@gaby_mmm7: Hace tiempo que yo no te veo 😕! . . . . #jhaycortez #leyseca #music #lyrics #letrasdecanciones

𝓐𝓷𝓭𝓻𝓮𝓼 𝓶𝓸𝓻𝓪𝓵𝓮𝓼
𝓐𝓷𝓭𝓻𝓮𝓼 𝓶𝓸𝓻𝓪𝓵𝓮𝓼
Open In TikTok:
Region: CO
Thursday 08 October 2026 21:32:13 GMT
484
50
0
6

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @gaby_mmm7, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ባንዴራታት ንኽህልዋ ዋጋ ዝኸፈለት ባንዴራና ኣብ ገዛእ ዓዳ ተገፊዓን ተጓንያን!  እሞ ሕርር በሉ። እቲ ኣብ ማእኸል እቲ ተኸዲንኩሞ ዘኒሄኹም ባንዴራ ሰፊሩ ዘሎ ኮኾብ ብጀጋኑ ተጋደልቲ ትግራይ (ህወሓት) ብዝተረጋገፀ ሕገ መንግስትን ዲሞክራስያዊ ስርዓትን ዝተቐመጠ እዩ። እስኪ ኣብ ማእኸሉ ኣንኪልኩም (ቦጊልኩም) ወይ ኣንጭዋ# ኣብሊዕኹም ተኸደኑዎ እሞ ክንሪኤኩም! ፋርነትን ድንቁርናን ከምዚ ናትኩም እናኣስሓቐ እዩ ዘዋስደካ። ካብኡስያ በቃ ተሓሪፉለይ ሞይቱ ኮ እዩ። ንስኹም ሓሪፍን ሓርፋፍን ተዋቒዑኩም ኣሎ። እምበር ባንዴራኻ ምኽባር ህዝብኻን ዓድኻን ምኽባር እዩ። ዋጋ ከፊሎም ዓዲ ንዘረከቡኻ ጀጋኑ ወለድኻን ኣሕዋትካን ምኽባር እዩ። ንስኹም ግን ባንዴራ ትግራይ ክትደፍኡዋን ክተጋፍዑዋን ርኢና። ኣብ ዓይኒ ካሜራ ከይትኣቱ ዘወር ክተብሉዋ ተዓዚብና። ምሒር ተፀይፍኩማ። ንነገሩ ሓቅኹም ኢኹም ባንዲራ ናፅነት እንድያ - ኩርኳሕ ባርነትኩምን ሕሽክርናኹም ኮይና ስለዝተርኣየትኩም እዩ። ብዝኾነ እዚ ኹሉ ኣብ ዓይኒ ታሪኽ ተሰኒዱ ይሓልፍ ኣሎ። ፅባሕ ካልእ መዓልቲ እዩ። ሰልፊ ሕሽክርናኹም እንትትቅይሩ ድማ ባንዴራ ትግራይ ቀሚሽ ጌርኩም ክትክደኑዎ እንትትለሓሓፁ ክንዕዘበኩም ኢና። ምቕናይ ኩሉ ንምርኣይ!#tik_tok #viraltiktok #tgraytiktok🇻🇳 #tgraytiktok🇻🇳 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳

About