@proper562: #lbc #fypシ゚viral #longbeach #fyp

Proper
Proper
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 10 October 2026 21:48:04 GMT
1191
24
1
0

Music

Download

Comments

user4858245693710
Leo :
Hi
2026-10-11 03:58:05
0
To see more videos from user @proper562, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#ኣዳመይ👑  ኣዳመይ ሕያዋይ ጥዑም ኣንደበቱ ሕማቅ ዘይወፆ ወላ ተሰሓሒቱ ክብሪ ምስ ልቦና ፈጣሪ ዝዓደሎ ዓምዲ ፍቅርና ንክርስቶስ ዝመስሎ ይውህናካ ከም ቀላይ ዘይብሉ መዐቀኒ   ተመስገን ናበለ ምስ ኣምላክ ዘንብረኒ  ፈቃር ኣዳም እግዚአብሔር ዓዲሉኒ ከመስግኖ ንፈጣሪ ንስካ ስለ ዘለካኒ  ኣዳመይ ጅግና እዩ ፅኑዕ ኣብ እምነቱ ናይ ሰብ ዘይጥምት ፅዒሩ ዝኣቱ  ኣነለ ኣብ ጎኑ ኮይነ ንጉሰይ ናበልኩ የክብሮ እየ ዝደልዮ ናማላእኩ  ኣዳመይ ሎሚ ማዓልቲ ዕረፍቲ ጎይታ ዝባረካ ፍልይቲ ማዓልቲ  ናብ ቤቱ ከይድና ከነመስግኖ ኣነ ጥዋፍ ክሕዝ እየ ተፀላካ ተከደኖ ኣብቲ ግብ ዝበለ ዘፍርሕ ፀልማት  ኣነ ንስካን ምስ ወርሒ ኮኮባት ፀጥታ ዝተሓወሶ ነብስና ናተሓግሰት ናከድና ወግዒ ከፊትና ዛዕባ ሰንበት ቤቱ ኣቲና ንክንልምኖ ንፈጣሪ  ሓዳርና ክባርክ ንከንብረና ብፍቅሪ  ደው ክነቀድስ ክንሰምዕ ሰዓታቱ ኣምላክና ኣመስጊናዮ ክንወፅእ ካብ ቤቱ   ብሩክ ሰንበት ይግበረልና  ሰንበት ክኮን ከሎ ፍቕሪ ፍቕሪ ዘፃውተኒ መንፈስ ግን🤭😁 #ኦርቶዶክስ_ተዋህዶ_ፀንታ_ለዘለዓለም_ትኑር✝️💙

About