@kidanzelalem: ከምቲ ንገንዘብ ከተምጽኦ ደኣ እምበር፣ ከተጥፍኦ ከቢድ ዘይኮነ፣ ጉዕዞ ናብ ዓወት ድማ ከምኡ እዩ—ከቢድን ብዙሕ መከራን ስቓይን ሓሊፍካ እትጭብጦ ዓስቢ እዩ። ጥዕና ዘለዎ ዓወት ኩሉ ዋጋኡ ብዙሕን ከቢድን እዩ። ምናልባት ጥዕና ዘይብሉ ዓወት ብኣቋራጭ ምምጻእ ይከኣል ይኸውን፣ ጥዕና ዘለዎ ዓወት ግን ብዙሕ ውረድ-ደይብ ዘለዎ ጉዕዞ ምዃኑ ምርዳእ ኣገዳሲ እዩ። ሓደ ወትሃደር ናብ በረኻ ንኲናት ክወፍር ከሎ፣ ከም ዝዕወት እኳ ምትእምማን እንተ ሃለዎ፣ ብዛዕባ እቲ ዝኸፍሎ ዋጋ ግን እኹል መረዳእታ ዝሓዘ እዩ። ከምቲ "ቃልስና መሪር እዩ፣ ዓወትና ግን ናይ ግድን እዩ!" ዝበሃል፣ ዓወት ብመሪር ቃልሲ ከም ዝመጽእ ጥዑይ መረዳእታ እንተ ሃልዩና፣ በቲ ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥመና ምረትን ቃንዛን ኣይንሰናበድን ኢና! ስለዚ ጉዕዞ ናብ ዓወት ክንጅምር ከለና፣ ንዕኡ ዝኽፈል ዋጋ ከም ዘሎ ድማ ክንርስዕ የብልናን! - ዘፍጥረት

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Monday 05 October 2026 21:18:43 GMT
12131
456
8
66

Music

Download

Comments

bude0072
budi 🇱🇾 :
naybihaqe ✌️🤝🤝
2026-10-06 15:26:41
1
tarhas.legese
God is love ❤ :
kem afka ygberelna 🕊
2026-10-06 03:11:03
1
hanibal.temesgen0
✨ ወዲ መለይ :
Of course man
2026-10-05 21:32:39
1
kidane333
kidane :
Ok❤️🙏
2026-10-06 22:25:45
1
tsegy49
ganers :
👍👍👍👍👍👍
2026-10-05 21:29:13
1
usera79p6n1mxx
ምንባር ዶ ምህላው :
🥰🥰🥰
2026-10-06 10:08:13
1
shablala.hdh
mlete@gmail :
🥰🙏
2026-10-06 11:56:20
1
shablala.hdh
mlete@gmail :
❤❤❤👍
2026-10-06 11:56:57
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About