Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@kidanzelalem: ዝርደኣካ ሰብ ምርካብ ጸጋ እዩ! ካብቶም ንስንኻ እምበር ንልብኻ ዘይርእዩ ብዙሓት ፈለጥትኻ፦ እቲ ሓደ ንውሽጥኻ ዝርዳእ ሰብ ይበልጽ! እቲ ሓቀኛ ትርጉም ምሕዝነት፦ ምስ "ዝርደኣካን እትረድኦን" ሰብ ዝምድና ክህልወካ ከሎ እዩ። እዚ ሰብ እዚ፦ ኩነታትካ ኣምቢቡ ውሽጥኻ ዝርዳእ፣ ጾርካ ንምሽካም ብዛዕባኻ ዝሓስብ፣ ሃጋፍካ ክመልእ እምበር ከጒድል ዘይጽዕር፦ እሙን ብጻይ እዩ! ዝኾነ ሰብ ሓደ መዓልቲ ነገራት ምጥዓም ክኣብይዎ ከለዉ ሰብ ክደሊ ባህርያዊ እዩ። እንተኾነ ብዙሕ ግዜ ሰባት ክትሕግዝ ኣብ እትኽእለሉ ደረጃ ከለኻ እምበር፣ ክትሕገዝ ኣብ እትደልየሉ ግዜ ደሃይ ስለ ዘጥፍኡ፦ ጭንቀትካ ዘቕልለልካ ሰብ ምርካብ ከቢድ ብድሆ እዩ! ካብ ፈጣሪ ድዩ ካብ ዕድል፦ ሓደ ሰብ ግን ኣሎ ብዛዕባኻ ግዲ ዝብሎ! እዚ ሰብ እዚ ኸኣ እዩ እቲ "እሙን ብጻይ" ክበሃል ዝግብኦ! ኣብ ህይወትካ ከምዚ ዓይነት ሰብ ገና ብርሑቕ ውሽጥኻ ኣንቢቡ ሰብ ዝኾነልካ እንተ ኣልዩ፦ እዚ ሰብ እዚ ናይ ብሓቂ ሰብ እዩ እሞ ኣመስግኖ! ኣኽብሮ! ተጠንቂቕካ ሓዞ! — ዘፍጥረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Saturday 10 October 2026 05:49:13 GMT
4295
152
6
23
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
Saeed Fiat :
Right
2026-10-10 12:55:54
1
ngsti :
ብሓቂ ትዕድልቲ እዩ ወ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰
2026-10-10 07:37:09
1
ሻቅዋይ wedi 80 :
🙏🙏🙏
2026-10-10 07:55:58
1
Shewit Habtegabr :
[Red heart][Red heart][Red heart]
2026-10-10 07:25:02
1
ካበ ናብ :
[Pray][Pray][Pray][Pray][Pray][Pray]
2026-10-10 09:00:48
1
user5410448579855 :
2026-10-11 17:47:19
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
WHAT AN EFFORT #NHL #hockey #winnipeg #stuartskinner
Bài tự kiểm tra trình độ 0.5 #Bida #Billiards #BidaLo #KyThuatBida #MeoBida
#karhutla2026 #karhutla #kalteng_palangkaraya #indonesiaemas2045 #palangkarayakaltengfyp Jam 10 siang btw kek gini. Toloooooongggg😭
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy