@niqodimos.awet: #jesusisloveyou #jesuscoming #jesusmysavior @Coptic Orthodox Miaphysite @Amanuel H 🇪🇷 @Amoz2 @"𝐑𝐀𝐀𝐁" @Aman G @ዲ.ኪሩብ (כְּרוּב) cherub @ቀሲስ ክብረ ኣብ @ቀሺ እንድርያስ @Hasab Z Eyesus @Zewaldba @መኣዲ ወንጌል🕊️ @yordanoshaile991 @ወንጌል ሓይሊ ኣምላኽ ንምድሓን እዩ። @𝐋𝐢𝐠𝐡𝐭_𝟏𝟑𝟔𝟗

Niqodimos Awet
Niqodimos Awet
Open In TikTok:
Region: DE
Friday 09 October 2026 06:43:03 GMT
334
38
5
21

Music

Download

Comments

kirubelgir27
ዲ.ኪሩብ (כְּרוּב) cherub :
ተባረኽ መዋርስቲ!
2026-10-09 08:12:36
1
trhas.2514
𝕋𝕣𝕙𝕒𝕤👸🦋👑 :
Wow ኒቁ ሓወይ ተባረክ "ፅቡቅ ገይርካ🥰🙏
2026-10-09 07:55:51
1
apostolicvoice7
Hasab Z Eyesus :
ኣሜን o Lord come soon to take us!🙏 1 Thessalonians 5 ትግ15 - 1ይ ተሰሎንቄ 4: ኣሕዋትና፥ ንስኻትኩም ግና፥ ኣብ ፀልማት ስለ ዘይትነብሩ፥ እታ መዓልቲ እቲኣ፥ ከም ሰራቒ ኣይትመፀኩምን እያ። 5: ንስኻትኩምስ፥ ደቂ ብርሃንን ደቂ መዓልትን ኢኹም። ንሕና፥ ደቂ ለይቲ ወይ ደቂ ፀልማት ኣይኮንናን።
2026-10-09 09:36:22
0
kirubelgir27
ዲ.ኪሩብ (כְּרוּב) cherub :
Matthew 10 ትግ80 - ማቴዎስ 32: ስለዚ ኣብ ቅድሚ ሰብ ንተኣመነኒ ዅሉ፡ ኣነ ኸኣ ኣብ ቅድሚ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ክእመኖ እየ። ✅ክርስቶስ ጎይታይ ከምቲ ንስኻ ተዋሪድካ ናይ ክብሪ ካባ ዘልበስካኒ፥ ከምኡ ድማ ኣነ ስለ ስምካ ተዋሪደ ንዓኻ ከኽብረካ መንፈስ ምግላጽካን ጥበብካን ሃበኒ። እየሱስ ጎይታ ዩ! ኣሜን ማራናታ ጎይታ የሱስ ቶሎ ንዓ።
2026-10-09 08:11:51
0
niqodimos.awet
Niqodimos Awet :
የሱስ ከም ዝሞተን ከም ዝተንስኤን ኣሚንና እንተ ዄንና፡ ከምኡውን ኣምላኽ ነቶም ብየሱስ ዝደቀሱ ምስኡ ኼምጽኦም እዩ። 15: ንሕና ኽሳዕ ምጽኣት ጐይታ ብህይወትና እንጸንሕ ከኣ ነቶም ዝደቀሱ ከቶ ኸም ዘይንቕድሞም፡ እዚ ብቓል ጐይታ ንብለኩም አሎና። 16: ጐይታ ባዕሉ ብናይ ትእዛዝ ጭድርታን ብድምጺ ሊቀ መላእኽትን ብመለኸት ኣምላኽን ካብ ሰማይ ኪወርድ እዩ፡ እቶም ብክርስቶስ ዝሞቱውን ቅድም ኪትንስኡ እዮም። 17: ድሕርዚ ንሕና ብህይወት ጸኒሕና ዘሎና ንምቕባል ጐይታ ኣብ ኣየር ምሳታቶም ሐቢርና ብደበና ኽንለዓል ኢና፡ ከምኡውን ንሓዋሩ ምስ ጐይታ ኽንነብር ኢና። 18: ደጊም በዘን ቃላት እዚኣተን ንሓድሕድኩም ተጻናንዑ። 1ይ ተሰ 4 15-18
2026-10-09 06:59:55
2
To see more videos from user @niqodimos.awet, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About