@leys.mtp: #pourtoi #fyp #republication

userr_leys
userr_leys
Open In TikTok:
Region: FR
Saturday 10 October 2026 18:13:33 GMT
412
54
3
2

Music

Download

Comments

k.m_mtp3
𝐊𝐖𝐓’ⵣ🧞🧬 :
Réel 💗
2026-10-11 13:27:11
0
masquer0777
masquer0777 :
Courage mon cœur
2026-10-11 11:48:29
0
user3444445454
💞 :
t forte ma vie❤️
2026-10-10 20:32:17
0
To see more videos from user @leys.mtp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ናይ ፍቕሪ ኣገላልጻ ይፈላለ ይኸውን—ገለ ወለዲ ብብዝሒ ጥዑማት ቃላት፣ ገለ ድማ ድምጺ ብዘይብሉ ተግባራት፡ ኩሎም ብእተፈላለየ መልክዕ ነቲ ኣብ ውሽጦም ዘሎ ፍቕሪ ውሉድ ክገልጹ ይፍትኑ እዮም። ኣብ ፍቕሪ ውሉድስ፡ እቲ ብቑጥዐ ዝዛረብ እኳ ሓልዮቱ እዩ ዘርእይ! ዝኾነ ወላዲ ውሉዱ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ በጺሑ፣ ተዓዊቱን ተሓጒሱን ተኸናዊንሉን ክርኢ ዘይደልይን ዘይምነይን ዘይጽዕርን የለን። ኣቦኻ፦ በተን ዝኽእለን ክሳብ እታ ጥርዚ ናይ መወዳእታ ዓቕሙ፣ ካብታ ዝነኣሰት ኣብ መንከቡ ብምሕንጋር ክሳብ እቲ ዝለዓለ ነጠብጣብ ረሃጹ፡ ንዓኻ ንኽጥዕመካ ዘይፍንቅሎ እምንን ዘይረግጾ መሬትን የለን! ኣይነበረን ድማ! ኣዴኻ እውን ከምኡ፦ ካብ ህጻንነትካ ክሳብ ቁልዕነትካ፣ ካብ ቁልዕነትካ ክሳብ ጉብዝናኻ፣ ካብ ጉብዝናኻ ክሳብ ስብእናኻ—ብነፍሲ ወከፍ እትሓልፎ ጉዕዞ ብቓንዛኻ ልዕሌኻ እናተቐንዘወት፣ ብሓጎስካ እናተሓጎሰት፣ ዓይኒ ዓይንኻ ብምርኣይ ክኾነልካ መሬት እናጠብጠበት፡ ብጸሎታን ባህጋን ንኻልኢት እውን እንተ ኾነ ካባኻ ዘይተፈልየት፣ እንኮ መዳርግቲ ዘይብላ ንስሌኻ ኩሉ እትኸውን ወላዲት እያ! ስለዚ ጸሓይ ኣብ ምዕራቡ ኩሉ እዩ ዝጽልምተካ እሞ፦ ዕድመ ሃዲምዎም ከም ድላዮም ኣብ ዘይጓየይሉ ግዜ፡ ዓስቦምን ተስፋኦምን ንስኻ ምዃንካ ኣይትረስዕ! ብቑልኻን ዓንድኻን ምኽንያት ምንባርካን ምዃኖም—ብድሙቕ ቀለም ጸሓፎ! — ዘፍጥረት

About