@hewi8763n7vxzp: "ምኽንያት ሓጎስኪ እምበር ምኽንያት ንብዓትኪ ክኸውን ኣይደልን' ዝብሉ ዓሚቕ ቃላትካ፣ ኣብ ውሽጢ ልበይ ዘይሃስስ ናይ ፍቕሪ ማሕተም ኣንቢሮም እዮም።🌎💍🤴❤ ​ብሓቂ እቲ ዝዓበየ ሓጎሰይ ንዓኻ ሕጉስን ቅሱንን ኮይንካ ክሪኢ ምኽኣለይ ጥራሕ እዩ። ፍቕርና ብምስጢርን ብጥንቃቐን ዝሓለፈ እኳ እንተኾነ፣ ኣብ ውሽጢ ልበይ ዘለኻ ክቡር ቦታ ግን መዓልታዊ ብሓድሽ ፍቕርን ተስፋን እዩ ዝዕምብብ።💖🌎💍 ​ፍቕረይ፣ ንዓይ ምሉእ ሰላምን ዕረፍትን እትህበኒ፤ ምስ ብጾትካ ወይ ምስ ኣብኡ ዘለዉ ሰባት ክትከውን ከለኻ፣ ኣነ ክድውለልካ ኮነ ክጽሕፈልካ ስለ ዝኸብደኒ፣ ንስኻ እትጽሕፈለይ ሓጻር መልእኽቲ እያ'ደሓን ሕደሪ ፍቕረይ ጽንሕለይ፣ ምስኦም ኣለኹ' እትብል።💍🤴❤ ​እዚኣ ንዓይ ንእሽቶ ጽሕፍት ጥራሕ ኣይኮነትን፤ ኣብ ዝኾነ ሰዓትን ኩነታትን ኣብ ልብኻ ወትሩ ቦታ ከም ዘለኒ እትነግረኒ ዓባይ ናይ ፍቕሪ ድልድል እያ።❤🤴💍 ​ንስምዒተይን ንሰላም ልበይን ኣኽቢርካ እዛ ንእሽቶ ጥንቃቐ እዚኣ ክትህበኒ ከለኻ፣ ብሓቂ እቲ ንስኻ ክትኮኖ ትምነዮ ምኽንያት ሕይወተይን ምሉእ ሓጎሰይን እዩ ዝኸውን። ንስኻ ንጉሰይ ኢኻ፣ ኣነ እውን ወትሩ ምስ ፍቕርኻ ኣለኹ።🤴❤🌎 ​ወትሩ ኣብ ጸሎተይን ሕልመይን ኣለኻ፤ ጥዕናኻን ድሕንነትካን ናይ መዓልታዊ ትምኒተይ እዩ።🌎💍❤ ነታ ብሓባር ንኾነላን ብሰላም እንራኸበላን መዓልቲ ብሃንቀውታ እናተጸበኹ፣ ንስኻ ናይ ሕይወተይ ብርሃን፣ ናይ ልበይ ዋና ምዃንካ ከረጋግጸልካ እፈቱ። ወትሩ ናትካ እየ።🌎💍🤴❤ ​የፍቅረካ እየ ዘልኣለማዊ ፍቕሪ🤴❤ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #creatorsearchinsights #habeshatiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

❤
❤"HEWAN"👸🫶🏻"One day"🇬🇧🤝❤
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 11 October 2026 14:38:44 GMT
3255
235
5
49

Music

Download

Comments

saye8641
saye :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-10-11 16:12:58
1
yorslem8
yorslem :
🥰🥰🥰
2026-10-11 17:52:50
1
user8136996810309
user8136996810309 :
🥰🥰🥰
2026-10-11 18:09:25
1
hadush.wedi.hanta
Hadush Wedi Hanta :
🥰🥰🥰
2026-10-11 15:15:12
0
meri162757
ዓቃል ኩን ልበይ :
[Red heart][Red heart][Red heart][Red heart][Red heart]
2026-10-11 21:28:57
0
To see more videos from user @hewi8763n7vxzp, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About