@platinumworld.co: #platinum #platinumworld

PLATINUM WORLD
PLATINUM WORLD
Open In TikTok:
Region: ID
Thursday 08 October 2026 13:37:57 GMT
38
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @platinumworld.co, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣብ ህይወትና እንገብሮ ዝዓበየ ጌጋ ግዜ ኣለና ኢልና ምሕሳብ እዩ። ግዜ ኣይጽበየናን እዩ—እታ ዝበለጸት መዓልቲ ንጽባሕ ዘይኮነት ሎሚ እያ!
ኣብ ህይወትና እንገብሮ ዝዓበየ ጌጋ ግዜ ኣለና ኢልና ምሕሳብ እዩ። ግዜ ኣይጽበየናን እዩ—እታ ዝበለጸት መዓልቲ ንጽባሕ ዘይኮነት ሎሚ እያ!" ​"ሰዓት ወይ መዓልቲ ክንዕድግ ኣንኽእልን ኢና። ግዜ ብስቕታ እዩ ዝሓልፍ፤ ስለዚ ሕጂ ብህይወት ከለኻ ንእትወስዶ ነገር ግዜ ሃቦ ሕልምኻ ንምእማን ድማ ሎሚ ጀምር። ጽባሕ ውሕስነት የብላን።" 💡👣 ✍️ግዜ እቲ ዝዓበየ ህያብና እዩ፤ ነገር ግን ሕሱር መሲሉ ይረኣየና ዋጋ ከፊልና ስለ ዘይዓደግናዮ ጥራይ እዩ። ፍጹም ክንመልሶ ወይ ክንዕድጎ ዘይንእል እንኮ ሃብቲ ድማ ንሱ እዩ። ​ተጸባይነት ዘይብሉ ሃብቲ ግዜ ንሓደ እኳ ኣይጽበን እዩ። እታ ሕጂ እትሓልፍ ዘላ ደቒቕ ኣብ ህይወትና ዳግማይ ዘይትምለስ "ወርቂ" እያ። ​ሕጂ እታ እንኮ ሓቀኛ ግዜ እያ ጽባሕ ተስፋ እምበር ዋሕስ የብላን። እቲ ብሓቂ ኣብ ኢድና ዘሎ ግዜ እዚ ሕጂ እንነብሮ ዘለና እዋን ጥራይ እዩ። ​እቲ ዝበለጸ መገዲ ንነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ከም ዓቢ ዕድል ወሲድና ንዕላማታትና ንዕብየትና ከምኡ’ውን ምስቶም ዘፍቅሩና ሰባት ንዘለና ርክብ ንሕጂ ክንጥቀመሉ እንከለና እዩ። ​"እቲ ዝበለጸ ግዜ ንምጅማር ትማሊ ነይሩ፤ እቲ ካልኣይ ዝበለጸ ግዜ ድማ ሕጂ እዩ።"ሎሚ ጀምር ግዜ ኣለኒ ኢልካ ኣይትተኣማመን። ⌛

About