@aesdumped: so excited for this to come out #青风吹又生 #thewinner #cdrama #tianxiwei #weidaxun [FYP]

aes
aes
Open In TikTok:
Region: MY
Wednesday 07 October 2026 11:00:25 GMT
3279
226
3
9

Music

Download

Comments

esther.rs5
Esther RS :
2026-10-07 13:08:44
6
orodcuvx
Asian edits :
Queen
2026-10-07 15:50:01
1
esther.rs5
Esther RS :
2026-10-07 13:08:35
3
To see more videos from user @aesdumped, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ዓርሰ-እምነት (Self-confidence) ማለት ሓደ ሰብ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሱ ክእለትን፡ብቕዓትን፡ውሳነታትን ዘለዎ ድልዱል እምነት እዩ። ትርጉም ዓርሰ-እምነት ዓርሰ-እምነት ካብ ውሽጢ ዝፍልፍል ኮይኑ፡ንመንነትካ ብኣወንታዊ መገዲ ንክትሪእዮ ዝሕግዝ ሓይሊ እዩ። ንዕኡ ብኸምዚ ዝስዕብ ክንገልጾ ንኽእል ኢና፦ ንርእስካ ምቕባል፦ ድኽመትካን ሓይልካን ፈሊጥካ ንመንነትካ ብዘይ ቅድመ-ኩነት ምቕባል ማለት እዩ። ብቕዓት እዚ ስራሕ እዚ ክሰርሖ እኽእል እየ
ዓርሰ-እምነት (Self-confidence) ማለት ሓደ ሰብ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሱ ክእለትን፡ብቕዓትን፡ውሳነታትን ዘለዎ ድልዱል እምነት እዩ። ትርጉም ዓርሰ-እምነት ዓርሰ-እምነት ካብ ውሽጢ ዝፍልፍል ኮይኑ፡ንመንነትካ ብኣወንታዊ መገዲ ንክትሪእዮ ዝሕግዝ ሓይሊ እዩ። ንዕኡ ብኸምዚ ዝስዕብ ክንገልጾ ንኽእል ኢና፦ ንርእስካ ምቕባል፦ ድኽመትካን ሓይልካን ፈሊጥካ ንመንነትካ ብዘይ ቅድመ-ኩነት ምቕባል ማለት እዩ። ብቕዓት እዚ ስራሕ እዚ ክሰርሖ እኽእል እየ"ወይ "ነዚ ጸገም እዚ ክፈትሖ እኽእል እየ"ኢልካ ኣብ ክእለትካ ምትእምማን ማለት እዩ። ትብዓት፦ጌጋ ክትሰርሕ ከም ትኽእል እናፈለጥካ ሓደ ሓድሽ ነገር ንምፍታን ወይ ድማ ሓሳብካ ንምግላጽ ዘለካ ትብዓት እዩ። ዓርሰ-እምነት ማለት ፍርሒ ዘይምህላው ማለት ዘይኮነስ ነቲ ፍርሒ ሰጊርካ ስጉምቲ ምውሳድ ማለት እዩ። ዓርሰ-እምነት ብኸመይ ይዓቢ?ዓርሰ-እምነት ብባህሪካ ጥራይ ዝመጽእ ዘይኮነስ፡ክትሃንጾን ከተማዕብሎን ትኽእል ኢካ ንርእስኻ ኣወንታዊ ዘረባ ተዛረብ:-"ኣነ ክገብሮ እኽእል እየ" ዝብል ኣተሓሳስባ ምምዕባል። ንእሽቶ ዓወታት ኣመዝግብ፦ንኣሽቱ ሸቶታት ኣውጺእካ ምስ እትውድኦም፡ ኣብ ርእስኻ ዘለካ እምነት እናዓበየ ይኸይድ። ካብ ጌጋታትካ ተምሃር፡ጌጋ ከም መምሃሪ እምበር ከም ውድቀት ኣይትርኣዮ።✍🏾Abeba💜🌓✨

About