@jimmytigray1: 3 መዓልቲ ብዘይ ምግቢ😭💔 @ዓውቼ🔥 @ብሬዚ ብሬ @Shewit Anhna✌🏻@Werka coffee and catering @ራዕሲ ልዑል @አቡ አንሕና✅ @𝙝𝙖𝙗𝙚𝙣 𝙝𝙤𝙣𝙚𝙨𝙩❤ #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok

jimmy+
jimmy+
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 06 October 2026 17:42:25 GMT
116805
21019
998
4101

Music

Download

Comments

hayuweyni
WH family :
ኣነ ስራሕ ከእትዎ ሓወይ🥰
2026-10-06 18:12:01
927
peace212716
@PEACE 21🙏 :
ሰላም ሓዉ እቲ ወዲ ኣበይ ሰፈር ድዩ ዘሎ ስራሕ ክሳብ ዝረክብ እባ ምግቢ ከኽእሎ ኣራኽበኒ ኣነ ኣብ ልደታ እየ ዘለኹ ንእሽተይ ሻሂ ቤት ኣላትኒ እሞ ቁርሱ ምስሑ ድራሩ ብነፃ ስራሕ ኽሳብ ዝረክብ ይጠቀም ዋላ ርሑቅ ተኾይኑ ናይ ታክሲ ክኸፍለሉ ሓደራኻ ንነብሲ ክኾነኒ እዩ 🙏 ብጣዕሚ ስለተሰመዐኒ እዪ መልሲ ንገረኒ ኢኻ ሓደራኻ🙏
2026-10-06 18:46:44
521
wizsamri7
𝑶𝒏𝒆 𝑫𝒂𝒚🇨🇭27✞✈ :
ጥሚት ዝፈልጦ እዩ ዝርዶኦ ዝስሚዒት🥺
2026-10-06 18:19:54
509
haymina19
Mìch☦️ :
eski bewust yetsafelgn Sera eflgeltalhu [Teary eyed]hawoy meary[Broken heart]away hezby
2026-10-06 20:21:57
2
haftom1412
𝓱𝓪𝓯𝓽𝓸𝓶 𝓼𝓱𝓲𝓫𝓻𝓾🕶 :
ለይሓሰብኻዮ እንጀራ ይፍጠረልኻ Brother
2026-10-06 18:18:05
250
27yoricover
yori gere_cover :
ውይ ሓወይ ጠሚኒ ይብሎስ ነብሰይ ውርርር ኣቢሉኒ ኡፍ💔😔
2026-10-06 18:42:10
204
shewit325
Shewit Anhna✌🏻 :
Bekye 🥹🙏
2026-10-06 18:03:03
223
hlinabirhane
ህሊና ብርሃነ :
ኡፍ ዝሓወይ ምስኣን ግን ክንደይ ይሓምቅ
2026-10-06 17:53:42
137
ambitiousman88
Awel_šani :
ወጣት ትግራይ
2026-10-06 18:42:08
37
bossnada77
@St4r._.Ayaa💫 :
ትግራዋይ መሆኑን እንዴት አወክ ?
2026-10-06 19:06:41
11
user2702617685480
ermias :
ahhhhhhh ajoka hawey mearey
2026-10-06 18:55:20
1
abuanhna
አቡ አንሕና✅ :
🥹🥹
2026-10-06 19:01:13
15
muluhagos7
muluhagose :
ኣደዋኻ ኣይትርአይ የኔ ኣባት😢
2026-10-06 18:49:33
42
hevuye3
fevi :
አካወንት ሀበና
2026-10-06 18:30:12
34
madridqm1
King 👑⌚️👈 :
ሹፈር ከሆነ ሲኖ ኣሲዋለሁ🤝
2026-10-06 20:41:30
5
tdrosawit3
it's Sanuwayt🌞 :
euwuyyyy Ane hawey 🥹💔ahhh aye Tgray
2026-10-06 20:30:49
2
sakitawa179
😻Mahi sol🫂 :
Way hawey🥹
2026-10-06 18:16:02
5
mahi.ger3
🌸mahi🦋 :
እንታይ ድየ ኣስተውዒለ ጊዜ ቢጥለን እግዚኣቢሄር ግን ከምዘይርስዐና እና ተስፋ ኣይንቁረፅ ከምቲ ድሕሪ 3ተ መዓልቲ ዘይተ ሓሰበ ሰብ ዝመፆ ንዓና እዉንይዘገያል እንጂ ኣይቀርም🙏
2026-10-06 19:42:25
13
gualafe12
12gual afe💏💍👫 :
እርቦት ራሱ ፈገግ ይላል የኔ ወንድም😔
2026-10-06 19:09:08
11
tum8mkonjo1
Tumim :
ለምን ትቀርፀዋለህ ከጋበዝክ ዝምብለህ አትጋብዘዉም
2026-10-06 18:55:32
5
bizen264
𝐛𝐢𝐳𝐞𝐧 :
😭😭😭ብጣዕሚ እየ ሓዚነ ትግራዋይ ዝረኸብካዮ ፀላኢኻ ይተሓለብ 🙏🙏
2026-10-06 18:30:04
27
angelyrcs19
𝙖𝙣𝙜𝙚 𝙡𝙮𝙧𝙞𝙘𝙨🎧💥 :
ኣየ ግዜ
2026-10-06 17:51:53
10
asnihome21
さくらのまงり :
ያልፍል ይሄን ቀን ቀና ብለህ ታወራዋለህ
2026-10-06 18:34:47
27
tsega.fitsum2
Tsega Fitsum :
ወጣት ልሕጎሰሉ መዓልቲ የምፀልና ፈጣሪ
2026-10-06 19:09:14
13
212121ppy
ኤልሮኢ (El Roi) :
እዋይ ሓወይ ኣንታ ነዚ ሓውና ዝረድኣካ ሓው እሞ ኣምላኽ ይባርኽካ 🙏
2026-10-06 19:13:16
17
To see more videos from user @jimmytigray1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About