@khaoaoat_06: #RoVเป็นเกมตลก #RoV #RoVThailand #ชะตาถูกเขียนด้วยคมดาบ

O_OAT
O_OAT
Open In TikTok:
Region: TH
Tuesday 13 October 2026 10:44:53 GMT
41198
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @khaoaoat_06, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ምሳኻ ክዕልል እንከለኹ ኣብ ውሽጠይ ዝፍጠር ፍሉይ ሓጎስ እቲ ምስጢሩ እንታይ ይኾን? ነቲ ዝስምዓኒ ዘሎ ዓሚቝ ስምዒት ክፈልጦ እደሊ፣ ግና ከኣ ብልሳነይ ክገልጾ ዘይኽእል ኣብ ውሽጢ ልበይ ጥራሕ ዝተሓብአ ምስጢር ኮይኑኒ ኣሎ። ብሓንቲ ተራ 'Hii' ዝጀመረ ሌላና፣ ሎሚ ኣብዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘለና ናይ ፍቕሪ ጥርዚ ክበጽሕ ፈጺሙ ትጽቢተይ ኣይነበረን። ንስኻ ግና ኣብ ሓጺር ግዜ ኣብ ውሽጠይ ብምኽንያት ክርድኦ ዘይኽእል ዓቢ ሓጎስ ፈጢርካ፣ ንልበይ ክትቆጻጸራ ምኽኣልካ ብሓቂ የገርመኒ።  ክትድውል ከለኻ፣ ቴለፎነይ ተቐቢለ ኣብ እዝነይ ምስ ኣቕረብክዋ፣ በቶም ጥዑማትን ክቡራትን ቃላትካ ኣዋዲድካ ሰላምታ ትልግሰለይ። ብድሕሪኡ ከም ቆልዓ ቀብጠርጠር እናበልካ፣ ሓንሳብ ተስሕቀኒ፣ ሓንሳብ ተኮርየኒ፣ መሊስካ ከኣ ብምቁራት ቃላትካ ተንድደኒ (ትማርከኒ)። እቲ ኣብ ልዕለይ ዘለካ ክብርን ፍቕርን ኪኖ ቃላት ሓሊፉ ብተግባር ክርእዮ እንከለኹ፣ ኣብ ልዕሌኻ ዘለኒ ፍትወት መመሊሱ ይዓዝዝ። ዝያዳ ዝገርመኒ ግና፣ ልሳንና ከይተዛረበ ልብታትና ብስውር ስቕታ ፍቕረን ክገልጻ ምኽኣለን እዩ። እቲ ናይ ውሽጥኻ ሕሹክታ ብንጹር የስተማቕሮ ኣለኹ፤ ስለዚ እዩ ድማ ፍቕርኻ ብቓላት ዘይኮነ ብተግባር ስለ ዝረኣኽዎ፣ ልበይ ኣብ ልዕሌኻ ሙሉእ እምነት ዘሕደረ። በይነይ ክኸውን ከለኹ ብዛዕባኻ እሓስብ እሞ ሓደ ዘገርመኒ ነገር ኣሎ፦ 'እናተፋቐርና ልብታትና ሓደ ኾይነን እንከለዋ፣ ስለምንታይ ኮን ይኾን ብቓላትና ክንገልጾ ዘይንኽእል?' ይብል። መልሲ እኳ እንተዘይረኸብኩ፣ ከምዚ ብምዃኑ ግና ሕጉስቲ እየ።  ሓደ መዓልቲ እቲ ኣብ ልብና ዘሎ ፍቕሪ ብልሳንና ፈሊሙ ከም ዝፈስስ እፈልጥ እየ። ክሳብ ሽዑ ግና፣ በቲ ድምጺ ዘይብሉ፣ ልብታትና ብናተን ፍሉይ ቋንቋ ተረዲአን ዝናበባኦ ፍቕሪ ብዕምቆት ከስተማቅሮ እየ። ንስኻ ናይ ውሽጠይ ቃንዛ እተድምጽ፣ ንሕማመይ እተሕውይ፣ ሰላማዊት ህይወተይ ኢኻ። ኣብ ሓጺር እዋን ንውሽጠይ ናይ ሓቀኛ ደስታ መንፈስ ዝዓደልካ፣ ብቓላትካን ተግባርካን ፍቕርን ክብርን እተዐድለኒ ፍሉይ ኣዳም ኢኻ። ስለዚ ኣብ ዙፋን ልበይ ክትነግስ ሙሉእ ፍቓደይ ሂበካ ኣለኹ።
ምሳኻ ክዕልል እንከለኹ ኣብ ውሽጠይ ዝፍጠር ፍሉይ ሓጎስ እቲ ምስጢሩ እንታይ ይኾን? ነቲ ዝስምዓኒ ዘሎ ዓሚቝ ስምዒት ክፈልጦ እደሊ፣ ግና ከኣ ብልሳነይ ክገልጾ ዘይኽእል ኣብ ውሽጢ ልበይ ጥራሕ ዝተሓብአ ምስጢር ኮይኑኒ ኣሎ። ብሓንቲ ተራ 'Hii' ዝጀመረ ሌላና፣ ሎሚ ኣብዚ ሕጂ በጺሕናዮ ዘለና ናይ ፍቕሪ ጥርዚ ክበጽሕ ፈጺሙ ትጽቢተይ ኣይነበረን። ንስኻ ግና ኣብ ሓጺር ግዜ ኣብ ውሽጠይ ብምኽንያት ክርድኦ ዘይኽእል ዓቢ ሓጎስ ፈጢርካ፣ ንልበይ ክትቆጻጸራ ምኽኣልካ ብሓቂ የገርመኒ። ክትድውል ከለኻ፣ ቴለፎነይ ተቐቢለ ኣብ እዝነይ ምስ ኣቕረብክዋ፣ በቶም ጥዑማትን ክቡራትን ቃላትካ ኣዋዲድካ ሰላምታ ትልግሰለይ። ብድሕሪኡ ከም ቆልዓ ቀብጠርጠር እናበልካ፣ ሓንሳብ ተስሕቀኒ፣ ሓንሳብ ተኮርየኒ፣ መሊስካ ከኣ ብምቁራት ቃላትካ ተንድደኒ (ትማርከኒ)። እቲ ኣብ ልዕለይ ዘለካ ክብርን ፍቕርን ኪኖ ቃላት ሓሊፉ ብተግባር ክርእዮ እንከለኹ፣ ኣብ ልዕሌኻ ዘለኒ ፍትወት መመሊሱ ይዓዝዝ። ዝያዳ ዝገርመኒ ግና፣ ልሳንና ከይተዛረበ ልብታትና ብስውር ስቕታ ፍቕረን ክገልጻ ምኽኣለን እዩ። እቲ ናይ ውሽጥኻ ሕሹክታ ብንጹር የስተማቕሮ ኣለኹ፤ ስለዚ እዩ ድማ ፍቕርኻ ብቓላት ዘይኮነ ብተግባር ስለ ዝረኣኽዎ፣ ልበይ ኣብ ልዕሌኻ ሙሉእ እምነት ዘሕደረ። በይነይ ክኸውን ከለኹ ብዛዕባኻ እሓስብ እሞ ሓደ ዘገርመኒ ነገር ኣሎ፦ 'እናተፋቐርና ልብታትና ሓደ ኾይነን እንከለዋ፣ ስለምንታይ ኮን ይኾን ብቓላትና ክንገልጾ ዘይንኽእል?' ይብል። መልሲ እኳ እንተዘይረኸብኩ፣ ከምዚ ብምዃኑ ግና ሕጉስቲ እየ። ሓደ መዓልቲ እቲ ኣብ ልብና ዘሎ ፍቕሪ ብልሳንና ፈሊሙ ከም ዝፈስስ እፈልጥ እየ። ክሳብ ሽዑ ግና፣ በቲ ድምጺ ዘይብሉ፣ ልብታትና ብናተን ፍሉይ ቋንቋ ተረዲአን ዝናበባኦ ፍቕሪ ብዕምቆት ከስተማቅሮ እየ። ንስኻ ናይ ውሽጠይ ቃንዛ እተድምጽ፣ ንሕማመይ እተሕውይ፣ ሰላማዊት ህይወተይ ኢኻ። ኣብ ሓጺር እዋን ንውሽጠይ ናይ ሓቀኛ ደስታ መንፈስ ዝዓደልካ፣ ብቓላትካን ተግባርካን ፍቕርን ክብርን እተዐድለኒ ፍሉይ ኣዳም ኢኻ። ስለዚ ኣብ ዙፋን ልበይ ክትነግስ ሙሉእ ፍቓደይ ሂበካ ኣለኹ።"✍️ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habeshatiktok #habeshatiktok #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #creatorsearchinsights #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

About