@happy4ever717: ኣብ 1943 ንመጀመርያ ግዜ ኦቲዝም ከም ዘለዎ ዝተመርመረ Donald triplett አዩ ዝብሃል ኔሩ፡ ኣብቲ ግዜቲ ኦቲዝም ማለት ብስምዒት ምስ ሰባት ክረዳዳአ ዘይክአል ባህሪ ዘለዎ ልክዕ ከም አንስሳ ዘገዳም አዩ ዝፍለጥ ኔሩ። 👉🏿 2026 ኣብዚ ግዜ አዚ ግን ብዘይ ዘረባ ሓንጎል ናይ ሰባት ከንብብ ዝኽአልን ብምልክት ወይ ናይ body language communication i pad , ክረዳዳአን ክመሃርን ከምዝኽአልን አዃ ደኣ high frequency ዝለዓለ ተውህቦ ከምዘለዎም ተበጺሑ ኣሎ፡ ንዝመጽአ ዓመታት ውን ሓድሽ መጽናዕቲ ክመጽአ ይኽአልዩ። 💥ስለዚ ወለዲ ንደቅና ነጽንዖም ኣለና ዶ? ማለት ተውህቦኦም ኣበዩ? ብኸመይ ይመሃሩ ወይ ነብሶም ይኽአሉ ( self care) ከም ወለዲ ቀዳምነት ሂብና ክንሰርሓሎም ሓላፍነትና ክንዋጻአ የዘኻኽር ብጣዕሚየ ዘኽብረኩም ደኺመ. ከይበልኩም ትጽዕርዎ ኩሉ ጻማ ኣሎዎ! ሰሰናዩ ንኩላትና ብፍላይ ከኣ ስድራቤት….🥰
WisdomWiz 💪🏾🔥😇
Region: NO
Wednesday 14 October 2026 09:51:05 GMT
Music
Download
Comments
Kurara⚽️🎶 :
Nay bhaki abi hawey hagezna ytrefom gn knrdealom ente kialna abay hagez eya neaom
2026-10-14 09:54:59
2
Natey smart :
Thinks buruk hewey meredae eu eti zeabeye hegez kalsi terfi eu
2026-10-14 17:03:21
1
To see more videos from user @happy4ever717, please go to the Tikwm
homepage.