@user704015974827:

Неважно кто💔💔💔💔💔💔💔
Неважно кто💔💔💔💔💔💔💔
Open In TikTok:
Region: BY
Saturday 10 October 2026 07:19:11 GMT
13994
1254
12
1068

Music

Download

Comments

user6424200938752
user6424200938752 :
ничего
2026-10-11 17:37:40
0
user91136970933883
Олеся 💔💔💔💔 :
ничего
2026-10-13 13:28:04
0
wersus71
wersus71 :
а про меня даже не кто не вспомнит тому что я нахуй не кому не нужен
2026-10-30 18:52:14
0
xyinr06
Сеня :
хз всем будет побарабану🥺
2026-10-21 16:33:48
0
user8683272336182
Евгений :
@софа❤️‍🩹
2026-11-01 14:40:37
1
moonvii79
𝜗𝜚˚⋆ 𝑴𝒐𝒐𝒏𝒍𝒊𝒈𝒉𝒕 ⋆˚𝜗 :
🥺
2026-10-11 08:28:49
1
oliatumosuk0
😢😢🖕💔 :
@настік
2026-10-12 07:31:09
1
user3657598279803
поля😇😍🥰😘 :
😁😁😁
2026-10-10 17:38:24
1
violetta.25712
Viola🫶❤️ :
@✧ 𝓚𝓼𝔂𝓾𝓼𝓱𝓪 ✧
2026-11-01 06:40:11
0
as15923
🤍𝔸𝕟𝕒𝕤𝕥asἱ🤍 :
@Alina 🩷
2026-11-03 21:31:12
0
da_shunya62
Дар'я :
@темная ночь что мені будет
2026-11-05 18:55:14
0
To see more videos from user @user704015974827, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🧭 ብኣጋጣሚ ዶ ወይስ ብዕላማ፧ (ብሰረት)
🧭 ብኣጋጣሚ ዶ ወይስ ብዕላማ፧ (ብሰረት) "ጉዕዞ ህይወትካ ከመይ ይኸይድ ኣሎ፧ ንኻልኦት መመላእታ ኰይንካ ዲኻ፥ ወይስ ርእስኻ ክኢልካ፧ ኣበይ ኣለኻ፧ መልሲ ክወሃቦ ዘለዎ ሕቶ እዩ!" ብዙሕ ትኸይድ፤ ግን ድማ ናበይ ከም እትኸይድ ዝሓዝካዮ ንጹር ዕላማ ስለዘየለ፥ እግርኻ ጥራይ እዩ ደኺሙ ዝምለስ። ዝበዝሐ ናብራና ብኣጋጣሚ ስለዝንበር፥ ኵሉ ነገር ሃንደበት እዩ ዝኰነና። እትረፍ ንምንባር፡ ንምብላዕ እኳ ከምዝጠዓመና ንቕድሜና መጺኡ ዘሎ ጥራይ ኢና ንበልዕ። እንተዀነ ግን፥ ስብሒ ካብ ምውሳኽ ሓሊፍና ንሃንጾ ጥዑይ ቅርጺ ኣካል የለን፤ ምኽንያቱ እቲ ምብላዕ ከብዲ ንምምላእ እምበር ኣካል ንምህናጽ ስለዘይነበረ! ብዕላማ ምዱብን ውሱንን ዕድመ ናይ ምንባር ተዋሂቡና እንከሎ፥ ንሕና ግን ብኣጋጣሚ ንኸዶ። እቲ ምኻድና ብኣጋጣሚ ስለዝነበረ ድማ ህይወት ትርጉም ንስእነሉ፤ ክኸዱ ንርኢ ንኸይድ፡ ክዛረቡ ሰሚዕና ንዛረብ። ናትና ንብሎ መንነት ስለዘየለ፥ መመላእታ ናይ ካልኦት ኰይና ንጐዓዝ። ኣብ መወዳእታ፥ እቲ ተጐርቢትካ ምኻድ ነቲ ጎልጎል እምበር ነቲ ጎቦ ስለዘየደይበና፥ ዘኽታማትን መስተማሰልትን ኰይና ንርከብ። እዚ ዅሉ ውጽኢት ናይቲ ብግምት ምንባርናን ብኣጋጣሚ ምህላውናን እዩ። ዝናብ ሰማይ እኳ ነፍሰ-ወከፍ ንጣብ ብዕላማ እናነጠበት፥ ንሕና ግን ብ"ይመስለኒ" ንነብር። መስትያት ምስሊ እምበር ኣካል ከጨብጠካ ስለዘይክእል፥ እቲ መመላእታ ናይ ካልኦት ኰይንካ ምንባር እውን ምስሊ ናይቶም ንጉርበትክም እምበር ምስጢር ዓወቶም ከጨብጠና ኣይክእልን። ስለዝዀነ ኣብ መወዳእታ ከይድና ከይድና፥ ውሕጂ ከምዝወሰዶ ጨርቂ ድሕሪ ነዊሕ ጉዕዞ ኣብ ሓደ ስንጭሮ ተቐርቂርና ንርከብ። ብኣጋጣሚ ምንባር እምበዓር ምስልኻ ጥራይ ዘይኰነስ፥ ሕልምኻ እንኮላይ እዩ ዝሰርቀካ! ብሓንሳብ ከይድካ ክነስኻስ፥ እቲ ምኻድካ በበይኑ ስለዝነበረ ጥራሕካ ትምለስ። ብዕላማ ከይድካ ነይርካ እንተዝኸውን ግና፥ መሊእኻ ምተመለስካ። ገጢሙና ዘሎ ጉዕዞ ህይወት እምበዓር እዚ እዩ፤ ንኸይድ እምበር ናበይ ምዃኑ ኣይንፈልጥን፡ ንነብር እምበር ከመይ ንነብር ኣይንፈልጥን፡ ንዛረብ እምበር እንታይ ንዛረብ ኣይንፈልጥን! ኵሉ ግዜ መመላእታ ናይ ካልኦት ኰይና ስለንነብር፥ ኣብ መወዳእታ ናትና ንብሎ ህያው ነገር የለን። ስለዚ እዩ እምበኣር፥ "ብርግጽ ኣበይ እየ ዘለኹ፧" ኢልካ ምስ ገዛእ ርእስኻ ቅኑዕ ሕቶ ብምሕታት ቅኑዕ መልሲ ምሃብ ዘድልየካ። እንተዘይኰይኑ፥ እዚ ግምታዊ ህይወትን ናይ ኣጋጣሚ ናብራን፥ ህይወት ሰብ ከም ሳሙና ኣሕቂቑ ዝወስድ ብምዃኑ፥ ሳዕቤኑ ኣብ መወዳእታ ፍጹም ኣይክጥዕመካን እዩ! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ዕላማ #ንቕሓት

About