@yarred55: ➳እትደልዮ ነገር ጽዒርካን ዋጋ ከፊልካን እምበር፣ ብድቁስካ ብምሕላም ጥራይ ኣይርከብን እዩ። ➳ነፍሲ ወከፍ ጉዕዞ ህይወት ናይ ገዛእ ርእሱ ፈተና ኣለዎ፤ እቲ ሕቶ ኣብቲ ፈተና ትወድቕዶ ወይስ ትሓልፍ ዝብል እዩ። ዓለም ቤት ትምህርቲ እያ፣ ኣብ ቤት ትምህርቲ ደማ ፈተና ከይተገብረልካ ዝሕለፍ ክፍሊ የለን። ስለዚ ኣብዛ ዓለም እዚኣ ክሳብ ዘለኻ፣ ብዙሕ ፈተናታት፣ ብዙሕ ማሕለኻታትን ብዙሕ ተጻብኦታትን ከም ዘሎካ ዘይምርሳዕ! ➳ልክዕ ከምቲ ሓንቲ ኣደ ድሕሪ ከቢድ ናይ ሕርሲ ጻዕሪ ውላድ እተምጽእ፣ ሓደ ሰብ እውን ድሕሪ ከቢድ ጻዕሪ እዩ ነቲ ዝደልዮ ውጽኢትን ለውጥን ዘምጽእ። ስለዚ "ፈተና ንምንታይ ይገጥመኒ፧" ኢልካ ምጉሩምራም ዘይኮነስ፣ "ነዚ ፈተናዚ ከመይ ገይረ እዕወተሉ፧" እዩ ክኾውን ዘለዎ ሓሳብና!

Yared-5
Yared-5
Open In TikTok:
Region: KE
Friday 09 October 2026 14:09:58 GMT
296
22
3
1

Music

Download

Comments

hagazimahari
ያለዉ ኣይቅርም :
ብትክክል😢
2026-10-09 18:57:18
0
sarau0273
Sara :
😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁
2026-10-09 16:32:24
0
rahei1221
raheI1221 :
🥰🥰🥰
2026-10-09 19:02:35
0
To see more videos from user @yarred55, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About