Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@thietbidungcuapptools: Máy Bơm Tăng Áp Nước Tự Động APAKOH #bomtangapnuocapakoh #bomtudong #bomtangap #bomtangapnuoctudong #bomtangapdientu #bomtangapkhongon
Thiết bị dụng cụ APP TOOLS
Open In TikTok:
Region: VN
Tuesday 13 October 2026 08:13:18 GMT
745
34
0
1
Music
Download
No Watermark .mp4 (
23.81MB
)
Watermark .mp4 (
25.66MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @thietbidungcuapptools, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#StormArena #FreeFire
Лсп это просто кайф @Олег Скай
লে বই 🥲💔
#لايك_فولو #عيد_سعيد #لايكات #capcut #fyp #foryou #foryoupage #عيدا وا بيروزي بي #لالش #لالش_جنة_الارض
🏃♂️ ኣብቲ ቅድድም በይንኻ ኢኻ! ኣብቲ ናይ ህይወት ቅድድም በይንኻ ኢኻ፤ ጎያኻ ክጎየልካ ዝኽእል ካልእ ሰብ ስለዘየለ፡ ዘለካ ሓይሊ ኩሉ ተጠቒምካ ጉያኻ ባዕልኻ ዛዝም! ዓለም ናይ ቅድድም መድረኽ እያ። ኣብቲ ቅድድም እንተተሳዒርካ ከኣ ህይወትካ ንስኻ እትመርሖ ዘይኰነስ፡ ብጣልቃ-ገብነት ሰብ ንዋይ እዩ ክዝወር። ቅድሚ ነዊሕ እዋን፡ ንብድሆታት ህይወት እትገልጽ "ማመት" ትብል ፍልጥቲ ናይ ትግርኛ ባህላዊት ፊልም ተዘርጊሓ ነይራ። እታ ፊልም ብዙሕ ዘስሕቕ፡ ዝምህርን ዘገርምን ትሕስቶታት እኳ እንተነበራ፡ ሓደ ክፍሊ ትሕዝቶኣ ግን ኣዝዩ ዝገርምን ዘሕዝንን ገጽ ነበሮ። እቲ ዛንታ ብዛዕባ ሓደ ንትምህርቲ ኢሉ ናብ ኣሜርካ ዝኸደ ተምሃራይ እዩ። ትምህርቱ ምስ ወደአ፡ ናይ መንበሪ ፍቓዱ ስለ ዝተወድአ ናብ ሃገሩ ክምለስ ነበሮ። እንተዀነ ግን፡ እናተማህረ ኸሎ ዘፍቀራ ሓንቲ ኣፍቃሪት ጓል ነበረቶ። ንሳ ምሉእ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ዘለዋ፡ ኣብ ሓደ ትካል ተቘጺራ ብወርሓዊ ደሞዝ እትነብር ነበረት። እቲ ተምሃራይ ምስኣ ክነብር ዓቢ ድሌት እኳ እንተነበሮ፡ ክውንነት ግን ፈታኒ ነበረ። ጉዳዩ ብሕጋዊ መንገዲ ብጠበቓ ኣቢሉ ንምጅማር ብርክት ዝበለ ገንዘብ የድልዮ ነበረ። ኣፍቃሪቱ ኻብ ገዛ ኽራይን ናይ ዕለት መግብን ሓሊፋ ክትከፍሎ እትኽእል ዓቕሚ ስለዘይነበራ፡ ድሌትን ክውንነትን ፊት ንፊት ተፋጠጡ። ዓቕማን ዓቕሚ ጅብኣን 'ብደሞዝ ኣስራሒኣ ዝተደረተ ስለዝዀነ፡ ምንም ክትገብር ኣይከኣለትን። ሓሲባ ኣውሪዳ ሰቒላ፡ ካልእ መፍትሒ ምስ ሰኣነት፡ ካብ ኣስራሒኣ ሓገዝ ክትሓትት ወሰነት። ከይዳ ድማ፡ "በጃኻ ሓግዘኒ፡ ዓርከይ ክጥርዝዎ እዮም፡ ክንፈላለ ኣይደልይን እየ። ዓቕመይ ትፈልጦ ኢኻ፡ እትረፍ ናይ ጠበቓ፡ ጽቡቕ መንብሮ ዝህብ ደሞዝ እኳ የብለይን" ክትብል ተማሕጸነቶ። ኣስራሒኣ ጽን ኢሉ ድሕሪ ምስማዕ፡ "እወ ሓቅኺ፡ ብዙሕ ገንዘብ እዩ ዝሓትት። ሎሚ ከም ቀደም ብቐሊሉ መንበሪ ፍቓድ ኣይርከብን እዩ፡ ከቢዱ እዩ። ብዝዀነ ምሸት ሰብኣይኪ መጺኡ ክረኽበኒ ሓብርዮ እሞ ምስኡ ክንዘራረብ" ብምባል ብጥዑም ዘረባ ኣፋነዋ። ንሳ ድማ ዓቢ ተስፋ ጌራ ነቲ ዓርካ ሓበረቶ'ሞ። ከም ቆጸራኦም ተራኸቡ። እቲ መንእሰይ ሰጋእጋእ እናበለ ሰላምታ ተለዋወጠ። ወዮ ወሃቢ ስራሕ ግን ዝሓዞ ብርጭቆ ቢራ ቀስ ኢሉ ኣብ ጣውላ እናቐመጠ፡ ብትዕቢት (ታዕነን እናበለ) ዘረባኡ ጀመረ፦ "እወ፡ እንታይ መሲሉካ... ሓደ ነገር ትደልዮ እንተ ዄንካ፡ ዋጋኡ ክትከፍለሉ ኣለካ። ብጥርሑ ዝበሃል ነገር የለን!" ብምባል ናጻ ውህበት ከምዘይገብረሉ ኣነጸረሉ። ወዮ ምስኪን ኣፍቃሪ ድማ ብፍርሕን ጭንቀትን መሬት መሬት እናጠመተ፡ "እወ ሓቅኻ፡ ሕጂ ስለዘይብልና ኢና እምበር ሓደ መዓልቲ ንኽሕሰካ ግዜስ ይመጽእ ይኾውን" በሎ። ወሃቢ ስራሕ ግን እቲ ጉዳይ ክናዋሕ ስለዘይደለየ ብግልጺ ከምዚ በሎ፦ "ኣነ ናይ ጠበቓ ከፊለ ሕጋዊ መንበሪ ፍቓድ ከውህበካ እየ። ንስኻ ድማ፡ ኣፍቃሪትካ ሃና ሓንቲ ለይቲ ምሳይ ክትሓድር ተፍቅደለይ። ንስኻ ካብ ምጥራዝ ትድሕን፡ ኣነ ድማ ዝደለኽዎ እረክብ።" ብምባል ምጽዋሩ ዘይክእል ከቢድ መርድእ ኣርድኦ! እወ ፦ ኣብቲ ናይ ህይወት ቅድድም ተቐዲምካ፡ ህይወትካ ኣብ ትሕቲ ኢድ ካልኦት እንተወዲቓ፡ ዘለካ ምርጫ "ዓዶም ሕደገሎም ወይ ዝበሉኻ ግበረሎም" ጥራይ እዩ ዝኸውን። መወዳእታ ናይዚ ዛንታ ኣዝዩ መሪር እዩ። ብስእነት ጀሚሩ ብስቓይ እተዛዘመ ዛንታ። እቲ ተምሃራይ ብጓሂ ሓዚኑ ንገዛኡ ተመሊሱ ንሃና ነገራ። ሃና ድማ ነቲ ኣስራሒኣ ብሕጊ ክትፋረዶ ምዃና ከተፈራርሖ ፈተነት። ወዮ ጨካን ኣስራሒ ግን እዚኣ ስግኣተይ እያ ብምባል፡ ሰባት ቘጺሩ ንሃና ካብዚ ዓለም ከም እትእለ ገበራ። ኣፍቃሪቱ ዝሰኣነ ዓርካ ድማ ብሰንኪ እቲ ከቢድ ስንባደ ኣእምሮኡ ተዛቢዑ፡ ብሕምሙ ናብ ሃገሩ ተጠረዘ። ሃና ናብ ዓዲ ዘለኣለም፡ ንሱ ድማ ብሕማም ናብታ ዝተወልደላ ዓዱ ተመልሰ፤ በዚ ከኣ ናይቶም ክልተ ፍቁራት መወዳእታ ካብ ዘሕዝን ናብ ዝኸፍአ ምሕዛን ተዛዘመ። ካብዚ ዛንታ እዚ ክንማሃራ ዘለና ዓባይ ነጥቢ ኣላ፦ "ሓደ ነገር ደሊኻ፡ ዋጋኡ ባዕልኻ ክትከፍለሉ ኣለካ!" ብጥርሑን ብድንጋጽን ዝወሃብ ህይወት የለን። ሓደ ነገር ደሊኻዮ ባዕልኻ ክትደኽመሉ፡ ክትጎየሉ ወይ ዋጋኡ ክትከፍል ኣለካ። እዚ ምግባር እንተሰኢንካ፡ ህይወትካ በቲ ንዓኻ ዝጥዕመካ ዘይኰነስ፡ በቲ ንኻልኦት ዝጥዕሞም ክትጓዓዝ ክትግደድ እያ። ስለዚ እዩ እምበኣር፡ ጉያኻ ኣሐይልካ ኣብቲ ናይ ህይወት ቅድድም ዕዉት ክትከውን ዘለካ! -ዘፍጥረት #ሰረት #kidanzelam #ትምህርቲ_ህይወት #ዕውት_ህይወት
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy