@betv2020: ሰራዊት ሻዕብያ ናብ ትግራይ ——- ካብ #ራማ ክሳብ ነበለት ኣሽሓት ሰራዊት ሻዕብያ ምስ ታንክታቶምን ኸበድቲ ኣጽዋሮምን ኣትዮም ከምዘለዉ ካብቲ ቦታ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ኣመልኪቱ። ትማሊ ሙሉእ ለይቲ ኣዝየን ብዝሕ ዝበላ ድሩዓት ተሽከርከርትን ሰራዊት ዝተጽዓናን ብኣንፈት ራማ፣ ዛላምበሳ፣ ሸራሮን ባድመን እናኣተዋ ከምዝሓደራ ፍልፍላት ካብታ ከተማ ገሊጾም። ብኣንፈት ዓዲ ግራት ኣብ ኸባቢ #ፊያቆሺ ብርክት ዝበለ ሰራዊት ሻዕብያ ዓሪዱ ከምዘሎ እውን ተገሊጹ ኣሎ።

በለሳ መድያ
በለሳ መድያ
Open In TikTok:
Region: SE
Sunday 04 October 2026 19:01:52 GMT
2005
21
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @betv2020, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About