@cosmeazuaje:

Cosme Azuaje
Cosme Azuaje
Open In TikTok:
Region: VE
Monday 12 October 2026 17:00:38 GMT
1104
2
1
0

Music

Download

Comments

user63057391195521
Willi colins :
no señor. cero caracas. Magallanes pa todo el mundo.
2026-10-12 20:13:56
0
To see more videos from user @cosmeazuaje, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ፈረስ የብጽሕ እምበር ኣይዋጋእን" ከምዝበሃል፦ ካልኦት ኩሉ ግዜ ክሳብ ሓደ ምዕራፍ ወይ እውን እንተፈትዮሙኻ "ምዕራፋት" ምሳኻ ዝጎዓዙ እምበር፣ ምሳኻ ዝነብሩ ኣይኮኑን። እንተስ ብሕጊ ተፈጥሮ እንተስ ተማኒኹም መንገዲ ምቕያሮም ዘይተርፍ እዩ። ስለዚ እዩ ድማ ብገዛእ-ርእስኻ ምቋም ዘድልየካ! "በይንኻ ፈትን፡ በይንኻ ውደቕ፡ በይንኻ እውን ተዓወት! ጉዕዞኻ እዩ፡ ሓላፍነትካ እዩ፡ እቲ ዓወት እውን ናትካ እዩ።" ኣብቲ በይንኻ ምፍታን፡ ብልክዕ ንነፍስኻ እተለልየሉን እትመዝነሉን መድረኽ እዩ ዘሎ። ተጎርቢትካያ ትኸይድ ዝነበርካ ብሽክለታ ሓደ መዓልቲ እቲ ዘጎርብተካ እንተዘይሃልዩ፡ ካልእ መዓልቲ በይንኻ ክትዝውራ ኣይትኽእልን ኢኻ። እቲ ምኽንያት ስለዘይትኽእል ዘይኮነ፡ ንምኽኣል ግዜ ስለዘይሃብካያ ንነፍስኻ እዩ። ኣብቲ በይንኻ ምፍታን፦ ሓደጋኡ ገፊሕ፡ ብደሆታቱ ሰፊሕ፡ ኣድካምነቱ እውን ዓብይ እዩ። እንተኾነ ዝህቦ እፎይታ ግን እቲ ዝበለጸ እዩ። ኣጆኻ! በይንኻ ምፍታንካን በይንኻ ምዕዋትካን "ጸላኢ ሰብ" ኣይገብረካን እዩ። ዕላማኻ ነፍስኻ ንምህናጽ ደኣ እምበር ንኻልኦት ንምጽላእ ኣይኮነን። ዕላማኻ ብገዛእ እግርኻ ደው ንምባል እምበር ናይ ካልኦት ጻዕሪ ስለትንዕቕ ኣይኮነን። ዕላማኻ ከም እትኽእል ክትርኢ እምበር ኣብ ካልኦት ክትግበዝ ኣይኮነን። ስለዚ እቲ ናይ በይንኻ ምፍታን መደብን ዕዮን ካብ ክውንነት ዘርሓቐካ ኮይኑ ኣይሰማዕኻ! እቲ በይንኻ ተምጽኦ ውጽኢት ንዓኻ ኩርዓት፡ ንኻልኦት ድማ ምትእምማኖም ዘዕቢ፡ ልዕሊ ኩሉ ድማ ናጽነት ውሽጥኻን ዕጋበትካን ዘበርኽ ምዃኑ ምዝካር ኣገዳሲ እዩ። - ዘፍጥረት

About