Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@kidanzelalem: "እቲ ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገስ፣ ንሱ ክድሕን እዩ!" ትዕግስቲ መራር ክትኮውን ትኽእል እያ፤ ምቑር ፍረ ከም እትህብ ግን ዘጠራጥር ኣይኮነን። ኣብ ትዕግስቲ ጽቡቕ ውጽኢትን ምዕዋትን ኣሎ። ትዕግስቲ ዘኽፍሎ ዋጋ ብዙሕን ከቢድን ምዃኑ ምስጢር ኣይኮነን፤ እንተኾነ እቲ ዝዕገስ ሰብ ዋጋን ጻማን ናይቲ ዝተዓገሶ ከም ዝረክብ ኣየጠራጥርን! ሓንቲ ካብተን ናይ ኢየሱስ ኣስተምህሮታት፦ "እቲ ክሳዕ መወዳእታ ዝዕገስ ንሱ ክድሕን እዩ" ትብል እያ። ኢየሱስ ብዛዕባ ምድሓን ወዲ ሰብ ክዛረብ ከሎ፣ ወዲ ሰብ መፍትሕ ናይ ሓንቲ ዕጽውቲ ገዛ ከም ዘለዎ፣ እንተኾነ ነቲ ቁልፊ ናይቲ ማዕጾ ምኽፋት ግን ናይ ገዛእ ርእሱ ጉዕዞ ከም ዘለዎ ይሕብር። እዛ ጉዕዞ እዚኣ ድማ "ትዕግስቲ" ኢሉዋ ኣሎ። ወዲ ሰብ፦ ኣብ ስርሑ፦ ትዕግስቲ! ኣብ ህይወቱ፦ ትዕግስቲ! ኣብ ምድሓኑ፦ ትዕግስቲ! ኣብ ቃልሱ፦ ትዕግስቲ! ኣብ ናብራኡን ጉዕዞኡን፦ ትዕግስቲ! ከም ዘድልዮ ብግቡእ ምርዳእ የድልዮ። ተዓገስ! ብርግጽ ከኣ ነቲ እትደልዮ ክትበጽሖ እኻ! — ዘፍጥረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 06 October 2026 09:47:11 GMT
9050
339
12
87
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
seare@23 :
really
2026-10-06 10:30:46
2
ምቅናይ :
Tkkl
2026-10-06 11:14:10
1
nani :
የግድንንን
2026-10-06 11:51:11
1
ቀስ ኢልካ ተጓዐዝ ኩትዒወት✍️💘🇻🇳 :
💯
2026-10-06 13:18:53
0
mlete@gmail :
👍❤
2026-10-06 11:15:35
1
ውድ ራማ ሓላሉ :
🤟🤟🤟
2026-10-06 09:51:20
1
mlete@gmail :
❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
2026-10-06 11:15:52
1
teklabtesfu :
❤️❤️🥰
2026-10-06 13:39:29
0
wedi kkkkk :
🥰🥰🥰
2026-10-06 13:27:01
0
ግዜ ሓያል :
🥰🥰🥰
2026-10-06 12:59:31
0
M.ነኝ ገርሂ ልባ🥰💗ام :
👍👍👍👍
2026-10-06 13:35:17
0
abiti :
🥰🥰🥰
2026-10-06 13:49:17
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
On dirais un petit rat 😂😂
Có gì đó sai saiiii
URGENTE 🚨 IMPRESIONANTE 🇲🇽Siguen y siguen llegando miles de contingentes al zócalo de la CDMX al informe de la presidenta🇲🇽🇲🇽🇲🇽🇲🇽
BOOE BOOE REMIX SONG USE + HADPHONES 🎧🥺 SLOWED + REVERB 🥶💟 BATER + EXPIRANCE 🎼🥀 #followme #foryoupage #viral #unfreezmyaccoun🙏🙏🙏 #trending
Nấu món z thì có đặc biệt chưa mọi người #comnhaoctieu #nauancungtiktok #viraltiktok #comnha
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy