@natu45405: ጻድቃን ገብረትንሳኤ ምስ መደበር ቴለቪዥን ብልጽግና EBC ኣብ ዘካየዶ ቃለ-መሕትት፡ ኣብቲ ኣብ 1998-2000 ዝተኻየደ ኲናት ኢትዮ-ኤርትራ ብኣንፈት ዓድዋ፡ ዓዲዃላን ዓረዛን ሓሊፍና ኣብ ጥቓ መንደፈራ፣ ብኣንፈት ሰንዓፈ እምባሶይራ ሓሊፍና ጥቓ ዓዲቀይሕ ክንጽጋዕ እንከለና፣ ብኣንፈት ደንከል ድማ ካብ ዓሰብ 18 ኪ.ሜትር ጥራይ ርሒቓ ኣብ ትርከብ ኣይሞከር በጺሕና ነይርና ክብል ብጣዕሚ ዘስደምም ሓሶት ክዛረብ ተሰሚዑ። እቲ ሓቂ ብኣንፈት ዓድዋ ዝበሎ፣ ማይ-ድማ ክትታሓዝ እንከላ፡ ካብ ዓዲዃላ ከኣ ከባቢ 9 ኪ.ሜትር ርሒቓ ኣብ ትርከብ ዓዲበጊዖ ናይ መወዳእታ ኲናት ተኻይዱ። ብኣንፈት ዓሰብ ድማ ካብ ዓሰብ ከባቢ 37 ኪ.ሜትር ርሒቑ ኣብ ዝርከብ ኣይሞከር ጸም ዝበለ በረኻ ናይ መወዳእታ ኲናት ተኻይዱ ነይሩ። ብኣንፈት ሰንዓፈ ዝብሎ "ውን ብመሰረቱ ዓዲ-ቐይሕ ካብ ሰንዓፈ 25 ኪሎ-ሜትር ርሒቓ ትርከብ፡ ጂኦግራፊ ምምሃር ኣገዳሲ ኢዩ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha

ሽሮ
ሽሮ
Open In TikTok:
Region: GB
Wednesday 07 October 2026 12:08:25 GMT
8115
220
8
13

Music

Download

Comments

hidraybatah
hidraybatah :
chain hero💚💚💚💚
2026-10-07 14:41:56
1
gantlemen22
. :
ቻይና🦁💚
2026-10-07 21:28:17
0
erihenok3
ወዲ ባረንቱ😎 :
🦁
2026-10-07 16:32:49
1
mengsitabukbamichael
Mengsitab Ukbamichae :
2026-10-07 16:31:46
0
erimorata
Morata🇪🇷🇸🇸🇪🇹🇪🇷 :
2026-10-07 15:36:37
1
345rasf
Tyga11GN$ :
ቻይና 🦁🇪🇷
2026-10-07 19:41:04
0
arna1634
ባጤራ 💵 :
ቻይና 💪💪 ወደስመራ 💪💪💪
2026-10-07 17:44:25
1
edf1998iii
ሰመረ ዓቓል ሰድተኛ ጓል ትግራይ ሰበይተይ :
China Haile samule ግንባር ዓሰብ 37km
2026-10-07 12:49:17
2
To see more videos from user @natu45405, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About