@gejeret2: ምንባር እንተ ኣጽሊካ ጥራይ ኢካ ምስ እዚኦም ክትላከፍ ዘድልየካ !! ዘይኢትንገር ብሳሕል ተሳሒሉ ናቕፋ ዝዓረደ ከምዚ ሎሚ ስርዓት ብልጽግና ብኢማራት ኣጽዋር ዝልገሰሉ ዘሎ ስርዓት ደርግ ውን ብሓገዝ ሶቭየት ክሳብ ዓንቀሩ ኣጽዋር ተዓጢቁ ዝፍክር ዝነበረ ! ብሓያል ስልቱ ጀነራላቶም ማሪኩ ! ሽሾ ሰራዊቱን ኣጽዋሩን ኣብ ስርሒት ናደው ብክሳዱ ሓኒቁ ዝከትከቶ : ኣብ ፈንቅል ኣብ ከበባ ይእትዩ ብ “እሺ ገይታየ” ዝሓዘ ! ካብ ኤርትራ ጸራሪጉ ዘውጽአ: መራሒኦም ክሳብ እዛ ሰዓት ዚምባበው ዝጎሓፈ ንጉስ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘ ብሄረ ሻዕብያ 🫡🇪🇷 @𝐒🥀🇪🇷 @Korchac🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️❤ @Hgdef for ever 🇪🇷🇪🇷🥰 @Sami Gaji @SHABIYA 4 EVER🇪🇷🇪🇷💞💞❤️

Gejeret 🇪🇷🎼🎷🎸🎹
Gejeret 🇪🇷🎼🎷🎸🎹
Open In TikTok:
Region: NL
Tuesday 06 October 2026 11:39:52 GMT
5093
202
4
10

Music

Download

Comments

manwela7507
user :
eritrea adey tebrki [Red heart]
2026-10-06 16:51:11
1
2025ethio
AMG :
🥰🥰🥰
2026-10-06 15:51:48
1
halifka.xnhani120metro
ሰብ ክብድል ግዜ የብለን :
🥰🥰🥰
2026-10-06 15:00:22
0
alexander.aleko
Alexander Aleko :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-10-06 19:25:24
0
To see more videos from user @gejeret2, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About