
0
عمر دم :
😂😂😂
2026-10-03 20:22:21
0
To see more videos from user @khole8811, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#fyp #dance #meme #granny #funny
#好物推薦·居家必備 #提升幸福感好物 #非常方便實用好物分享
ጸገማት ተረዲእኻ መፍትሒ ስለዝደለኻሎም እምበር፦ ስለዝፈራሕካ ይዕረዩ ማለት ኣይኰነን። ፍርሒ ከይተረድኣካ ዓማጺ ክትዀውን እዩ ዝገብረካ። ንሓደ ሰብ ፍተዎ፡ እቲ ዝግብኦ ክብሪ ድማ ሃቦ፤ ብድሕሪ እዚ እቲ ውሳኔ ንዕኡ ሕደገሉ። "ከይከስረካ/ኪ ኢለ እየ" ዝብሉ ምኽንያታት ኣብ ጉዕዞ ፍቕሪ ጥቅሚ የብሎምን። ንሓደ ሰብ ከይትኸስሮ ክትብል ትዕምጾ እንተሊኻ፦ ሓደ መዓልቲ ከምዝዓመጽካዮ ኣብ ዝተረድኦ ግዜ ክትከስሮ ምዃንካ ዘጠራጥር ኣይኰነን። ኣብ ክንዲ ከይትኸስሮ ኢልካ እቲ ግጉይ መንገዲ ትመርጽ፦ ከተእምኖን ከተርእዮን እንተትኽእል፡ እቲ ዝበለጸ ውጽኢት ዘለዎ ቅኑዕ መንገዲ ምዀነ። ኣብ ሕብረተሰብና (ብፍላይ ድማ ኣብ ዘመና) ዘሎ ናይ ዝበዝሐ ጸገም፦ "ፍርሒ ፍቕሪ" እዩ! ንሓደ ሰብ ከይትኸስሮ፡ ከይከደካ፡ ከይርሕቐካ ስለዝፈራሕካ፦ ብገመድ ኣሲርካ ክትሕዞ ትደሊ። በዚ ድማ እቲ ሰብ ኣብ ልዕሌኻ እምነት ዘይብሉ፡ በንጻሩ ኣባኻ ፍርሒ ዘለዎን ዝጠራጠርን ክዀውን ትገብሮ። እዚ ዓይነት ፍርሕን ጥርጣረን ድማ ዘይተደልየ ሳዕቤን የስዕብ። እቲ ዝበለጸን ውሑስን መንገዲ ግን፦ "ሰብ ክኣምነካ ምግባር እዩ! ንሰብ ክኣምነካን ኣባኻ እምነት ከሕድርን እንተገቢርካ፡ እንተእሚንካዮ፦ ባዕሉ እዩ ናባኻ ዝመጽእን ናባኻ ዝቐርብን፤ ኪኖኻ ብኣኻን ብዛዕባኻን ብምሕሳብ ድማ ናትካ ተኸላኻልን ጸግዕኻን እዩ ዝዀውን። ምስሊ ናይዛ ኣብ ስእሊ ዘላ ዑፍ'ዶ ኣስተውዒልካላ ኣሎኻ፧ ኣብታ ቀዳመይቲ ምስሊ እታ ዑፍ ኣካላታ ተወጢሩ ብጭንቀት እያ ትርአ ዘላ። ኣብታ ካልኣይቲ ምስሊ እንተኸይድና ግና፦ እታ ዑፍ ብናጽነት፡ ብፍቓዳ ኣብ ኢድ እቲ ሰብ ዓሊባ ኣላ። ኣካላታ ናጽነት ረኺቡ ድማ ብተኣማንነት ቆይማ ኣላ። ርኢኻ፧ ልክዕ ከምኡ ንሓደ ሰብ እንተደኣ ንኣስሮ፡ ነጨንቖ፡ ንከታተሎን ጸቕጢ ንገብረሉን ኰይና፦ ውሽጣዊ ናጽነት ስኢኑ፡ እቲ ኣባና ዝነበሮ እምነት ማህሚኑ፡ ከመይ ጌሩ ካባና ይርሕቕ ክሓስብ እዩ ዝገብሮ። እንተደኣ ብናጽነት እምነትና ሂብናዮ ግና፦ ብናጽነት ቆይሙ ንዓናን ንዕኡን ዝጠቅም ሰብ ክዀውን እዩ ዝገብሮ። ስለዚ ንሰብ እመኖ፤ ክትኣምኖ ዘይትኽእል እንተዀንካ ግና ኣይትቕረቦ! ንዘይትኣምኖ ምቕራብ ማለት፦ ልክዕ ከምቲ ዘይትደልዮ መግቢ ምብላዕ እዩ! እንተኺኢልካ ክትኣምኖ ፡ ፈትዩ ብፍቓዱን ብፍታዉን ምሳኻ ክነብር ግበር፤ እዚ እንተዘይኪኢልካ ግና መንገብገቡ ኣይትእሰር፦ ይኺድ፡ ይብረር፡ ሕደጎ! @ ዘፍጥረት
𝐓𝐚𝐠𝐠𝐠🤍🥹💍#ئەکتیڤبن🥀🖤ـہہـ٨ــہ #هاريكاربن_هفالان💔🥀 #هاريكاربن_هفالان💔🥀 #دهوك_زاخو_سليماني_ئاكري_ئامیدی_هولیر #duhok_zaxo_amedi_semel_akre
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy