@.mesigal.suhul.shre: ዓደይ ሳኣን ሓደ ለባም፡ ኣብ ክልተ ተመቒላ፡ እታ ፍቕሪ ዝነበረትስ፡ ሎሚ ጽልኢ ወሪስዋ። እቲ ማዕጾ ናይ በረኸት፡ ተዓጽዩ ተቖሊፉ፣ ንቑጻት ኣእጋር ተረቲዐን፡ ኣሕዋት ክነጻጸጉ ደቃ ተፈላሊዮም፡ ነንሓድሕዶም ክቃተሉ እቲ ዝነበረ ዓቢ ክብሪ፡ ተበታቲኑ ክኸይድ መንገዱ። ሓደ ንድሕሪት ክስሕብ፡ ሓደ ንቕድሚት ክጎይ እቲ ማእከል ዘሎ ህዝቢ ግን፡ ይነብዕ ኣሎ ብዘይ መጸናንዒ መን ድዩ እቲ መፍትሕ ሒዝዎ ዘሎ? ነቲ ዝተሰብረ ዓሚቁ ልቢ፡ መሊሱ ዝጽግኖ ሓደ ለባም ስኢንና፡ ዓሪቑ ናብ ሓደ ዘምጽእ፣ ነዚ ናይ ሕድሕድ ሞቅታል፡ ዝምንዝዕ ነቲ ናይ ሓባር ገዛስ፡ መን ድዩ ሎሚ ዝሃንጽ እንታይ ይሕሸና ኢሉ ዝላዘብ ምሁር ዶ የለን ስለ ወጣት ዝሓስብ እቲ ናይ ሓሶት ወረታት፡ ንልቢ ህዝብና የሳቕ ይጭንቕ። እቲ ናይ ቀደም ሓልዮት፡ እቲ ናይ ኣቦታት ምስላ፣ ሎሚ እኮ ጠፊኡ፡ ኲናት ኮይኑ እቲ ዋዛ። ኣሕዋት ኣብ ሓደ መኣዲ፡ ዝበልዑ ዝነበሩ ተሳንዮም፡ ሎሚ ግን ርሕቀት ፈጢሮም፡ ሕድሕድ ተጻሊኦም። እታ ዓባይ ማሕረስ፡ እቲ ናይ ሓባር ቅርዓት፣ ሎሚ እኮ በሪሱ፡ ተተኪኡ ብብኽያትን ስንባደ ጥራዮ ኮይኑ መንፈስ ኣቦታትና ኣበይ ኣሎ፧ እቲ ዓሪቑ ዘገላግል፣ ነቲ ዝተባተኸ ክታም፡ መሊሱ ናብ ሓደ ዝጠምር ዘሕብር? ግናኸ ተስፋ ኣይንቁርጽን፡ ኣምላኽ ኣሎ ዓደይ ዝርእያ፣ ካብዚ ናይ ምክፍፋል ጸልማት፡ ኣውጺኡ ዝህባ ሓዳስ መዓልቲ ክባ እቲ ዝተበትከ ክታም፡ መሊሱ ክኣስሮ እዩ እቲ ለባም፡ ሰላምን ሓደነትን ክነግስ፡ ክጠፍእ እዩ እዚ ሕማም። ብርሃን ክወጽእ እዩ ርግፁ እቲ ጸልማት ክቕደድ፣ እቲ ፍቕሪ ዘንቀሎ ዘርኢ፡ መሊሱ ክጥእጥዕ ክውለድ።ሰላም ዓደይ ክትሓብር እያ፡ ሓደነታ ክምለስ ብኽብሪ፣ንብዓትና ክሕበስ እዩ፡ ክትትካእ እታ ናይ ቀደም ፍረ Mesi #fy #comedia #fo #photography #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

mesi ms kulu mashi💊💙🇨🇭
mesi ms kulu mashi💊💙🇨🇭
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 06 October 2026 07:22:46 GMT
19166
1541
121
45

Music

Download

Comments

meazatadele36
ጓል 70 እንደርታ🇵🇱 :
እህህህ ኣነስ ሕልሚ እዩ ዝመስለኒ [Teary eyed][Crying]
2026-10-06 16:05:07
7
user21965024811490
ዕባይ እንደርታ🇮🇩🇮🇩🇮🇩🌾🌾🌾🥰 :
ተጋሩዋይ ፀላኤና ይፈለ😢😢😢😢
2026-10-06 12:21:24
31
fekargaidad
fifiይ🧸🥀_gal_99 🖤💛🇪🇹💫 :
🥷🦁👑🙄
2026-10-06 11:59:29
12
wayni393
ጓል ብሬ👑 :
ፈጣሪ ምሕረት የዉርደና እበ ማራ እዩ ዘሕዝን 😥😥😥😥😪
2026-10-06 19:03:16
2
medihen0
༆ ጓል 70🇮🇩🇪🇹💫 :
ልዉጥ ያብለኒ ኣሕዋተይዋ🥺
2026-10-06 15:08:29
4
user4271855923876
እንደርታ ልቅድሚት :
gm kinge ✌✌✌✌✌✌
2026-10-06 14:12:59
2
tdfking534
𝐌𝐞𝐫𝐢 𝐓𝐃𝐅 ጓል𝟕𝟎🐆💊🇲🇨 :
ታይ ክፀወሉ ኣነስ🥺💔
2026-10-06 22:30:04
1
kalu1743
Sa___R💜 :
ተዓረቑ ጦርኖት ክበልዖኩም እምበር አየንብረኩሙን😥
2026-10-06 17:59:53
2
brhangebrehiwet7
brhangebrehiwet7 :
ኣፍፍፍፍ😭😭😭😭
2026-10-06 13:51:50
1
mahlit42
ማሂ ነኝ 🤣 :
አምላክ ምሕረት ይልአከልና🥰🙏🙏
2026-10-06 19:39:07
0
user5497558121440
ተስፋ ፅባሕ :
🙏🙏🙏
2026-10-07 01:49:28
0
natscanva
ናጺ ጋል ሃገረ ሰብ :
ሰላም ይግበረልና እበር ኣዝዩ የሕዝን
2026-10-07 00:22:01
0
mili.mili497
ጋል ክለተ ኣዉላዓሎ :
ዋይ ወረደት 🥺
2026-10-06 20:31:07
0
tomorrow.another11
Tomorrow another day🔋☦️❤️‍🩹 :
ኣሕሕ😭
2026-10-06 23:15:34
0
fikrlove311
ጋል ማጨው TDF ዋሕስ ህወተይ 💊🇻🇳🫶 :
2026-10-06 22:52:35
0
senaytsenayt091
ሰሉ ጓል ኪሓ//70//🇮🇩💪 :
🥺🥺🥺🥺🥺🥺🥺💚💚💚💚💚💚
2026-10-07 00:29:36
0
user66830207994945
ksanet :
Tpf❤️❤️❤️
2026-10-06 19:55:42
0
sarah.211a1
ምንም አልፈራም ቅዱስ ሚካኤል አባቴ ይዘ💒☦️ :
እንድ ቅን ከኛ በላይ ይታሰባሉ እኮ እነሱ👏😥
2026-10-06 12:17:32
0
user4854063673927
ሄለን እንደርታዊት🇵🇱🇵🇱 :
እፍፍፍ 😢😢😢
2026-10-06 19:08:41
0
user29878447983
user29878447983 :
temesgn
2026-10-06 19:05:52
0
fre44919542078320
Fre.G :
ድንግል፡ማርያምፅላልኪ፡አንብርሎም🙏🙏🙏
2026-10-06 19:12:13
0
birtukan9027
Birtukan :
2026-10-06 19:10:41
0
lilifkr491
lilifkr491 :
2026-10-07 03:47:56
0
user6500566515128
hayet koorida :
@ አረ ይቅረይ ሰላም ፅብቁ 🙏❤👈
2026-10-06 19:06:10
0
tgi859
𝐓𝐆🦅👸🫰 :
💔😢😢
2026-10-06 13:03:15
0
To see more videos from user @.mesigal.suhul.shre, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About