@chekan6360: ከምቲ ንገንዘብ ከተምጽኦ ደኣ እምበር፣ ከተጥፍኦ ከቢድ ዘይኮነ፣ ጉዕዞ ናብ ዓወት ድማ ከምኡ እዩ—ከቢድን ብዙሕ መከራን ስቓይን ሓሊፍካ እትጭብጦ ዓስቢ እዩ። ጥዕና ዘለዎ ዓወት ኩሉ ዋጋኡ ብዙሕን ከቢድን እዩ። ምናልባት ጥዕና ዘይብሉ ዓወት ብኣቋራጭ ምምጻእ ይከኣል ይኸውን፣ ጥዕና ዘለዎ ዓወት ግን ብዙሕ ውረድ-ደይብ ዘለዎ ጉዕዞ ምዃኑ ምርዳእ ኣገዳሲ እዩ። ሓደ ወትሃደር ናብ በረኻ ንኲናት ክወፍር ከሎ፣ ከም ዝዕወት እኳ ምትእምማን እንተ ሃለዎ፣ ብዛዕባ እቲ ዝኸፍሎ ዋጋ ግን እኹል መረዳእታ ዝሓዘ እዩ። ከምቲ "ቃልስና መሪር እዩ፣ ዓወትና ግን ናይ ግድን እዩ!" ዝበሃል፣ ዓወት ብመሪር ቃልሲ ከም ዝመጽእ ጥዑይ መረዳእታ እንተ ሃልዩና፣ በቲ ኣብ ጉዕዞ ዘጋጥመና ምረትን ቃንዛን ኣይንሰናበድን ኢና! ስለዚ ጉዕዞ ናብ ዓወት ክንጅምር ከለና፣ ንዕኡ ዝኽፈል ዋጋ ከም ዘሎ ድማ ክንርስዕ የብልናን!

mekseb 15
mekseb 15
Open In TikTok:
Region: UG
Tuesday 06 October 2026 06:36:40 GMT
603
22
0
2

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @chekan6360, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About