@selamkiros745: ፍቅሪ ማለት ብገንዘብ ባሃፍቲ ዘይኮነስ ዘላኣለማዊ ፍቅሪ እዩ ፍቅሪ ማለት ካፍተም ቡሉፅ ህያብ ኣምላክ ኣብ ምድሪ ሓደ እዩ ፍቅሪ ማለት ኩርስቶስ ማለት እዩ ፍቅሪ ማለት ጥምረት ክልተ ኣካል ዘይኮነስ ጥምረት ክልተ ልቢ እዩ ኣብ ፍቅሪ እሙን ሙካን እንበር ለማፅ መላሓስ ምካን ዋጋ የቡሉን ኣብ ፍቅሪ ሓቀኛ እምነትን ዳኣ እንበር ብገንዘብን ዋይ ካዓ ብሃፍትን ዝመለኦ ኣይኩን እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ዘለዎ ዘረባ ካሎኦት ሰባት ኣየዳምፅን ፍቅሪ እዩ ዝቅድሞ ምክንያቱ ፍቅሪ ዘይቡሉ እምነትን ዓምዲ ዘቡሉ ገዛን ሓደ እዩ ዘላቅነት ሓቀኛ ፍቅሪ ክልቲአካ ምስትፋቀር ዳኣ እንበር ሓደ ኣፍቃሪ ሓደ ተፈቃሪ ክኮን የቡሉን ምክንያቱ ብክልተ👏 እድካ እንበር ባሓደ ✋እድካ ክተንጨውጭው ስለ ዘትክእል🙏👏ናይ ዘላኣለም ትምኒተይ ፍሽክታ ምስ ኩሉ ልበይ ግን❤👈ናሓደ❤🦋🫴 #ተኦርቶዶክስ💒ተዋህዶ💒ለዘላለም💒ትኑር💌 #ተኦርቶዶክስ💒ተዋህዶ💒ለዘላለም💒ትኑር💌 #ተኦርቶዶክስ💒ተዋህዶ💒ለዘላለም💒ትኑር💌 #ተኦርቶዶክስ💒ተዋህዶ💒ለዘላለም💒ትኑር💌 #ተኦርቶዶክስ💒ተዋህዶ💒ለዘላለም💒ትኑር💌

Selam27🇨🇭2019🎆🏋🏻‍♀️🤏
Selam27🇨🇭2019🎆🏋🏻‍♀️🤏
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 06 October 2026 19:27:30 GMT
1226
182
1
7

Music

Download

Comments

user5224955167
ተስፋ ፅባሕ 🥀💥❤ :
😘😘😘
2026-10-06 20:13:10
0
To see more videos from user @selamkiros745, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About