@simon_akiya: …ወይስ ኣየነይቲ ሰበይቲ እያ፡ ዓሰርተ ድሪም ዘለዋ፡ ሓንቲ ድሪም እንተ ጠፍኣታ፡ መብራህቲ ዘይተብርህ ቤታውን ዘይትዅስትር፡ ክሳዕ እትረኽባ ኸኣ ኣጸቢቓ ዘይትደሊ፧ ምስ ረኸበታ ድማ፥ እታ ዝጠፍኣትኒ ድሪመይ ረኺበያ እሞ፡ ምሳይ ተሐጐሳ፡ ኢላ ነዳኖታታን ንጐረባብታን ትጽውዔን። ከምኡ ድማ ብሓደ ዚንሳሕ ሓጥእ ኣብ ቅድሚ መላእኽቲ ኣምላኽ ሓጐስ ይኸውን እዩ፡ እብለኩም አሎኹ። ወንጌል ሉቃስ 15:8-10 #ንስሐ #orthodox #tewahedo #eritreanorthodox #christianity
Simon Angosom | ዲ/ን ሳይሞን
Region: NL
Monday 05 October 2026 07:56:12 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @simon_akiya, please go to the Tikwm
homepage.