@.459206: ንዓኣ ክብል ነብሰይ ረሲዐያ !!! . . . ፍቅረይ ናይ ብሓቂ ሙዃኑ፡ ዕላማይ ጽሩይ ምዃኑ: ከምቶም ካልኦት ዝመጹን ዝኸዱን ከም ዘይኮንኩ ከርእያ ኣዝየ ፈቲነ ፡ ግዜይ , ጉልበተይ , ሰላመይ ዋላ ነቲ ክሳብ ሕጂ ክፍውሶ ዝፍትን ዝነበርኩ ክፋለይ ሂበያ፡ በቃ ኣበርቲዐ እንተ ኣፍቂረ ኣብ መወዳእታ ዋጋይ ክትሪኢ እያ ኢለ ሓሲበ ። ዝገበርክዎ ግን ቅድሚ ምምጽኣ ዝነበረኒ ሰብ ምጥፋአ ጥራይ እዩ፡፡ ልምድታተይ , ሕልመይ, ኣተሓሳስባይ ቀይረዮ እዚ ኩሉ ንዓኣ ንምሕጓስ እዩ ። ብዝሃብኩ መጠን ግን ዝያዳ ዘይርአ ኰንኩ ፡ ኣነ ምእንታና እየ ዝቃለስ ነይረ ንሳ ግን ካብ ህይወተይ ክትወጽእ እያ ትቃለስ ኔራ ። ሕጂ ነብሰይ ኣብ መስትያት እጥምታ፡ ንነብሰይ ድማ ዳርጋ ኣየለልያን እየ፡ ፍቕረይ እናረጋገጽኩ ክስበር ኣይነበረንን ምናልባት ግን ፍቅሪ ክሳብ ክንድ'ዚ ክጎድእ የብሉን ፡ ምናልባት ንሓደ ሰብ ንኽቐርብ ጥራይ መንነተይ ክስእን ክጠልብ የብሉን ። ስለዚ እየ ነብሰይ ስኢነያ ዝያዳ ዘሕመመኒ ግን ፡ ንዓኣ እኹል ምዃነይ ከረጋግጽ እናፈተንኩ መጀመርታ ንነብሰይ ምርሳዐይ እዩ ። ወዲ ሰብ ግን ብበደላት ይምህረካ እምበር ኣይብድለካን እዩ ። ካብቲ በደል እንተዘይ ተማሂርካ ግን ኩሉ ግዜ ከም በደል እምበር ከም ትምህርቲ ኣይትሓስቦን ኢኻ ። #mexhafsdetena #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktokthe #📚📚📚📚📚📚📚📚📚🥰🥰🥰 #📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚📚

መጽሓፍ ስደተኛ 🇪🇷📚
መጽሓፍ ስደተኛ 🇪🇷📚
Open In TikTok:
Region: MR
Saturday 10 October 2026 14:03:24 GMT
50310
2377
32
321

Music

Download

Comments

meri73251
meri የማሪያም ☦️🙏 :
ፊቅሪ ዚትዓደለ እዩ ዚረኪቦ ንኪተፊቅሩ ፂዓፁ እምበር ኪቲፊቀሩ ኣይትፂዓሩ ፊቅር ኪርስቶስ እዩ ዚለዚ ንፁህ ልቢ ዘለዎ ቢቻ እዩ ዘፊቅር 🥰🥰
2026-10-10 19:23:05
15
azbe154
Azeb💝🎀💘 :
ኣጆኻ ሓው ቤነይ🙏🙏🙏
2026-10-20 02:18:39
0
meseret.kasa93
Meseret Kasa :
ንወዲ ክብል ነብስይ ረሲዐሞ[Pray][Pray][Pray]መጨረሽኡሲ ቅድምኩሉ ነይረ ድሕሪ ኩሉ ቃርየ እምበር ብጀካ ውላድ ዝከስብክዎ የብለይን
2026-10-10 15:59:23
9
ngstingsti11
Ngsti🤌🫂❤️‍🩹 :
ፈቃር ልቢ ኩሉግዜ እያ ትጉዳእ 💔😭😭
2026-10-13 10:31:23
3
emiti333
❣️ፍቕሪ'ዩ🙏🙏 ሂወት❣️ :
hawey nty alekulka eske ane boy to boy ma friend 🥰
2026-10-11 21:23:20
1
dffuu79
༆𝐘̈𝐨̂𝐃𝐀̂𝐇𝐈𝐄́"👸🏿♥︎ :
ኣንጻር mi ክዓ ንዐኡ ክብል ነብሰይ ረሲዐያ off😢🥺
2026-10-12 12:15:18
1
rimeynatey3
MR❤ :
nhna kea ne wedi knbl kab kulu tefelina sdrana be ghuahi qetilna still .....💔💔💔💔😭
2026-10-12 20:48:28
0
user7958839688613
ጸማም ንኩሉ 💚 𝑓𝑒𝑡𝑎𝑤𝑖 𝑚𝑜𝑚 :
𝑚𝑒 🥺
2026-10-12 06:02:01
0
heri.heri8800
Heri plus gas ⛽️ :
bor ya
2026-10-11 15:36:43
1
kifle.goitom
kiki kiki :
nay bhaqi
2026-10-11 14:15:38
1
amtheone1112
𝙣𝙚𝙫𝙚𝙧 𝑔𝑖𝑣𝑒 🅤🅟 :
2026-10-11 15:19:03
1
user11032660286
user11032660286 :
❤️❤️❤️
2026-10-11 07:02:44
1
gal.tgray903
gal tgray 💙 :
ፈቃር ልቢ ኩሉግዜ እያ ትጉዳእ 💔😭😭
2026-10-12 01:22:04
0
yrguqueen
yrgalem🦋 :
me🥺
2026-10-13 07:49:33
0
user6102501962309
𝙢𝙖ሺ ወ'ጃይ 🇱🇾🔗🇪🇷🎚♣ :
ጾታ ከይፈለኻ ኣብ ፍቅሪ መስዋእቲ ዝኸፍል ሰብ ኣይሰምረሉን ዩ
2026-10-11 00:08:19
11
hiermiela32
Hiermiela ሄርሜላ :
:ጾታ ከይፈለኻ ኣብ ፍቅሪ መስዋእቲ ዝኸፍል ሰብ ኣይሰምረሉን ዩ፥ ግን ንምንታይ ?
2026-10-11 17:07:46
3
believerman21
ካርማ እየ ዝኣምን🙏 :
🥰🥰🥰
2026-10-12 21:03:10
1
on.dey440
on dey👸🌸 :
🥺🥺
2026-10-11 20:51:03
1
galemelay
Hfeti Merhi konto💃😜 :
🥰🥰🥰
2026-10-10 22:34:33
1
sami.21212626
ሳይጨልም ኣይነጋም :
🙏🙏🙏
2026-10-10 22:44:40
1
mosabboss4
mosad Boss :
♥️♥️♥️
2026-10-10 15:59:31
1
senayt178
senayt 21 :
🥰🥰🥰🥰
2026-10-12 21:03:37
0
box31097
Nazer Ahmad :
🥰🥰🥰
2026-10-12 05:51:03
0
mueuz.hntse
Mueuz Hntse :
🥰🥰🥰
2026-10-12 20:08:25
0
user8856711969150
wedi kidane :
🥰🥰🥰
2026-10-11 21:39:57
0
To see more videos from user @.459206, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About