@nhrki3: *እቲ በዓል ሓዳር ፍትሕ ክደሊ እንከሎ >''> እቲ ዘይተመርዓወ ድማ ፍቅሪ ክደሊ ይቁንዞ ። *እቲ ፉሉጥ ወይ ( ሁቡብ ) ሰብ እታ እንኮ ዝደሊያ ብሕታውነት ያ እቲ ዘይህቡብ ድማ ፉሉጥ ክኸውን ኣመና ይህንጠ ። * ዓያሹን ደናቁርን ≈ ክርዱኡኻ ምስ ዘይክእሉ ኢዮም ናብ ላግጺ ዝኣትዉ ። ፓያታግሮስ * ከልቢ ተዛሪቡ እንተ ኢልካኒ ኣይከኣምነካን ኢየ ''' ሰብኣይ ነቢሑ እንተ ኢልካኒ ግን ክኣምነካ ቀሊል ዩ ። ጀርጆ በርናንድ *- ክትዕ ምስ ዓያሹ ሰባት ልክዕ ከም ኣብ ገጽኻ ዘሎ ጣንጡ ክትቀትል ምፍታን ኢዩ !! ቅተሎ ኣይትቅተሎ ብዘየገድስ መወዳእትኡ ገጽካ ምጽፋዕ ኣይተርፈካን ኢዩ ። ጀርጆ በርናንርድ * ኣጽፍርኻ ክነውሕ እንከሎ ነጽፋርካ እንበር ነጻዕትኻ ኣይኮንካን ትቆርጾ !! ብተመሳሳሊ ዘይምርድዳእ ክመጽእ እንከሎ ንኣንነትካ እንበር ንዝምድናኻ ኣይኮንካን ክትቆርጾ ዘለኻ !! * ከም ዝበሃል እንተ ኮይኑ ጎልን 👸🏼 መስተን 🍻 ሓደ ኢዮም ክሊቲኦም ርእስኻ የስሑቱኻ !! ብተመሳሳሊ ድማ ወድን 🧔🏼♂️ ሕማምን ሓደ ኢዮም ክሊቲኦም የሳቂዩኻ ። *ሓሶት ካብ ሓቂ ንላዕሊ ንደቂ ሰባት ይሑጉሶምን የደስቶምን ሓቂ ግን ዝመረረ መድሃኒት ኢዩ ፣ ሰብ ግን ብ ጥዑም ሽኮር ዝተለበጠ ሓሶት ኢዩ ዝፈቱ ። * ነታ ኣመና ተፍቅራ ጎለንሰይቲ እንተ ተፈላሊኹም ትርሰዓላ መንገዲ እታ እንኮ ምስ ትምርዖ ጥራሕ ኢዩ !! እንተዘይ ተመሪዓ ግን ክተፍቅራ ክትነብር ኢኻ ። *እቲ ሓቀኛ ፍቅሪ ኣብ ሕክምናን ወይ ኣብ መቃብርን ጥራሕ ኢኻ ትረኽቦ ! ንሕና ደቂ ሰባት ኣብታ ናይ መወዳእታ ህሞት ኢና ፈተውትና ንዝኽር ። * ኣብ ግዜ ለይቲ ወይ ኣንባቢ ወይ ድማ ጸሓፊ ኩን ወይ ድማ ከም ድሙ ኣብ ኽሽነ ምስውስው በል ። ንያት 6/10/2026 ካብዘን ቢሂላት ደስ ዝበለትኹም ጸሓፉ !! #ጽሑፋት #ትግርኛ🌠🎷🎼
🅔︎🅖︎🅞︎👑
Region: CH
Thursday 08 October 2026 15:57:12 GMT
Music
Download
Comments
መንካዕ 🦅 :
ኣብ ግዜ ለይቲ ወይ ንፉዕ ጸሓፊ ወይ ድማ ንፉዕ ኣንባቢ ኩን ተዘይ ኮይኑ ከም ድሙ ኣብ ኽሽነ ምስውስው በል 🫵🏼😇
2026-10-08 16:11:40
2
𝐒𝐨𝐥 𝐂𝐢𝐭𝐰𝐢𝐲💎☆ :
2026-10-09 14:03:27
0
Ďẽłïñâ👱🏿♀️📚 :
Haw ❤️
2026-10-08 16:08:05
0
Soli Soli🦋💎 :
Fazu🤴🏽🫶🏼💝
2026-10-08 17:01:49
0
wedi Ate :
💸
2026-10-08 19:23:36
0
gudua eyu lbey✨😢👈 :
❤️❤️❤️
2026-10-08 15:59:18
0
𝕖𝕓𝕒𝕪💧𝕞𝕖 🎤☦️ :
ሓሶት ካብ ሓቂ ንላዕሊ ንደቂ ሰባት ይሑጉሶም ።
👌🙌🫴🏼
ሓቂ ግን ዝመረረ መድሃኒት ኢዩ ፣ ሰብ ግን ብ ጥዑም ሽኮር ዝተለበጠ ሓሶት ኢዩ ዝፈቱ ።
2026-10-09 16:00:49
0
akli gber lbey :
🥰🥰
2026-10-08 21:41:28
0
𝐲@𝐟𝐮~🥷'☦° :
😉🙌
2026-10-08 20:34:46
0
143 :
❤️❤️❤️
2026-10-08 19:18:19
0
ሳሚ ሳሚ :
🥰🥰🥰
2026-10-08 18:04:48
0
፨ዘሪጋ ኑጉስ ።🇬🇧🤑🙏፡ :
❤️❤️❤️
2026-10-08 15:59:54
0
shada☝️one🔜way :
🤙✌️
2026-10-08 22:22:45
0
To see more videos from user @nhrki3, please go to the Tikwm
homepage.