@huymexedo_: đù dữ ta #bias #keonho #xhhhhhhhhhhh #cortis

wj
wj
Open In TikTok:
Region: VN
Friday 09 October 2026 13:58:59 GMT
381
86
0
4

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @huymexedo_, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ብድሮን ህይወታ ስኢና😭 ዕድሜኣ ገና ሰለስተ ዓመት ጥራሕ ዝነበረት ንፅህቲ ዕሸል፡ ፅባቐ ዓለም ከይፀገበትን ናይ ህፃንነት ፍስሃ ከየስተማቐረትን፡ ብጭካነ ድሮን ህይወታ ብኣልማማ ተመንዚዓ። እዛ ፅልኢ ወይ በደል ዘይትፈልጥ ንፅህቲ ፡  ብሓዊ ውግእ ካብ ሕቑፊ ስድራኣ ብግፍዒ ክትምንዛዕ ከላ፡ ልቢ ዘይሰብርን ዓይኒ ዘየንብዕን ሰብ የለን። ብሓቂ ብጣዕሚ ዘሕዝንን ዘስካሕክሕን ዓቢይ በደል እዩ። ኹናት ከምዚአን ዝበላ ንፁሃት ዕሸላት፡ ኣቦታትናን ኣዴታትናን   ንፁሃን ወገናትናን ብጅምላ ዘህልቅ፡ ተስፋን ህይወትን  ናይ ጥፍኣት መዓት እዩ። ኹናት ዘየዕነዎ ገዛን ንብረትን፡ ዘየጥፍኦ ግዜን ዘየሕቐቖ ሕልምን የለን። ካብ ኩሉ ንላዕሊ ድማ እቲ ብዋጋ ዘይሽየጥ ክቡር ህይወት ወዲ ሰብ ምምጣጡ እቲ ዝኸበደ መሪር ቁስሊ እዩ። ንፅህቲ ጓልና ፈጣሪ መንግስተ ሰማያት የዋርሳ፡ ሓመድ የቅልለላ።  ንመላእ ቤተሰብን ድማ እግዚኣብሔር ዓቢይ ጽንዓትን  ይሃበኹም ። #እዚ ኣብ ከቢድ መከራ፡ ፀበባን ጥሜትን ዘሎ ህዝብና ካብ ኩናትን ወራርን ርሒቑ፡ ብሰላም ዝዓርፈሉን ብሓጎስ ዝነብረሉን ናይ ቅሳነት እዋን ይምፃኣሉ፤ ንህዝብናን ንኹሉ ወዲ ሰብን ድማ ዘላቒ ሰላም፡ ፍቕርን ራህዋን ይሃበና። 🕊️💔 #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #habeshatiktok #ትግራይ #ትግራይ_ዛዓደይ

About