@bwt68:

Bob Wilson
Bob Wilson
Open In TikTok:
Region: US
Monday 12 October 2026 02:20:35 GMT
264
1
0
1

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @bwt68, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

🔴ተጋዳሊት ማርታ ተስፋይ መን እያ? ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ ▫️ተጋዳሊት ማርታ ተስፋይ 1952ዓም ጥሪ 21 ኣብ ዞባ ምብራቅ ትግራይ ወረዳ ጉሎምኻዳ ጣብያ ማርታ ቁሸት ኣግዓ ጥርቀ(ዛላምበሳ ኣኸባቢ) ተወሊዳ። ናይ ገዛ ሽማ ስድራ ኣቦይ ተስፋይ ብፀሎት ኻብ ፈጣሪ ንዝረኸብዋ ጓሎም ስለዝነበረት
🔴ተጋዳሊት ማርታ ተስፋይ መን እያ? ~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~~ ▫️ተጋዳሊት ማርታ ተስፋይ 1952ዓም ጥሪ 21 ኣብ ዞባ ምብራቅ ትግራይ ወረዳ ጉሎምኻዳ ጣብያ ማርታ ቁሸት ኣግዓ ጥርቀ(ዛላምበሳ ኣኸባቢ) ተወሊዳ። ናይ ገዛ ሽማ ስድራ ኣቦይ ተስፋይ ብፀሎት ኻብ ፈጣሪ ንዝረኸብዋ ጓሎም ስለዝነበረት "ካሕሳ"እዩ ነይሩ። ▫️ማርታ ገና ብህፃና ምስ ወ/ሮ ለተስላሴ ኣረጋዊ ናብ ኤርትራ ደቀምሓረ ኸይዳ፤ ጓል 15 ዓመት ምስኾነት ድማ ናብ ኣስመራ ብምኻድ ኣብ ፋብሪኻ ተቆፂራ ስራሕ ጀሚራ። ኣብ ኣስመራ ንሓደ ዓመት ድሕሪ ምፅናሕ 1968ዓም 28 ታሕሳስ ኣብ ከባቢ ትውልዲ ዓዳ(ኣግዓ ዛላምበሳ) ትንቀሳቀስ ናብ ዝነበረት "ተሓሕት" ብምፅምባር ቀዳመይቲ ኣነስተይቲ ተጋዳሊት ብምዃን ሽማ ኣብ መዝገብ ተጋድሎ ህዝቢ ትግራይ ብኽብሪ ኸም ዝሰፍር ገይራ። ▫️ማርታ ኣብ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ንልዕሊ ሰለስተ ዓመት ብፅንዓትን ጅግንነትን ድሕሪ ምቅላሳ ብ1972ዓም ምስ እቲ ኣብ ኸባቢ ወልቃይት ዓሪዱ ዝነበረ ሰራዊት "ኢህኣፓ" ኣብ ዝተገበረ ኲናት ንስለ መሰልን ሰላምን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ንኡስ ዕድሜኣ መስዋእቲ ኸፊላ። ኽብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና🙏

About