@hewi8763n7vxzp: አብ ሰማይ ኮኾብ ኮይንካ ተንጸባርቕ ንጸልማት ለይተይ ብርሃን ትፈጥር አብቲ ገጽካ ራህዋን ሰላምን ይንበብ ከም ውርቓዊ ጸሓይ ንግሆ ትወቅብ አብ ሕይወተይ ዘለካ ትርጉምካ ዓቢይ ከም ንጹህ አየር ንሕይወት አገዳሲ።♥️🌸 ከም ጽጌሬዳ አብ ገነት ዝዓንበበ ውህብትካ ንልበይ ብፍቅሪ የሸብብ ድምጽኳ ከም ናይ’ ወሓዚ ዜማ ንኩሉ ሰማዒታተይ የህድእ ። ኣብ ዓይንኳ ፍቅሪ ይንጸባረቕ ከም ወሓዚ ሩባ ብዓይነይ ይውሕዝ።🌸♥️ ኣታ ናይ ልበይ ንጉስ ሓሳበይ ኩሉ ንዓኳ እዩ ዝውፈ ። አብ ሕልመይ ብ ኽንፊ ተስኒካ ትመጸኒ ከም መልኣኽ ሰማይ አብ ጎነይ ትጸንሕ ልበይ ንዓካ ይስእለካ ከምቲ ሰኣላይ ንውቅብ ሰእሊ።♥️🌸 ብጉደና ምስ ትሓልፍ ንፋስ "ኳ ንውህበትካ ይመስክር። ዕንባባታት ብቅንኢ ይሪእዩኳ ከም ንጉስ አብ መንጎኦም ትከድ። አነ እውን ካብ ርሑቅ ይምልከት ብፍቅርካ ልበይ ክሳብ ዝፍርከት።♥️🌸 አብ ዓለም ብዙሓት አዳማት አለዉ ግን ከማካ ዝበለጸ የለን ። አብ ዓይንኳ ዓለም ይሪኣ ንኩሉ ጽባቔኡ ዘንጸባርቕ። ሰለዚ እየ ዝብለኳ "ዓይኒ ዓለም " ንዓይ ዓለም ማለት ንስካ ኢኳ።♥️🌸 #creatorsearchinsights #LearnOnTikTok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #eityopyantiktok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

❤
❤"HEWAN"👸🫶🏻"One day"🇬🇧🤝❤
Open In TikTok:
Region: SA
Monday 05 October 2026 10:41:05 GMT
837
67
4
2

Music

Download

Comments

meri162757
ዓቃል ኩን ልበይ :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming][Red heart]
2026-10-05 12:20:29
1
qwerlkjh928
ጓል ኣለጀ ሸኮር 🌹😘 :
😘😘😘
2026-10-05 11:33:21
1
qwerlkjh928
ጓል ኣለጀ ሸኮር 🌹😘 :
🥰🥰🥰😘😘😘
2026-10-05 11:33:13
0
magiman432
magiman432 :
🥰🥰🥰
2026-10-05 12:36:24
0
To see more videos from user @hewi8763n7vxzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About