@luna__luli: ኩሉ ግዜ ኣብ ህይወት ንስካ ጥራይ ቅንዕና ሒዝካ ተጋዓዝ ሽዑ ዝከስሩካ ሰባት እንበር ንስካ ትከስሮ ሰብ የለን:: ብሓቂ ሎሚ ኣብዛ ንነብራላ ዓለም ሓቂ ብምዝራብካ ጥራይ እናጸልኡኻ ዝመጹ ሰባት ይበዝሑ ስለዚ ከይትዳናገር ዝመጸ እንተመጸ: ኣብ ሓቅነትካ ጥራይ ጽናዕ:: ሰባት ንኽትሕጎስ ኢልካ ኣብ ዘይትኣምነሉ ነገር ኣይትእቶ: ንኩሉ ሐራይ ኣይትበል ሂወትካ ብናትካ መንገዲ እንበር ብናይ ካልኦት ሰባት ኣይትምራሓያ:: ኣብ ህይወት ንዝኮነ ሰብ ኣይትጽላእ:ካልኦት ሰባት ብህወት ክሳብ ዘለካ ክሓምዩካ:ዘይናትካ ክህቡካ ይክእሉ እዮም:: ካብ ጉዕዞካ ግን ኣይተላግስ:: ምክንያቱ ናይ ሰብ ነገር መወዳእታ የብሉን:: ቁኑዕ እንተኮንካ እቶም ዘይቁኑዓት ክጸልኡኻ እዮም:: ትዕግስቲ ምስ ዝህልወካ እውን :እቶም ትዕግስቲ ዘይብሎም ፈራሕ ክብሉካ እዮም:: ምሁር እንተኮንካ እውን እቶም ነብሰ ምትሓት ዘለዎም ሰባት ከናኣእሱኻ እዮም:: ትሕትና ምስ ዝህልወካ እውን ልቡ ኣይርከብን'ዩ: እዚ ተንኾሌኛ እዩ ክብሉካ እዬም :: ስለዚ እቲ ክትገብሮ ዘለካ ንስካ መንገዲ ሓቂ ምሓዝ እንበር ሰባት :ንከፈትውልካ ኢልካ እትነብሮ ህይወት ኣይሃልኻ:: ቀዳምነት ንዝግብኦ ቀዳምነት ሃብ :: ~luna . #edit #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok #habshatiktok

༆𝑛⃪𝑠⃪𝑟⃪𝑖⃪   𓅓♡
༆𝑛⃪𝑠⃪𝑟⃪𝑖⃪ 𓅓♡
Open In TikTok:
Region: EG
Monday 05 October 2026 12:28:49 GMT
4309
273
7
35

Music

Download

Comments

h.natey05
Haru👸☦️ :
gal do tekoni weysi wedi🥺 keflt delie gn mara eye zednqeki or zednqka🥰
2026-10-06 20:59:11
1
mebrit27
Mebrhit🦋 እስመ ኲሉ ሓላፊ ውእቱ🦋✝️ :
🥰
2026-10-13 00:19:19
0
yared7730
yared :
✌️✌️✌️✌️✌️
2026-10-05 17:30:12
1
onlymomona10
☙ ደስታ ልበይ 🫀🤍 :
[Red heart][Red heart][Red heart]bby
2026-10-05 15:17:47
1
fthi.3
ን.ስ.ሪ. :
🥰🥰🥰
2026-10-06 10:51:23
1
To see more videos from user @luna__luli, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About