@bbcnewstigrinya: ሓይልታት ትግራይ ኣበይ እዮም ዘለዉ? ስግኣት ፈጢሩ ዘሎ ተኽእሎ ዳግማይ ውግእ - - - - - መቐለ፡ ምዕራይ መራኸቢታት ብመጠኑ ብቕልጡፍ ናብ ንቡር ምምላሱን፡ ነበርቲ ዝተወሰነ ዕረፍቲ ፈጢሩሎም ኣሎ፤ እንተዀነ ካልእ ሻቕሎት ዝፈጥር ነገር ግን ኣሎ። ካብ ከተማ መቐለ ንኣንፈት ሰሜንን ስሜናዊ ምዕራብን ኣስታት 45 ኪሎ ሜትር ውፅእ ኢልካ፡ ዝርከቡ ነበርቲ፡ ኵሉ ነገር ናብ ንቡር ክምለስ እናተጸበዩ፡ ድቃስ ዝኸልእ ሃዋህው ግጭት ይዕዘቡ ኣለዉ። ብፍላይ ኣብ ዞባ ምብራቓዊ ትግራይ፡ ዳግማይ ውግእ ክጅመር ይኽእል እዩ ዝብል ስግኣት እናዓበየ ከም ዝመጸ ነበርቲ ንቢበሲ ገሊፆም። ገለ ካብዘን ከተማታት፡ በቲ ናይ ቅድሚ ሕጂ ኲናት ትግራይ ኣዝየን ዝተሃሰያ እየን። ብጸጥታዊ ምኽንያት ስሙ ክግለጽ ዘይደለየ ነባሪ ከተማ ውቕሮ፡ ተጋደልቲ ሓይልታት ትግራይ ካብ -ደቡባዊ ኣንፈት ትግራይ ዝቐነየ ውግእ፡ ድሕሪ ምድፋእን ምስሓቦምን፡ ኣብ መወዳእታ ዝሓለፈ ሰሙን ናብታ ከተማ ክኣትዉ "ተስፋ ዘቕብፅ" ክብል ዝገለጾ ኵነታት ከምዝተዓዘበ ንቢቢሲ ገሊጹ። #bbcnewstigrinya #ኢትዮጵያ #Ethiopia #tigray #war
BBC News Tigrinya
Region: ZA
Tuesday 06 October 2026 10:30:00 GMT
Music
Download
Comments
Hailem HK :
fake news
2026-10-06 14:17:15
0
Sami Abrham :
Fake news፡ ኣርሚ 21፣ 32 ልበሃል የለይ።
2026-10-06 12:26:25
8
archo :
ትኽክል
2026-10-06 15:19:26
1
Lelistu :
2026-10-06 13:12:18
0
Haftom Gebremedhn :
ትክክል
2026-10-06 13:44:42
0
ማምተይ እያ ዓለመይ ዓለመይ :
2026-10-06 14:55:02
0
Melkamu Gebrehiwet :
👍👍👍
2026-10-06 14:55:40
0
🎠 :
We need to work together to overcome this force
2026-10-06 10:41:12
8
Fiልmoን Aለm :
ንምንታይ ገለፃ ኣድለየ ቢቢሲ ለይባ
2026-10-06 11:14:26
21
ጆን አስመሮም :
አብ ዝሃለዉ ይሃለዉ ክድምሰሱ እዮም ።
2026-10-06 12:49:21
1
Tigray Adey :
አብ ሰርሑም አለው እንታይ አጨነቀኩም
2026-10-06 14:28:52
3
robi kiela❤😍 :
ወግአ ማአከላይ ከተከወን ኣለዋ
2026-10-06 11:34:37
0
taddy@70M :
ማንም ዝሓተተ ሰብ የለን ።
2026-10-06 12:20:19
3
yibrah123 :
ሀላይ ሰላሊ እየ ብሀላይ
2026-10-06 11:34:19
1
temesgen nguse :
ናይ ንጉስ አባዲ ደርፊ ስማዕ
2026-10-06 11:11:46
0
Calmora 🌿 :
32 ልበሃል ዶ ከ አሎ እዩ
2026-10-06 12:45:48
0
user9957872359065 :
ሐርቢትነአሎ
2026-10-06 15:34:35
0
ከራቢጥ :
ተሞቤን አላዓሳ አለዊ
2026-10-06 13:16:50
0
Lelistu :
2026-10-06 13:11:57
0
.....typing :
BBC ዘይትገድፉና ኢኹም ዘይተስሩሑና
2026-10-06 16:02:24
0
pala united 27 :
😂ዋይ 21 32 ዝብሃል የለን
2026-10-06 14:41:45
0
mikyas gebrehiwet :
Hayltat tgraydo lbehalu niaw eyom
2026-10-06 11:00:07
0
~saron wukroyt 🐬📚 🇬🇷 :
ዞም ባራዩ ውቅሮ ንምዕናው እዩ ፈጣሪ ንድሮን ይግበሮም
2026-10-06 14:06:40
0
𝐌𝐢𝐥𝐢 ~{🦚} :
@𝐄𝐧𝐝𝐞𝐫𝐭𝐚𝐰𝐢𝐭🇲🇨🤟 ማይመኽደነይ 😌
2026-10-06 14:06:27
1
🏴☠️Nati Kvara🔥 :
🔥🔥🔥
2026-10-06 11:34:49
1
To see more videos from user @bbcnewstigrinya, please go to the Tikwm
homepage.